Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

euroland
Member+
Posts: 7818
Joined: 08 Jun 2018, 12:42

Re: 60 ሽሕ ሰራዊት፡ ኣብ 60 መዓልታት!! ኣብ ም'ንቲምንታይ?

Post by euroland » 06 Dec 2022, 23:46

FAKE NEWS ALERT 🚨


sarcasm wrote:
06 Dec 2022, 20:54

Asmara
Member
Posts: 1366
Joined: 24 May 2007, 05:09

Re: 60 ሽሕ ሰራዊት፡ ኣብ 60 መዓልታት!! ኣብ ም'ንቲምንታይ?

Post by Asmara » 07 Dec 2022, 04:50

ከም ረድኢ ጌሩ ትፍእ ወያነ ዘልመጸ ኮቶ ኣይርከብን እዩ። ኣሰና ጎሲኻ ማለት እዩ። 60 000 ሰራዊት ኤርትራ ኣብ 60 መዓልቲ ማለት? 1000 ኣብ ሓደ መዓልቲ ማለት እዩ። እምበርከ ተጋዳላይ ድዩ ኔሩ እዝስ? ንኸብድኻ ክትብልሲ ክንድዚ ሕስረት?
እቲ ጸገም ናይ ተቓወምቲ ኢና በሃልቲ እቲ ኩቱር ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሰያስን ህግደፍን ዘለዎም ናብ ኩቱር ጽልኢ ሃገር እዩ ጸርዩ :lol: ። እቲ ጽቡቕ ነገሩ ግን ኣብ ሶሻል ሚድያ ወጺእካ ዓንገረር ኢልካ ኢድካ ናብ ወያነ ነሲእካ ድራር ዕለትካ ምምእራር ጥራይ እያ። ካብ ዘረባ ኣይሓልፉን እዮም።

Post Reply