-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Vodkachew & ባህላዊ ጨወታችን, still talking nonstop
https://mereja.com/forum/viewtopic.php? ... 5#p1346357
- እዚ ኩሉ ዕብድ-ብድ ካብ " ኤርትራን ኢትዮጵያ ሕውነት እንተ ኣጥርዮም ንሕና ከም ውሑዳን ተጸጊዕና ክንተርፍ ኢና " ዝብል ኣቕምኻን መጠንካን ዘይምፍላጥ ዝተበገሰ ኣጉል ስግኣትን ፍርሕን እዩ ። ህወሃት ዕንድክር ክልል እንከላ ምስ ዓበይቲ ኣብ ጠረጴዛ ዘይቀረብኩ ኢላ ተዕገርግር !!!
Abe Abraham wrote: ↑27 Nov 2022, 15:41
They are evil by nature. ቀናኣትን ሓሳዳትን ክንብል እንከለና እቲ ቅንኦም ኣብ መጎት/ሎጂክ ዝተመሰረተ መዓስ ኮይኑ ። It is pure evil. ሰላም ጌሮም ኢልካስ ሸርኢ ! " ተደሚሮም " ኢልካስ ውጸኣት ! ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ክማላለሱ እዮም ኢልካስ ተቕማጥ !
ኢትዮጵያን ኤርትራን ይቃራረባ ኣለዋ እሞ ንሕና ነቲ ምቅርራብ ክነጓናድቦን ክንዕንቅፎን ኣሎና ኢላ ጁንታ ብክፍኣት ትሰርሐሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ኣኽላባታ " ንሕና ንናጽነት ኤርትራ ከም ዝኸብር ጌርና " ክብሉ ይስምዑ ኔሮም ። ንኹሉ ነገራት ዲስራፕት ክንገብር ብዙሕ ደም ኣፍሲስና ፈሺልና ኣብ ክንዲ ምባሎም እኳ'ዩ !!!!
Please wait, video is loading...