Page 2 of 3

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 18 Mar 2023, 11:42
by Abe Abraham

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 21 Mar 2023, 13:38
by Abe Abraham

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 24 Mar 2023, 14:45
by Abe Abraham
  • " ኣንቲ ኣነ ተወጺዐ ብፍቕርኽየ ፡ ማእከላይ/መንጎኛ ዶ ክሰድድ ናብ ስድራኺየ ! "


Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 30 Mar 2023, 12:34
by Abe Abraham

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 04 Apr 2023, 01:33
by Abe Abraham

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 08 Apr 2023, 00:44
by Abe Abraham

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 15 Apr 2023, 14:53
by Abe Abraham

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 21 Apr 2023, 14:51
by Abe Abraham

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 28 Apr 2023, 12:35
by Abe Abraham
ደሱ ዓይባ ፥ ረቡዕ ትቕረየኒ !!


Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 06 May 2023, 16:43
by Abe Abraham
ኪዳነ ወዲ ዳነ ፥ ከማዓላትኩም !!!!!!

ተሳኒና ንንበር ኣብዛ ምድሪ
ኩሉ ፍጡር ሰላም እዩ ዝደሊ !!!




-

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 12 May 2023, 14:54
by Abe Abraham
  • ንጉሰ ወዲ ኣባዲ ፥ ዘማይ !!!

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 18 May 2023, 11:42
by Abe Abraham
  • ንጉሰ ወዲ ኣባዲ ፥ ጽራይ ዝደለየ !!!!




-

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 26 May 2023, 13:04
by Abe Abraham
  • ኣብራሃም ገብረ-መድህን ፥ ምግበይ !!!!!




-

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 29 May 2023, 13:39
by Abe Abraham
  • ኣብራሃም ገብረ-መድህን ፥ ኮኸብ ሰማይ !!!



[እቲ ነቲ ናይ ደርፊ ግጥሚ ዘስፈረ ምስጉን ሓውና " ሕልፎ ኣለኹ በይነይ ..." ኢሉ ዝጸሓፎ ጌጋ ኾይኑ ብ " አሕልፎ ( ከምቲ ኣርቲስት ኣብራሃም ገብረ-መድህን እንዳ ደረፈ ዝበሎ) ክትካእ ይግባእ እቲ ምንታይ ቀዳማይ ኣካል " አ " እምበር " የ " ስለዘይወስድ ። ማለት፥ 1_ሕልፍ//ነሕልፍ 2_ተሕልፍ/ተሕልፊ//ተሕልፉ/ተሕልፋ 3_ የሕልፍ/ተሕልፍ//የሕልፉ/የሕልፋ ... ብተማሳሳሊ ኣብ ቋንቋ ዓረብ 'ውን እቲ ሕጊ ከምኡ እዩ ።.....ካልእ ለጣፋይ " ይናፍቕ ኣሎ ልበይ" ክብል እንከሎ ደራፋይ ድማ "እናፍቕ ኣሎ ልበይ" ይብል ! ኣየነይተን ኢያ ቅንዕቲ ? ልበይ ( my heart) /ንሱ/ ሳልሳይ ኣካል ስለ ዝኾነ " ይናፍቕ " እምበር " እናፍቕ " ክንብል ኣይንኽእልን ኢና ። ደራሲ ግጥሚ ኣብ " ይናፍቕ " ስለ ዝተጋገየ ነታ ቀዳመይቲ " አሕልፎ " ጽቡቕ ዘምጸኣ ካብ ዕሙቕ ዝበለ ሰዋስዋዊ ፍልጠት ዘይኮነስ ብዕድል እዩ ክንብል ዶ ንኽእል ? መልሲ ናባኻትኩም - በጻሕቲ - ንገድፎ !! ]


-

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 02 Jun 2023, 14:04
by Abe Abraham
  • ኣለም ወዲ ይፍጠር !!!

ሰላም ሰላም ሰላም ሰላም ኣብ ኩሉ ዓለም
ዕብየት ፍቕሪ ዝሓዘለ ንሱ እዩ ዝድለ !!






  • ዓሳ መረብ ሓርማዝ ናይ ተከዘ
    ፍቕሪ ሰላም ይሓይሽ ካብ ትካዘ
    ህበይ እኳ ሰፈሩ ዝሓዘ!

    ሰፈር ህበይ ሰፈርና ኣይግበሮ
    ቀትሪ ጸሓይ ለይቲ ምስ ቆረሮ
    ተንጠልጢሉ ይሓድር ከም ከበሮ!

    ሩባ ኣባይ ውሕጅ ዝኸደኖ
    እምባ ኣሕፈሮም ግመ ዝሸፈኖ
    ንፍቕሪ 'ምበር ንሞት ዶ ይሕዘኖ
    ተፋቒርካ ጽልኢ መን ጀመሮ
    ሓደ ሕማቕ ሰይጣን ዝሰረሮ!

    ዝሓለፈ መክራና ይበሎ
    እቲ ዝመጽእ ደስታና ይበሎ!!



-

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 09 Jun 2023, 12:05
by Abe Abraham
  • ክንፈ ገብረ-ግዮርጊስ ፥ ኣንቲ ሽኮሪና !!!





-

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 15 Jun 2023, 15:14
by Abe Abraham
  • ክንፈ ገብረ-ግዮርጊስ ፥ እንታይ 'ሞ !!!




ሓዚ'ሞ ሓዚ ተዋዛወዚ
ባህሊ ትግርኛ ኣለኪ ሕዚ !!
ኣብ ዕሙር ጓይላ
እሽክትም በላ !!!

/4:50+/


-

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 18 Jun 2023, 11:24
by Abe Abraham
  • ማህሌት ገብረ-ግዮርጊስ ፥ በይነይ ተሪፈ !!!!




-

Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 24 Jun 2023, 10:26
by TesfaNews


Re: ደጊም ህዝቢ ትግራይ ኣይዕሾን እዩ !!!

Posted: 25 Jun 2023, 17:53
by Abe Abraham
  • ኤደን ገብረ-ስላሰ ፥ ወስን !!!!!




-