-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
ተኸታተሉ part 2
President Isaias Afwerki will conduct the 2nd part interview, focusing on regional and wider neighborhood issues. It will be broadcast live by both services Eri-Tv and Radio Dmtsi Hafash today 18 Feb., at 7:00pm LT.
-
- Member
- Posts: 3198
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: ተኸታተሉ part 2
No thanks Zed.
I can tell you with 100% certainty he won't be talking about resuscitating the economy, physical demarcation of the border, building state institutions, implementing the constitution or handing the reins of power to the next generation.
In short, it will the usual old-fashioned good-for-nothing . . .
ቀምሽ ኣሜሪካ ዓንቂፍኒ
ወያነ ጠሪጡ ወያነ ፈስዩ

- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተኸታተሉ part 2
We have a popular representative democracy in Eritrea with local elections. What do you want more than that ? The government is also working day and night to improve the living standard of the people by concentrating on food security, education and health.Eripoblikan wrote: ↑18 Feb 2023, 08:36No thanks Zed.
I can tell you with 100% certainty he won't be talking about resuscitating the economy, physical demarcation of the border, building state institutions, implementing the constitution or handing the reins of power to the next generation.
In short, it will the usual old-fashioned good-for-nothing . . .
ቀምሽ ኣሜሪካ ዓንቂፍኒ
ወያነ ጠሪጡ ወያነ ፈስዩ
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: ተኸታተሉ part 2
ልክዕ ኣለኻ፡ ግን እተን ወያነ የጥርጥን የፍሱን'ዩ ዝብላ መልሓስ ክሳዕ ዝሃለዋን፡ ንዐኣን ናይ ምዕስካር'ዉን ጌና፡ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ድሌት ክሳዕ ዝሃለወ ካሊእ ክብለካ ኣይትጸበ።
ኤርትራዊ እንተድኣ ኮይንካ ብሓቂ፡ እንታይ ኢዮም ምስዚ ኩሉ ግዝፎምን፡ ሓይሎምን ሃብቶምን ወግሐ- ጸብሐ ኤርትራ ፈሰወት ኤርትራ ጠረጠት ኢሎም ዝርበጹ ኢልካ ነብስኻ ሕተት።

Eripoblikan wrote: ↑18 Feb 2023, 08:36No thanks Zed.
I can tell you with 100% certainty he won't be talking about resuscitating the economy, physical demarcation of the border, building state institutions, implementing the constitution or handing the reins of power to the next generation.
In short, it will the usual old-fashioned good-for-nothing . . .
ቀምሽ ኣሜሪካ ዓንቂፍኒ
ወያነ ጠሪጡ ወያነ ፈስዩ
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ተኸታተሉ part 2
ንፍሽኽታ'ኡ
ኣብ ምጅማር "ዕብለላ ሓደ ብሄር 'ኣምሓራ' ኔሩ" . . . ፋኖ'ባ ከይሰምዑ፧
"ዶብ ከይሕንጸጽ ናይ ዋሽንግተን (ኣሜሪካ) ኣጀንዳ'ዩ ኔሩ" . . . ሕጂ'ከ ዶብ ከይሕንጸጽ ናይ መን ኣጀንዳ ኢዩ፧
"ኣብ ምንዳቕ ሃገራዊ ሰራዊት ሶማልያ ንሳተፍ ኣሎና" . . . . ኣብ ምንዳቕ ሃገራዊ ሰራዊት ዩክሬን ንዝሳተፋ ሃገራት'ከ ክንድግፎም ነዉሪ ኣይዀነን ምሽ፧
"ናይ ደገ ምትእትታው ኣብ ሶማል ኣየድልይን ኢዩ" . . . ኤርትራ ኣብ ሶማል ትገብሮ ምትእትታው'ከ ናይ ደገ ኣይዀነን ዲዩ፧
"ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ንሶማል ክሕግዝዋ ኣለዎም" . . . . ንዩክሬን ጐረባብታ እንተሓገዝዋ'ከ ጌጋ ዲዩ፧
"ሶማል ናብ ንቡር ንምምላስ ግዴታና ኢዩ" . . . ዩክሬን'ከ ክትፈርስ ክንፈርዳ ግቡእ ዲዩ፧
"ኢጋድ መጋበርያ ናይ ገለ ሃይልታት ስለዝዀነ ወጺእና" . . . ዩኤን'ከ መጋበርያ ኣይዀነን ዲዩ፧

ለፈገግታና 'ወራሪውን የወፈፌው ኃይል ለመኮነነ ያህል ነው!
-
- Senior Member
- Posts: 12614
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: ተኸታተሉ part 2
Anyone who has traveled along the Libi Tigray Road has met the agame Meleket.
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ተኸታተሉ part 2
“ጌም ኦቨር” ብለናል እኛ ጀግነናል፡
ነጭ ኣምበርክከናል!
(የታላቋ ተራ ካድሪት የFiyameta እና፡ የሰው ልጆችን በስራቸው ከመመዘን ይልቅ በቆዳ ቀለማቸው የሚከፋፍሉ፡ የነጭ ጥላቻ ልክፍት ዬተጠናወታቸው ፡ ኣፍቅሮተ-ራሻ ዬሚያንገበግባቸው ሃይሎች ፉከራና ቀረርቶ!)
ነፍስኄር ኣቶ መለስ ዜናዊ “ያይንቀለም” ቦተሊካ ሲጠነስሱ
የኛዎቹ ተራ ካድሬዎች እነ Fiyameta ደግሞ “የቆዳቀለም” ቦተሊካ ሊጠነስሱ ይሞክራሉ፡ በዚህኛው ክፍለዘመን! ማፈሪያዎች፡ ለካስ "ቆዳ ኣንጥፉልን" ዬሚሉት ያለነገር ኣይደለም!!!!!
“ጌም ኦቨር” ብለናል እኛ ጀግነናል፡
ነጭ ኣምበርክከናል! - ታላቁ፡ የታላቋ ተራ ካድሪት Fiyameta ምርጥ ጥቅስና ኣባባል

Meleket wrote: ↑20 Feb 2023, 10:00ንፍሽኽታ'ኡ