Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
sesame
- Member+
- Posts: 5991
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55
Post
by sesame » 25 Jan 2023, 15:19
ሕማቅ ክሓልሙሉ - ዝደቀሱ
ዘባህረሮም ካብ ንእዶም - ቀስቂሱ
ንሰብ ብጃህራ - እዝኒ ዘናወጹ
ዝሸጎጦም - ናብ ሰፈር ኣናጹ
ኣፎም ከፊቶም - ክበልዕዎ
ሓራግጽ ኮይኖም - ዝመጽዎ
ቀማቒሙ - ጠባብቕ ዘምሰሎም
ዓቕሙ'ርእዩ - ዓቕሞም ዝነገሮም