Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Awel Seid, conquered Axum?

Post by Zmeselo » 01 Dec 2022, 16:45

ጠፋእና ስላስ ...

Halafi, iz zis true?
😂

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Zmeselo » 01 Dec 2022, 18:15

Here it is, halafi!

Enjoy!
:lol: :lol: :lol: :lol: :lol:

ስርሒት GAME OVER/ኣወል ስዒድ

Cigar
Senior Member
Posts: 11567
Joined: 19 Apr 2010, 00:03

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Cigar » 01 Dec 2022, 18:40

Axumamenzra, tigrayfunfunpeople, Leflafi adghi, hoe Eden, sarcasm grow some balls and watch the video in its entirety and say something about this world renounced poet Eritrean Awel Seid telling you the fact being inside your own homes.
Listen to him and analyze what he is saying. Don’t freaking shoot your own ugly feet like you did so far.
Every thing he said is absolutely true.
Hating Eritrea and Eritreans is only going to blind you funfunat, ungrateful filthy agames.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Temt » 01 Dec 2022, 19:56

Of course, it is. Isn't Axum part of Eritrea? "ወይለከይ ደመቁ" በለት ኣደይ ደመቀሽ ሰይተቦይ መንገሻ በዓል ኣባሻውል። ኣቦይ መንገሻ ኣብ ኣስመራ ዝዓበዩ ኣምሓራይ እዮም ነይሮም። ሓንቲ መዓልቲ በዓልቲ ቤቶም ዕንጨይቲ ክገዝኡለን ኣርባዕተ ሽሊንግ ናይ እንግሊዝ ሂበን ኣፋነወኦም። ኣቦይ መንገሻ ከኣ፡ ናይ ሜስ ወልፊ ስለዝነበሮም፡ ከምታ ኣመሎም ወየን ገንዘብ ብምስታይ ሜስ ሓሺሾም የማን ጸጋም መናድቕ ገዛ ኣባሻውል እንዳተደገፉ፡ ማዕጾ ገዝኦም ኳሕኲሑ። ኣደይ ደመቀሽ ከኣ ካብታ ጥዕምቲ ድቃሰን ተበራቢረን፡ "ክላእ፡ ተካል ናብራ! እዛ ብእዋኑ ንገዛኹም ምእታውሲ ካን ሓርቢታትኩም"፧ እንዳበላ ማዕጾ ከፈታሎም። የግዳስ ሜስ-ሜስ፡ እንዳጨነወ ትንፋሶም፡ ጥራይ ኢዶም ደርገፍገፍ እንዳበሉ ናብ ገዛ ምስ ኣተዉ፡ "እዋእ! ዘይረኽቦ ዘይብለይ፡ ወዮ ዕንጨይቲ ደኣ ኣቤይ'ሎ"፧ ኢለን ምስተወከሰኦም፡ ኣቦይ መንገሻ ትቕብል ኣቢሎም፡ "ክሊ ሃላው፡ ኣነ ንርእሰይ ዕንጨይቲ ኰይነ እኖኹልኪ መጺአኪ ኣሎኹ፡ ኣይተስተዋሕድዮ" በልዋ ወዮም ብወርቂ ኣፎም "ኣነ ሓማሴናይ'የ" ክብሉ ዝፍለጡ ዝነበሩ ኣቦይ መንገሻ። :lol: :lol: :lol:
Last edited by Temt on 02 Dec 2022, 20:18, edited 1 time in total.

Jaegol
Member
Posts: 1617
Joined: 31 Oct 2019, 20:06

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Jaegol » 01 Dec 2022, 20:06

Oh my my my … shabia shabia… tplfs biggest mistake is to fight with its teacher shabia….
Tplf controls only mekele now, it can’t even find recruits if it wants to war for fourth round…
Game truly getting over for good

Hawzen
Member+
Posts: 7274
Joined: 07 Jun 2012, 05:03

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Hawzen » 01 Dec 2022, 20:12

Cigar wrote:
01 Dec 2022, 18:40
Axumamenzra, tigrayfunfunpeople, Leflafi adghi, hoe Eden, sarcasm grow some balls and watch the video in its entirety and say something about this world renounced poet Eritrean Awel Seid telling you the fact being inside your own homes.
Listen to him and analyze what he is saying. Don’t freaking shoot your own ugly feet like you did so far.
Every thing he said is absolutely true.
Hating Eritrea and Eritreans is only going to blind you funfunat, ungrateful filthy agames.

