በህወሃት ይተረሸኑ 8 የ TDF አባላት!! ካብ ኣባላት TDF ዝበፀሐኒ ሓበሬታ መርሸንቲ
ካብ ኣባላት TDF ዝበፀሐኒ ሓበሬታ መርሸንቲ ከም ዝስዕብ ዘርዚረልኹም ኣለኹ ።
እዚ ጉዳይ ንቤተሰብ መወትቲ ኸቢድ ምዃኑ ይፈልጥ ግን ሓቁ ክፈልጡዎ ግድን አዩ ።
1-ተስፋይ ገ/ሔር .ተወላዲ ዕ/ሓሙስኣባል ኣርሚ 22 ኣብ ጭፍራ ተረሺኑ
2-ሓበን (ወዲ ልእልቲ) ትውልዲ ቦታ ዓዲ ሽሁ army 42
3-ዝናቡ ሃይሉ -ተወላዲ ማ/ው army 24 ካብ ጨርጨር ተወሲዱ ኣብ ምዕራብ ዝተረሸነ
4-ቤተልሄም ስዮም -ትውልዲ ማ/ው army 26 ኣብ ጭፍራ ዝተረሸነት
5- ቢንያም -(ናይ ኣቦስም ዘይተገለፀ) ትውልዲ መቀለ ዓይደር - ኣብ ጭፍራ ዝተረሸነ
6-ኣርአያ ተኸስተ -ትውልዲ ኣሕፈሮም ኣባል ኣርሚ 31 ኣብ ጋሸና ዝተረሸነ
7-ያሬድ ሃይሉ - ትውልዲ መቀለ ዓይደር -ኸባቢ ዳባጉና ዝተረሸነ
8-ዮሃንስ ግደይ -ትውልዲ ነበለት ኣብ ምዕራብ (ጨው በር ዝተረሸነ)
መሕዘንን መደንገፅን እዩ ኣደ ውላዳ ትእልሽ ፈቆዶ በረኻ ኾለል ትብል ።
ግን በለዕቲ ደቃ ክትፈልጥ ኣለዋ ። ተወሰኽቲ ሓበሬታ ለለኩም ብውሽጢ መስመር ርኸቡኒ[/color][/size]
Please wait, video is loading...
. First posted by wedi
[/quote]