Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member+
Posts: 33201
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

ማሴ ማሴ ማሴ:ውሰዶ ውስዶ ውሰዶ!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 01 Dec 2022, 23:47

ክንደናይ'ኮ ከይንኽአሎ ግን ክንፍትኖ
ካዕናን ኤርትራ ሰራዊት
ብግብሪ ዝኣምን ብዘይ ጃህራ
ብፈኸራ ዘይደሃል ናይ የህባይ ዝላ
ብህዱአ መንፈስ ዝሰብር መንጋጋ ዕንደራ
ወዲ መን ድዮ ካብ ቀደሜ
ወዲ ጎሚዳ ራአሲ ወ/ልሚካኤል ሰሎሙን
ወዲ ባህታ ሓጎስ ኣቦ ጥመር
ወዲ ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን
ወዲ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ አንድዩ
ራዛ ናይ ኤርትራውያን ጀጋኑ ዝሓዘ
ኣፍራቃ ዘይኮን'ስ ዓለም ዘዛረበ
ኮርዒዳ ወዲ ኣዱሊስ ጅግና ኤርትራዊ
ቃል ኣቦሓጎታቱ ዘይዕብር ኣንበሳ ነብሪ'
ናይ ኣፍሪቃ ዘይኮነ'ስ ናይ ዓለም
ተስፋ ሰናቂ

ክቅጽሎ'ዶስ ይኣኽለኩም?........