Brother Cigar,

Let's be honest here. How do you want the low IQ agames to not hate Eritrea and Eritreans when you are the very people and country who first crashed their dream of Abay Tigray? Then you were also the very people who have played major role in dashing agames' hope of conquering Arat Killo again!! Not only that, you have also been the very people who have taken all their weapons including rockets and missiles that were hidden all over Tigray!!! Today, because of Eritrea and Eritreans' major role, agames ego is deflated and their backbone is broken. This in turn resulted an absolute capitulation of the coward TPLF goons!!! Obviously, the coward agames can't say all these things directly and they have to create false propaganda to demonize Eritrea and Eritreans in front of the international community.

By the way, I love this historic clip made by Awel Sied... We need this to teach our children and our next generations :lol: :oops: :mrgreen:

Dedebit is always dedeb
R.I.P Abay Tigray and TPLF terrorist group

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Temt » 02 Dec 2022, 20:32

Temt wrote:
01 Dec 2022, 19:56
Of course, it is. Isn't Axum part of Eritrea? "ወይለከይ ደመቁ" በለት ኣደይ ደመቀሽ ሰይተቦይ መንገሻ በዓል ኣባሻውል። ኣቦይ መንገሻ ኣብ ኣስመራ ዝዓበዩ ኣምሓራይ እዮም ነይሮም። ሓንቲ መዓልቲ በዓልቲ ቤቶም ዕንጨይቲ ክገዝኡለን ኣርባዕተ ሽሊንግ ናይ እንግሊዝ ሂበን ኣፋነወኦም። ኣቦይ መንገሻ ከኣ፡ ናይ ሜስ ወልፊ ስለዝነበሮም፡ ከምታ ኣመሎም ወየን ገንዘብ ብምስታይ ሜስ ሓሺሾም የማን ጸጋም መናድቕ ገዛ ኣባሻውል እንዳተደገፉ፡ ማዕጾ ገዝኦም ኳሕኲሑ። ኣደይ ደመቀሽ ከኣ ካብታ ጥዕምቲ ድቃሰን ተበራቢረን፡ "ክላእ፡ ተካል ናብራ! እዛ ብእዋኑ ንገዛኹም ምእታውሲ ካን ሓርቢታትኩም"፧ እንዳበላ ማዕጾ ከፈታሎም። የግዳስ ሜስ-ሜስ፡ እንዳጨነወ ትንፋሶም፡ ጥራይ ኢዶም ደርገፍገፍ እንዳበሉ ናብ ገዛ ምስ ኣተዉ፡ "እዋእ! ዘይረኽቦ ዘይብለይ፡ ወዮ ዕንጨይቲ ደኣ ኣቤይ'ሎ"፧ ኢለን ምስተወከሰኦም፡ ኣቦይ መንገሻ ትቕብል ኣቢሎም፡ "ክሊ ሃላው፡ ኣነ ንርእሰይ ዕንጨይቲ ኰይነ እኖኹልኪ መጺአኪ ኣሎኹ፡ ኣይተስተዋሕድዮ" በልዋ ወዮም ብወርቂ ኣፎም "ኣነ ሓማሴናይ'የ" ክብሉ ዝፍለጡ ዝነበሩ ኣቦይ መንገሻ። :lol: :lol: :lol:
Sorry folks correction to the story as someone has kindly corrected the story I posted yesterday, and I stand corrected.
Of course, it is. Isn't Axum part of Eritrea? "ወይለከይ ደመቁ" በለት ኣደይ ደመቀሽ ሰይተቦይ መንገሻ በዓል ኣባሻውል። ኣቦይ መንገሻ ኣብ ኣስመራ ዝዓበዩ ኣምሓራይ እዮም ነይሮም። ሓንቲ መዓልቲ በዓልቲ ቤቶም ዕንጨይቲ ክገዝኡለን ኣርባዕተ ሽሊንግ ናይ እንግሊዝ ሂበን ኣፋነወኦም። ኣቦይ መንገሻ ከኣ፡ ናይ ሜስ ወልፊ ስለዝነበሮም፡ ከምታ ኣመሎም ወየን ገንዘብ ሜስ ብምስታይ ሓሺሾምመን፡ ዋላ የማን ጸጋም መናድቕ ገዛ ኣባሻውል እንዳተደገፉ መገዲ ክቕጽሉ ስለ ዘይከኣሉ፡ ንሓደ በዓል ዓረብያ (ምናልብሽ ኣቦ Axumጋዕዘና) ገዛ ከብጽሖም ተወዓዒሎም፡ ማዕጾ ገዝኦም ኳሕኲሑ። ኣደይ ደመቀሽ ከኣ ካብታ ጥዕምቲ ድቃሰን ተበራቢረን፡ "ክላእ፡ ተካል ናብራ! እዛ ብእዋኑ ንገዛኹም ምእታውሲ ካን ሓርቢታትኩም"፧ እንዳበላ ማዕጾ ከፈታሎም። የግዳስ ሜስ-ሜስ፡ እንዳጨነወ ትንፋሶም፡ ጥራይ ኢዶም ደርገፍገፍ እንዳበሉ ናብ ገዛ ምስ ኣተዉ፡ "እዋእ! ዘይረኽቦ ዘይብለይ፡ ወዮ ዕንጨይቲ ደኣ ኣቤይ'ሎ"፧ ኢለን ምስተወከሰኦም፡ ኣቦይ መንገሻ ትቕብል ኣቢሎም፡ "ክሊ ሃላው፡ ኣነ ንርእሰይ ዕንጨይቲ ኰይነ እኖኹልኪ መጺአኪ ኣሎኹ፡ ኣይተስተዋሕድዮ" በልዋ ወዮም ብወርቂ ኣፎም "ኣነ ሓማሴናይ'የ" ክብሉ ዝፍለጡ ዝነበሩ ኣቦይ መንገሻ።
[/i] :lol: :lol: :lol:

