Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

EmbassyMedia - 'ብበሊሕ መላጸ ዝሓለፈ መራሒ ሃገር - ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ!

Post by Zmeselo » 07 Dec 2022, 16:04





መልኣከ ኣብርሃም - ዙር መንደላይ - Sawa zur 35 _ Melake Abraham_ Zur Mendelay _ Eritrean music 2022

Last edited by Zmeselo on 07 Dec 2022, 16:16, edited 1 time in total.


Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: EmbassyMedia - 'ብበሊሕ መላጸ ዝሓለፈ መራሒ ሃገር - ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ!

Post by Meleket » 08 Dec 2022, 08:34

ኣብ በሊሕ መላጸ

ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡
ኣብ በሊሕ መላጸ፡

ብመስዋእቶም ...
ዘስገሩ ብጾቶም፡
ዘይርሳዕ ውዕለቶም፡
ንሳቶም ...

ኣብ በሊሕ መላጸ ሚልዮናት ዘስገሩ
በጃ እናሓለፉ ፍቕሮም ዘመስከሩ፡
ሃገር ዝፈጠሩ፡
አናብስ ስዉኣት” ወትሩ ይዘከሩ።

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: EmbassyMedia - 'ብበሊሕ መላጸ ዝሓለፈ መራሒ ሃገር - ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ!

Post by Temt » 08 Dec 2022, 14:58

Meleket wrote:
08 Dec 2022, 08:34
ኣብ በሊሕ መላጸ

Ayte Meleket,
If this is your own poem, I want to congratulate you for using standard Tigrigna as opposed to what you have been using Agamigna type Tigrigna.
ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡
ኣብ በሊሕ መላጸ፡

ብመስዋእቶም ...
ዘስገሩ ብጾቶም፡
ዘይርሳዕ ውዕለቶም፡
ንሳቶም ...

ኣብ በሊሕ መላጸ ሚልዮናት ዘስገሩ
በጃ እናሓለፉ ፍቕሮም ዘመስከሩ፡
ሃገር ዝፈጠሩ፡
አናብስ ስዉኣት” ወትሩ ይዘከሩ።

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: EmbassyMedia - 'ብበሊሕ መላጸ ዝሓለፈ መራሒ ሃገር - ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ!

Post by Meleket » 09 Dec 2022, 04:07

Ayte Temt,

ብኣዪቲ ደኣ መጪኻ፧ :mrgreen: "standard Tigrigna" ማለት’ከ እንታይ ማለት ኢዩ፧ መን ውጽኦ ኢዩ’ከ እቱይ "standard" ፧ ንትግርይና መን ኢዩ ኡንኮ ቕዲ ኣለዎ ዚብል፧ ቋንቋ መረዳድኢ’ኡ፡ ብዙሕነት ላህጃ ሃብቲ’ኡ ዚብል’ኡ ርድኢትና። :mrgreen:

ኪገጥሙ እንተተተባቢዖም ደኣ፡ ቖልውዕ እንከይተረፉ ከምዡይ ገሮም ኪገጥሙ ኣምበይምተጸገሙን።

ብርግጽ ዋዕላ ቋንቋ ትግርይና ካብ ዚጋባእ ክንደይ ዓመታት ገሩ፧ ንቋንቋ ትግርይና "standard" ኬውጽዕ ዚበቕዕ ኣካል’ከ መን ኢዩ፧ ንኵለን ካብ ቋንቋ ግዕዝ ዚወረስናየን ፊደላትና’ከ ኣፍልጦ ይህብ ዲዩ፧ ቢልና ምሓተትና'ሞ "መልሲ ግን የለን" ከይከውን ንስከፍ።

በዙይ በለ በቱይ ንስለ’ቲ ምትብባዕካ ብልቢ ነመስግነካ፤ ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ብኤርትራዊ ጭውነትን ፍናንን ሓበንን።
:mrgreen:
Temt wrote:
08 Dec 2022, 14:58
Meleket wrote:
08 Dec 2022, 08:34
ኣብ በሊሕ መላጸ

Ayte Meleket,
If this is your own poem, I want to congratulate you for using standard Tigrigna as opposed to what you have been using Agamigna type Tigrigna.
ተሰሪዖም ከም ጻጸ፡
ኣብ በሊሕ መላጸ፡

ብመስዋእቶም ...
ዘስገሩ ብጾቶም፡
ዘይርሳዕ ውዕለቶም፡
ንሳቶም ...

ኣብ በሊሕ መላጸ ሚልዮናት ዘስገሩ
በጃ እናሓለፉ ፍቕሮም ዘመስከሩ፡
ሃገር ዝፈጠሩ፡
አናብስ ስዉኣት” ወትሩ ይዘከሩ።

Post Reply