Good Sunday, from Asmara fruit & veg market.
Posted: 29 Jan 2023, 07:34
@0to1infinity
______
ወ/ሮ ዮርዳኖስ ሃብታይ፥ ኣብነታዊት ጓል ኣስመራ፥ ዕባይ ከተማ ኣብ ንጡፍ ሕርሻዊ ልምዓት ኣብ ጋሽ-ባርካ ን/ዞ/ ፎርቶ ሳዋ ጎላጉል ዋካይ ሕርሻዊ ፍርያት ኣብ ምብርካት እትርከብ ህያው ኣብነት ንካለኦት ደቂ- ኣንስትዮ ሃገርና'ያ።