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Meleket » 03 Dec 2022, 05:15

ወዲ ሓወቦና ካብ ዝፈነወን ገለ ገለ ትሕዝቶ ክንሰምዕ ዕድል ረኺብና ነቢርና’ሞ፤ ብዙሕ ቁምነገር ተዛሪቡ ንስለቲ ጻዕሩን ተበግሶኡን ንሙግሶ። እተን ዳግማይ ኪሓስበለን ዚግባእ ጉዳያት ድማ ብኤርትራዊ ጭውነት ሃበንን ምቕሉልነትን ድማ ነካፍሎ፡ ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን

“ድርብ ዕያር” ዶ ኣይዀነን?

ብዛዕባ ልዑላውነት ኤርትራ እናሞገተ፡ ንልዑላውነት ሃገረ ኡክሬን ጎሲዩ ንወራሪ ፑቲን ምምጓሱ ተዓዚብና፤ እዙይ “ድርብ ዕያር” ዚበሃል ድማ ከምዡይ ዓይነት ኣተሃሳስባን ኣካይዳን ኣይኮነን ዲዩ? ልዑላውነት ሃገር ኪበሃል ከሎ እታ ሃገር ምስ ድላያ ክትቋረን ክትዛመድ መሰላ’ዶ ኣይዀነን? ንኣብነት ሃገረ ኤርትራ፡ ምስ ሃገረ የመን ዝነበረ ጉዳይ ብዘየገድስ፡ ኣብ ዓሰብ ንቀጠር’ዶ ንኤሜሬት መዓርፎ ነፈርቲ እንተካረየት ጐረባብታ ከጉባዕብዑላ ቅቡል ዲዩ? ጅቡቲ ሰፈር ዝተፈላለዩ ሃይልታት ክትከውን ብምምራጻ ጐረባብታ ሃዲድናያ ንፈልጥ ዲና? ክንዲ ዝዀነ ድማ ሃገrን ህዝብን መንግሥትን ዩክሬን ምስ ድላዩ ሃገር ኮነ ሃይሊ ዝምድና እንተመስረተ ኪጉበጠን ኪውረርን ይግባእ ዲዩ? ነቲ ቅሉዕ ወራር ሩሲያ ንልዑላዊ ሃገር ዩክሬን ኪነመክንየሉ ይግባእ ዲዩ? ንአሽሓት ሰላማውያን ሰባት ግዳዪ ዚገብር ዛሎ ንወራሪ ፑቲን’ከ ክንምጉስን ክነመላኽእን ይግባእ ዲዩ? ምስቲ ወዲ ሃወቦና ብዛዕባ እዙይ ጉዳይ ዝተዛረቦ እዙይ ሕቶና ኅሊና ዝኹርኹህ ጉዳይ ኪኸውን ተስፋ ንገብር። ንገለ ቦሊሲታት ኣማሪካ ስለዝጸላእና ወይ ግዳይ ገለ ቦሊሲታት ኣማሪካ ስለዝዀንና፡ ንዕላዊ ወራር ሩሲያ ክንድግፍ ይግባእ ዲዩ?

