Page 1 of 1

ነዚ ከዳሚ ዝገደፈሉ የብሉን

Posted: 01 Feb 2023, 00:22
by Mesob
ነዚ ከዳሚ ዝገደፈሉ የብሉን
ኣብ ኤርትራ ከምዚ ዓይነት ዘስተውዕሉ ተንተንቲ ፖለቲካ ዘለዉ ኣይመስለንን ኔሩ።
እዞም ደቂ እራይ ምራይ ከም በዓል ዶክተር ሲራጅን ሳልሕ ጆሃር ጋዲ ወዲ ውቕሮን ከዛባት ጂሃዳውያን ባራዩ ዓረብ ፡ "ብትግራይ ካብ ዘይኮነልናስ ብእስላማዊት ዓረባዊት ሱዳን ዘይንፍትን" ይብሉ ኣለዉ።
ቀደም ውን ሰንዓ ፎሩም ኢሎም መቀመጫ ዓረብ ይስዕሙ ኔሮም እዮም።