-
- Senior Member
- Posts: 10186
- Joined: 23 Feb 2013, 20:08
-
- Member+
- Posts: 7935
- Joined: 08 Jun 2018, 12:42
-
- Member
- Posts: 1379
- Joined: 24 May 2007, 05:09
Re: 60 ሽሕ ሰራዊት፡ ኣብ 60 መዓልታት!! ኣብ ም'ንቲምንታይ?
ከም ረድኢ ጌሩ ትፍእ ወያነ ዘልመጸ ኮቶ ኣይርከብን እዩ። ኣሰና ጎሲኻ ማለት እዩ። 60 000 ሰራዊት ኤርትራ ኣብ 60 መዓልቲ ማለት? 1000 ኣብ ሓደ መዓልቲ ማለት እዩ። እምበርከ ተጋዳላይ ድዩ ኔሩ እዝስ? ንኸብድኻ ክትብልሲ ክንድዚ ሕስረት?
እቲ ጸገም ናይ ተቓወምቲ ኢና በሃልቲ እቲ ኩቱር ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሰያስን ህግደፍን ዘለዎም ናብ ኩቱር ጽልኢ ሃገር እዩ ጸርዩ ። እቲ ጽቡቕ ነገሩ ግን ኣብ ሶሻል ሚድያ ወጺእካ ዓንገረር ኢልካ ኢድካ ናብ ወያነ ነሲእካ ድራር ዕለትካ ምምእራር ጥራይ እያ። ካብ ዘረባ ኣይሓልፉን እዮም።
እቲ ጸገም ናይ ተቓወምቲ ኢና በሃልቲ እቲ ኩቱር ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሰያስን ህግደፍን ዘለዎም ናብ ኩቱር ጽልኢ ሃገር እዩ ጸርዩ ። እቲ ጽቡቕ ነገሩ ግን ኣብ ሶሻል ሚድያ ወጺእካ ዓንገረር ኢልካ ኢድካ ናብ ወያነ ነሲእካ ድራር ዕለትካ ምምእራር ጥራይ እያ። ካብ ዘረባ ኣይሓልፉን እዮም።