ምንጪ ጥቀሱ

ካብ ካልኦት ዝወሰድኩሞ ሃሳብ ኮነ ታሪክ ክትገልጹ ከለኹም ምንጪ ጥቀሱ ቢሉ ይዕድመናሞ እሞ ንሱ “ባንኪን ታንኪን” ቢሉ ኪገልጽ ከሎ ካብ ጋዜጠኛታት ጦቢያ ከምዝተለቅሖ ኣይገለጸልናን። ከምዡይ ኪገብር ከሎ ንሱውን ምንጪ ይጥቀስ ደኣ።

“ተቃለስቲ’ዶ ኣሸበርቲ ወይ ግብረሽበራውያን

ኣብ ሓደ መደርኡ ወዲ ሓወቦና ከምዡይ ቢሉ፥-
ሓደ ናይ ምሁር ደንቆሮ ኤርትራዊ’የ ዚብል እንታይ ኪብል ሰሚዔዮ መስለኩም “ምስ ኣሜሪካ ትኣኽል፡ ምስ ምዕራባውያን ዝኣክል ይበኣሱ እዚኦም” ኢሉ ብተምሳጥ ከሕነቕንቕ ሰሚዔዮ። ሓዚነ፡ ኣብ ሻዕብያ ከየብጻሕኩ ባዕለይ ክምልሰሉ ኢየ። እዚኣ ንዓይ ግደፉለይ። ሓዝ መልሰይ፡ ግብርሓፋሽ እንተአትጋሂሱ፡ ልዑላውነት ሃገር እንተተደፊሩ ከም ሕዝብኻ ብቁመና እንተፈሪስካ ኣኸለ’ዩ፤ ኣብነትካ ትግራይ ትኹን። ‘ኣሜሪካ ሃገር ኢያ’። እወ። ‘ኃያል እውን ኢያ።’ እወ። ከፊኡ እንተከፍኣ ግን ማንታ ህንጻኣ ‘ተቃለስቲ’ ሮማዕ ከምዘበልዎ ኣስተውዕል። ኢለ መሊሰልካ ኣሎኹ። . . . .

እሞ’ከ ደኣ ተቃላሳይ ንአሽሓት ሰላማውያን ሰባት ዕላማን ግዳይን ይገብር ዲዩ?

ተቃላሳይ ማለት አብ ክንዲ ወተሃደራዊ ዕላማ ንአሽሓት ሰላማውያን ሰባት ዚቐዝፍ ተግባር ዚፍጽም ዲዩ?

ተቃላሳይ ህንጻታት ዚሰርሕ ዲዩ ሕንጻታት ዜዕኑ?

ኣብዚ ነታ ሕቶ ናብ ሻዕብያ ከየብጻሔ ባዕሉ ኪምልሳ ብምፍታኑ፡ ርኡይን ዓብይን ጌጋ ተጋጊዩ። እዞም ኣሽሓት ዜጋታት ዓለምና ብሰላማዊ መንገዲ ዝዓዩለን ዝነበራ ንማንታ ህንጻ ዜዕነው ባእታታት ኣሸበርቲ ወይ ግብረ ሽበራውን እምበር ተቃለስቲ ወይ ተጋደልቲ ኣይዀኑን። ተጋዳላይ ወይ ተቃላሳይ ኣሽሓት ሰላማውያን ሰባት ምእንቲ ኬድሕን በጃ ይሓልፍ እምበር ንሰላማውያን ሰባት ግዳዪ ኣይገብርን ኢዩ። ክንዲ ዝዀነ ድማ እዞም ማንታ ህንጻ ዘዕነው “ሮማዕ ዘበሉ” ውልቀሰባት አሸበርቲ ወይ ግብረሽበራውያን እምበር ተቃለስቲ ክንብሎም ኣይግባእን።

ወዲ ሓወቦና ካብ ዝሰማዕናሉ ፍትዋት አገላልጻታት ሓደ ክልተ ፈዪ ከነብል፦

ንመራሕቲ ‘መንግሥቲ ክልል ትግራይ’ “ምስ ክራቫታኦም ናብ ፕሪቶሪያ ከይዶም ዝተማረኹ” ቢሉ ንበኣል ስታሊን ዝመለሰሎም ግሩም አገላልጻ ኢያ። 100/100 ሂብናዮ ኣሎና።

ኤርትራዊ ኣብ እምኒ ሕነ ኣይፈድይን ኢዩ። ሓውልቲ ሰማእታት ተዀምብያ ብወያነ ስለዝዓነወ፡ እቱይ ንጥንታዊ ግዕዛዊ ፊደላትና ሰቲሩ ንዘመናት ንቅድመ-ኣኽሱማዊ ታሪካዊ ዛንታታት ህዝብና ዝዓቐበ ሓወልቲ መጠራ፡ ብወየንቲ ከምዝዓኑ እንተተፈረደኳ፤ መንግሥትን ህዝብን ኤርትራ ግዜ ሂቡና ቢሎም ንሓወልቲ ኣዅሱም ከዕንዉ ኣይደለዩን ዚበሎ ኣገላልጻ ፈቲናሉ ኣሎና። ብርግጽ ንጭውነት ኤርትራውያን ዝያዳ ዜጉልህ፤ ንአራዊታዊ ተግባር ወየንቲውን ዝያዳ ዚገልጽ ግሩም አገላልጻ። ኣገናዕ ወዲ ሓወቦና ክንብሎ ንፈቱ! ኣብዡይ እውን 100/100 ሂብናዮ ኣሎና።

