Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Thomas H
Senior Member
Posts: 12591
Joined: 27 Jan 2007, 16:30
Location: Kaliti
Contact:

The best Eritrean song lyrics

Post by Thomas H » 08 Dec 2022, 10:04

ብሕልመይ ሪአኪ ኣብ ጥቓ ገጀረት
በራድ ኣንጠልጢልኪ ካብ ራማ ዝመፀት

ብሕልመይ ሪአኪ ኣብ ጋሽ ባርካ
ወዲ ዓከር ክትበልዒ ብናይ ትግራይ ማንካ


euroland
Member+
Posts: 7932
Joined: 08 Jun 2018, 12:42

Re: The best Eritrean song lyrics

Post by euroland » 08 Dec 2022, 10:50

I like this one more

ብሁመራ ጌረ መረብ ሰጊረ፣
በዛላንበሳ ጌረ ሰንአፈ ሰጊረ፣
አስመራ እንተዘይአቴ አይ ትግራዋይን እየ።
እምቢ አይሰምዕን እየ(x5)


:lol: :lol: :lol:

Thomas H wrote:
08 Dec 2022, 10:04
ብሕልመይ ሪአኪ ኣብ ጥቓ ገጀረት
በራድ ኣንጠልጢልኪ ካብ ራማ ዝመፀት

ብሕልመይ ሪአኪ ኣብ ጋሽ ባርካ
ወዲ ዓከር ክትበልዒ ብናይ ትግራይ ማንካ


Thomas H
Senior Member
Posts: 12591
Joined: 27 Jan 2007, 16:30
Location: Kaliti
Contact:

Re: The best Eritrean song lyrics

Post by Thomas H » 08 Dec 2022, 22:28

ፓንተይ ሪአያ ተሰጢሓ ኣስመራ
ከምኣ ኢላ ኣላ ዘይቀየረት ሕብራ

ብሕልመይ ሪኤኪ ፥ ኣብቲ ኮምፒሽታቶ
ሰብ ሰብ ኣጭንውኪ ፥ እቲ ናትና ሽቶ

ዛ'ፀብሒ ንሰርሐላ ታ'ዓባይ ድስቲ
ኣስመራ ተራእያ ናተብኣሳላ ኣንስቲ !

ብሕልመይ ሪኤኪ አብ ከተማ ከረን
ብናይ ትግራይ ወርቂ ክትብሊ ሻዕነን

ኣማዕድየ ሪአኪ ብፀሮንና
ማይ ሒዝኪ ክትሓልፊ ብብጫ ጀረካና

ብሕልመይ ሪአኪ ኣብ ኣስመራ
ናቖርጠምኪ ናውቕሮ ቆሎ ሽምብራ

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20576
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: The best Eritrean song lyrics

Post by Fed_Up » 08 Dec 2022, 23:22

Thomas H wrote:
08 Dec 2022, 22:28
ፓንተይ ሪአያ ተሰጢሓ ኣስመራ
ከምኣ ኢላ ኣላ ዘይቀየረት ሕብራ

ብሕልመይ ሪኤኪ ፥ ኣብቲ ኮምፒሽታቶ
ሰብ ሰብ ኣጭንውኪ ፥ እቲ ናትና ሽቶ

ዛ'ፀብሒ ንሰርሐላ ታ'ዓባይ ድስቲ :P
ኣስመራ ተራእያ ናተብኣሳላ ኣንስቲ !

ብሕልመይ ሪኤኪ አብ ከተማ ከረን
ብናይ ትግራይ ወርቂ ክትብሊ ሻዕነን

ኣማዕድየ ሪአኪ ብፀሮንና
ማይ ሒዝኪ ክትሓልፊ ብብጫ ጀረካና

ብሕልመይ ሪአኪ ኣብ ኣስመራ
ናቖርጠምኪ ናውቕሮ ቆሎ ሽምብራ
^^^ ብቋንቋ ትግረኛ ተተርጊሙ ንኣንበብቲ ይቅረብ


እንዳ Starvun Marvin ትግረኛ ጥይትን እንተዝኸውን ነይሩ ተወዲኢና ኔርና :lol: :lol:

Post Reply