ኣወል ትግራዋይ ክንሱ ኣብ ኣኽሱም መፂኡ ብመስዋእቲ ኤርትራውያን ምፍካር ንኤርትራውያን ዓብይ ፀርፍን ውርደትን እዩ። ኣብ ኣኽሱም ምፍካሩ ከሐጉሰኩም ይኽእል እዩ፣ግን ድማ ኣወል ብናይ መን ደም እዩ ዝቕልድ ዘሎ ኢልኩም ክትሓስቡ እዩ ዝግበአኩም።
ሓወልቲ ኣኽሱም ቅርሲ ሙስሊምን ክርስትያንን ተጋሩ እምበር ቤት እምነት ናይ ክርስትያን ኣይኮነን። እዚ ፈኸራ ምስ እምነት ቅድሚ ምትሕሓዝኩም፣ትግራዋይ ኣወል ብናይ መን ደም እዩ ዝቕልድ ዘሎ? ደም ኣሕዋትኩም ከ ንባርነት መን እዩ ኣብ ጎበታታ ትግራይ ፈሲሱ?! ንሱ እሞ ሕሰብሉ ብዛዕባ ሓወልትና ድማ ንግዜ ግደፉልና!!
Please wait, video is loading...