ኣብ ቀጻሊ “ያበጠው ይፈንዳ” ቢሉ ኮነ ምስ “መምህሩ” ተላዚቡ ብዛዕባ “ፊዚካል ዲማርኬሽን” እንተተብተቦ ድማ ኣይጽላእን ኢዩ። ኢሳያስ ጸጋይ “ንዶብ እንድዩ ተኸፊሉ ጅግና” ከምዝበለ፤ እዙይ ኩሉ ናይ ዓመታት ገልታዕታዕን ከልበትበትን ህዝቢ ኤርትራ ብ“ቨርችዋል ዲማርኬሽን” ዘይዀነ ብ “ፊዚካል ዲማርኬሽን” ኪዛዘም አይግባእን’ዶ? ቢሉ ይሕተት። “ፊዚካል ዲማርኼሽን” ንህዝቢ ኤርትራ የርብሖ’ዶ የኽስሮ? ቢሉውን ይሕተተልና ንመምህሩ። ኣብ ቀጻሊ ስርሓቱ ብዛዕባ ህንጸት ብዛዕባ ኮንስትራኽሽን ብዛዕባ ሕርሻ ብዛዕባ ቱሪዝም ብዛዕባ ጸዓት ወዘተ ዛሎ ተኽእሎታት ስራሕ እንተቀረበ ድማ ንጽበዮ።

በዙይ በለ በቱይ እቱይ ጉዳይ ዶብን ልዑላውነትን ኣብዙይ ኪጥመር ይግባእhttps://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=2&t=308857

ኤርትራውያን "ናትና ኣይንህብን ዘይናትና _ _ _ _ _ _ _!" ክንብል ከሎና ብወገን ኢትዮጵያ ክንየው እዘን 146 ነቑጣታት ወይ መዓስከራት ነማዕድዎ ነገር የብልናን ማለት'ና ዶ ኣይዀነን? :mrgreen:

Zmeselo wrote:
01 Dec 2022, 16:45
Awel Seid, conquered Axum?

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Zmeselo » 03 Dec 2022, 05:24

I wonder how many Eritreans, these Ukrainian tanks killed?

Ethiopia buys 200 T-72 tanks from Ukraine
https://www.defenceweb.co.za/land/land- ... Itemid=105

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Meleket » 03 Dec 2022, 05:44

ሓዉና Zmeselo ክንደይ ካብዘን ናይ ኡክሬን ታንክታት'ከ ዋንነት ህዝባዊ ሰራዊትና ኰይነን ቢልካ'ከ ሓሲብኻ'ዶ?

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12335
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Fiyameta » 03 Dec 2022, 07:42

ኣርዓዶም... ኣርዓዶም...
ትፈትሖም... ትጸምዶም...
ጎይታ ግብሪ ደጀንካ አውሒስካ ትዓርድ አብ ከብዶም...
አታ'ቲ ጉዶም'የ ... 'ቲ ጉዶም'የ...
ሓራም ዓቢዶም'የ... ሓራም ዓቢዶም'የ... ሓራም ዓቢዶም'የ...
ምስ ዘይጽመድ አርዓዶም ጸሚዶም!
8) 8)

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Meleket » 05 Dec 2022, 05:17

ልዑላዊት ሃገር ኡክሬን ንዝወረረ ፑቲን ንምምጓስ፡ እዘን ታንክታት ኡክሬን ምክኒት ኪኾና ኣይግባእን። እዘን ታንክታት ኡክሬን ዛይኮኑስ፡ ተዀስቶም ኢትዮጵያውያን ኢዮም ንኤርትራውያን ዝቀተሉ። 'ሓጺን ዛይኰነስ ሰብ ኢዩ ንሰብ ዚቐትሎ' ኪበሃል ንሰምዕ።

ብኸምዡይ እንተሓሰብና ድማ፡ 65ሽሕ ስውኣትና ኣበዪ ብዝተሰርሔ ጥይትን ክላሽንን ብሬንን መድፍዕን ታንኪን ተቐቲሎም ክንብል ኢና? ኣይ ራሻ እንድያ እልቢ ዛይብሉ ብረት ንደርጊ ሂባ፡ ንሰውራ ኤርትራ ከምዘንሳሕብ ዝቐሰበት። . . . ሓቂስ ንጕሰሞ ደኣ እምበር ኣይንጉሰዮ። . . . ነዘን ታንክታት ንጦብያ ዚሸጠ መንግስቲ ኡክሬን'ከ ብርግጽ ንህዝቢ ኡክሬን ይውክል ነቢሩ'ዶ? ብደሞክራሲያዊ መገዲ ዚተመርጸ መንግሥቲ ነቢሩ'ዶ? ቢልና ምሕታትውን ዚኸኣል'ዩ።

Zmeselo wrote:
03 Dec 2022, 05:24
I wonder how many Eritreans, these Ukrainian tanks killed?

