Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Vodkachew & ባህላዊ ጨወታችን, still talking nonstop

Post by Zmeselo » 07 Dec 2022, 16:21











Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: Vodkachew & ባህላዊ ጨወታችን, still talking nonstop

Post by Abe Abraham » 07 Dec 2022, 23:51

https://mereja.com/forum/viewtopic.php? ... 5#p1346357

  • እዚ ኩሉ ዕብድ-ብድ ካብ " ኤርትራን ኢትዮጵያ ሕውነት እንተ ኣጥርዮም ንሕና ከም ውሑዳን ተጸጊዕና ክንተርፍ ኢና " ዝብል ኣቕምኻን መጠንካን ዘይምፍላጥ ዝተበገሰ ኣጉል ስግኣትን ፍርሕን እዩ ። ህወሃት ዕንድክር ክልል እንከላ ምስ ዓበይቲ ኣብ ጠረጴዛ ዘይቀረብኩ ኢላ ተዕገርግር !!!

Abe Abraham wrote:
27 Nov 2022, 15:41
Fed_Up wrote:
27 Nov 2022, 02:19
And the rest is HISTORY!! 8) 8) 8) :P


The question is how these idiot so-called leaders of agamewoch go to bed and wake up acting as if nothing happened.


They are evil by nature. ቀናኣትን ሓሳዳትን ክንብል እንከለና እቲ ቅንኦም ኣብ መጎት/ሎጂክ ዝተመሰረተ መዓስ ኮይኑ ። It is pure evil. ሰላም ጌሮም ኢልካስ ሸርኢ ! " ተደሚሮም " ኢልካስ ውጸኣት ! ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ክማላለሱ እዮም ኢልካስ ተቕማጥ !

ኢትዮጵያን ኤርትራን ይቃራረባ ኣለዋ እሞ ንሕና ነቲ ምቅርራብ ክነጓናድቦን ክንዕንቅፎን ኣሎና ኢላ ጁንታ ብክፍኣት ትሰርሐሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ኣኽላባታ " ንሕና ንናጽነት ኤርትራ ከም ዝኸብር ጌርና " ክብሉ ይስምዑ ኔሮም ። ንኹሉ ነገራት ዲስራፕት ክንገብር ብዙሕ ደም ኣፍሲስና ፈሺልና ኣብ ክንዲ ምባሎም እኳ'ዩ !!!! :lol: :lol: :lol:


Please wait, video is loading...

Post Reply