Ethiopia buys 200 T-72 tanks from Ukraine
https://www.defenceweb.co.za/land/land- ... Itemid=105
ወዲ ሓወቦና ብርግጽ ኣብ ላዕሊ ዝሃብናዮ ሓሳባት ነቢቡ ምስ ኅልናኡ እንተተላዘበ ግርም ኢዩ። ጉዳይ "ብሪንሲብል" ኢዩ!

1) ወራሪ ወራሪ ኪበሃል ይግባእ ፑቲን ልዑላዊት ሃገር ወሪሩ ኣሎ ወራሪ ድማ ኢዩ።

2) ንካልኦት ምንጪ ጥቀሱ ቢልና ክንምዕድ ካሎና ንሕናውን ምንጪ ምጥቃስ የድልየና'ኡ።

3) ንግብረሽበራውያንን ስቪላዊ ዕላማ ጌሮም ንሰላማውያን ዚቐዝፉ ባእታታትን "ተቃለስቲ" ዛይኮኑ "ሽበራውያን" ወይ "ግብረሽበራውያን" እዮም ኢና ንብል ዛሎና፡ ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ብኤርትራዊ ጭውነት ሃበንን ምቕሉልነትን። :mrgreen:

"ፊዚካል ዲማርኼሽን" ዋሕስ ነባሪ ሰላምና!
https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=2&t=308857

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Zmeselo » 05 Dec 2022, 05:21

You want me to care about Ukrainians more than I care about Eritreans, but sorry it ain't gonna happen.

Down, with Nazist- NATO!

Meleket wrote:
05 Dec 2022, 05:17

Post by Meleket » 05 Dec 2022, 05:34

"ብሪንሲብል" . . . "ናይ ራሻ ኃጢኣት ደምሲስካ፡ ናይ ኡክሬን ኃጢኣት ከተግዝፍ ምፍታን" . . . "ታሪኽ ኣይምሕርን'ኡ" . . .

"ትንፈር እምበር ጤል'ያ" . . . "ድርብ ዕያር"!

ኤርትራዊ = ኡክሬናዊ = ደቅ ሰባት . . . ኤርትራውያን = ኡክሬናውያን = (ዝተጐብጡን ዝተወረሩን ልዑላዊ ሃገር ዚውንኑ ህዝብታት)

ናይ መለስ ጦብያ = ናይ ፑቲን ራሻ = ልዑላዊ ሃገራት ዝወረሩ ሕልመኛታት
:mrgreen:
Zmeselo wrote:
05 Dec 2022, 05:21
You want me to care about Ukrainians more than I care about Eritreans, but sorry it ain't gonna happen.

Down, with Nazi NATO!

Meleket wrote:
05 Dec 2022, 05:17
ልዑላዊት ሃገር ኡክሬን ንዝወረረ ፑቲን ንምምጓስ፡ እዘን ታንክታት ኡክሬን ምክኒት ኪኾና ኣይግባእን። እዘን ታንክታት ኡክሬን ዛይኮኑስ፡ ተዀስቶም ኢትዮጵያውያን ኢዮም ንኤርትራውያን ዝቀተሉ። 'ሓጺን ዛይኰነስ ሰብ ኢዩ ንሰብ ዚቐትሎ' ኪበሃል ንሰምዕ።

ብኸምዡይ እንተሓሰብና ድማ፡ 65ሽሕ ስውኣትና ኣበዪ ብዝተሰርሔ ጥይትን ክላሽንን ብሬንን መድፍዕን ታንኪን ተቐቲሎም ክንብል ኢና? ኣይ ራሻ እንድያ እልቢ ዛይብሉ ብረት ንደርጊ ሂባ፡ ንሰውራ ኤርትራ ከምዘንሳሕብ ዝቐሰበት። . . . ሓቂስ ንጕሰሞ ደኣ እምበር ኣይንጉሰዮ። . . . ነዘን ታንክታት ንጦብያ ዚሸጠ መንግስቲ ኡክሬን'ከ ብርግጽ ንህዝቢ ኡክሬን ይውክል ነቢሩ'ዶ? ብደሞክራሲያዊ መገዲ ዚተመርጸ መንግሥቲ ነቢሩ'ዶ? ቢልና ምሕታትውን ዚኸኣል'ዩ።

Zmeselo wrote:
03 Dec 2022, 05:24
I wonder how many Eritreans, these Ukrainian tanks killed?

Ethiopia buys 200 T-72 tanks from Ukraine
https://www.defenceweb.co.za/land/land- ... Itemid=105
ወዲ ሓወቦና ብርግጽ ኣብ ላዕሊ ዝሃብናዮ ሓሳባት ነቢቡ ምስ ኅልናኡ እንተተላዘበ ግርም ኢዩ። ጉዳይ "ብሪንሲብል" ኢዩ!

1) ወራሪ ወራሪ ኪበሃል ይግባእ ፑቲን ልዑላዊት ሃገር ወሪሩ ኣሎ ወራሪ ድማ ኢዩ።

2) ንካልኦት ምንጪ ጥቀሱ ቢልና ክንምዕድ ካሎና ንሕናውን ምንጪ ምጥቃስ የድልየና'ኡ።

3) ንግብረሽበራውያንን ስቪላዊ ዕላማ ጌሮም ንሰላማውያን ዚቐዝፉ ባእታታትን "ተቃለስቲ" ዛይኮኑ "ሽበራውያን" ወይ "ግብረሽበራውያን" እዮም ኢና ንብል ዛሎና፡ ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ብኤርትራዊ ጭውነት ሃበንን ምቕሉልነትን። :mrgreen:

"ፊዚካል ዲማርኼሽን" ዋሕስ ነባሪ ሰላምና!
https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=2&t=308857

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12335
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Fiyameta » 05 Dec 2022, 08:22

It's inevitable..... Beautiful! 8) 8)

Zack
Senior Member
Posts: 16162
Joined: 17 Feb 2013, 08:24

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Zack » 05 Dec 2022, 09:10

At last a Muslim has conquered Axum wonderful

Dr Zackovich

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Meleket » 05 Dec 2022, 10:38

እታለም Fiyameta ዛሬ ደግሞ የኣዅሱም ከንቲባ መሆን ኣማረሽ ኣይደል? :mrgreen: ኣቤት ያንቺ ነገር "ህዝብን ለማናቆር መቼም ሳትተኝ ነው የምታድሪው!"

እንዲህ ኣድርገሽ ከኣዅሱም ሃወልት ጥግ ያለ ይዞታን፡ ከዚህ በፊት ላልነበረ መስጅድነት ካደልሽማ "በሙስና እንዳትያዥ"፤ ምክንያቱም ከኣዅሱም ሃወልት ዙርያ ያለው ስፍራ ከዚህ ቀደም ሌላ ነገር ሰፍሮበታልና! ውሸት ካልሽ ጀነራል ሳሞራን ጠይቂያቸው! ቦታ ካልጠፋ ግን ለምን ከኣዅሱም ሃወልት ጥግ መስጅዱን ለማሰራት ወጠንሽ እቴዋ? :mrgreen:

ነገ ደግሞ "ከላሊበላ ቤተክርስትያን" ጎን ምን ይሆን ስለሽ የምታሳዪን? በፎቶሾፕ ነገ የላሊበላ ከንቲባም ከመሆን ማይ ያግድሻል?
:mrgreen:
Fiyameta wrote:
05 Dec 2022, 08:22
It's inevitable..... Beautiful! 8) 8)

መቼም ስለ "ፊዚካል ዲማርኼሽን" አንድ ቀን በፎቶ ሾፕሽ ታሳዪን ይሆናል። ያዛሬዋ ከንቲባ ዘኣዅሱም! ትንሽ ተዝናናንብሽ ኣይደል! :mrgreen:

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Zmeselo » 05 Dec 2022, 11:02

Remember, NATO & the West are as innocent as Angels from heaven! :lol:

kerenite
Member
Posts: 4441
Joined: 16 Nov 2013, 13:15

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by kerenite » 05 Dec 2022, 16:49

Meleket wrote:
05 Dec 2022, 10:38
እታለም Fiyameta ዛሬ ደግሞ የኣዅሱም ከንቲባ መሆን ኣማረሽ ኣይደል? :mrgreen: ኣቤት ያንቺ ነገር "ህዝብን ለማናቆር መቼም ሳትተኝ ነው የምታድሪው!"

እንዲህ ኣድርገሽ ከኣዅሱም ሃወልት ጥግ ያለ ይዞታን፡ ከዚህ በፊት ላልነበረ መስጅድነት ካደልሽማ "በሙስና እንዳትያዥ"፤ ምክንያቱም ከኣዅሱም ሃወልት ዙርያ ያለው ስፍራ ከዚህ ቀደም ሌላ ነገር ሰፍሮበታልና! ውሸት ካልሽ ጀነራል ሳሞራን ጠይቂያቸው! ቦታ ካልጠፋ ግን ለምን ከኣዅሱም ሃወልት ጥግ መስጅዱን ለማሰራት ወጠንሽ እቴዋ? :mrgreen:

ነገ ደግሞ "ከላሊበላ ቤተክርስትያን" ጎን ምን ይሆን ስለሽ የምታሳዪን? በፎቶሾፕ ነገ የላሊበላ ከንቲባም ከመሆን ማይ ያግድሻል?
:mrgreen:
Fiyameta wrote:
05 Dec 2022, 08:22
It's inevitable..... Beautiful! 8) 8)

መቼም ስለ "ፊዚካል ዲማርኼሽን" አንድ ቀን በፎቶ ሾፕሽ ታሳዪን ይሆናል። ያዛሬዋ ከንቲባ ዘኣዅሱም! ትንሽ ተዝናናንብሽ ኣይደል! :mrgreen:
Selam meleket,

From your writing, I deduce out that you seem to be angry why the alnegash mosque is positioned near the axum obelisk.

Ok fiyametta wants to make you mad and he does it deliberately. For the record, fiyametta with his multi accounts is the only eritrean here along with one or two others who don't give a rats asz about religion. I say that not out of the blue but out my 10 years experience in this forum.

Mr. Meleket,

Of course alnegashi mosque is located at WuQro far away from Axum and not near "the sacred obelisks" which made you mad.

Historically, the obelisks of axum were erected by the BEJAS who were ruling abyssinia then. Please avoid debtera historians and don't be hoodwinked by what they lie.

To clarify,

the bejas did have contact with the ancient egyptians and they learned the knowhow from them how to erect a sophisticated obelisk. In lowland eritrea, we have small or tiny obelisks scattered and which were erected by the bejas.

Please... Please.. Tigriyans (including deQi) Don't tell us that the obelisks were erected by your forefathers.

The reality is, during that period of time, your forefathers were running naked after a rabbit carrying sticks lest they capture it and have something to eat.

And you tell us that they have erected the sophisticated obelisks, please tigryans ayte deqi among them (from the noble tribe lol), give us a break. Even present day tigriyans cannot erect such type of sophisticated obelisks.

Finally, do not distort or re-write history.

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Awel Seid, conquered Axum?

Post by Meleket » 06 Dec 2022, 02:38

kerenite wrote:
05 Dec 2022, 16:49

ወዳጃችን kerenite እንዴት ነህ ባያሌው!

አስተማሪው መልሳችን እኮ ህዝብን ለማናቆር እየተፍጨረጨረች ላለችው ለ Fiyameta ነው። ኣዅሱምን ማን ሰራው መቼ ተሰራ ወዘተ የሚል ኣይደለም እኰ ውይይታችን። ቤጃዎች ይስሩት፡ ኩናሞች ይስሩት፡ አማሮች ይስሩት፡ ትግሮች ይስሩት አገዎች ይስሩት ወዘተዎች ይስሩት ሃወልቱ ኣዅሱም ውስጥ ይገኛል። እንዳልከው ሃወልቶች በተለያዩ የኤርትራ ክፍሎችም ይገኛሉ፡ ከነዚህ ቅድመ ኣዅሱም ሃወልቶች አንዱ የከስከሰው የመጠራው፡ ጥንታውያን የግዕዝን ፊደላት ቁልጭ አድርጎ የሚያሳየው እንደሆነ ሊካድ የማይችል ታሪካዊ ሃቅ ነው። ፊደላቱን ቀርጸው የወቀሩትም የያኔው ደብተሮች እንደሆኑም ይገመታል።

ያሁኖቹ ትግሮች ሃወልት መስራት ኣይችሉም ላልከው የአሁኖቹ ቤጃዎችስ? የአሁኖቹ አማሮችስ? የአሁኖቹ ኩናሞችስ? የአሁኖቹ አገዎችስ? ተብሎ ሊጠየቅ ይችላል፡ ላሊበላ አጠገብ በቅርቡ አዲስ የተሰራ ውቅር ቤተክርስትያን አለ ሲባል ግን ሰምተናል። 'ደብተሮች' ይጻፉት አይጻፉት ባናውቅም፡ ትግራይ ውስጥ ያልተነገረላቸው በመቶዎች የሚቆጠሩ ውቅር አብያተ ክርስትያኖች እንዳሉም እናውቃለን፡ ኧረ ኣንዳንዱንም በታሪክ ኣጋጣሚ ጐብኝተናቸዋል ወዳጄ። እነሱንም ነው ቤጃዎች የሰሩት ብለን አንጠይቅህም? :mrgreen:

ውይይታችን “እስልምና የሰላም እምነት ነው ወይስ ኣይደለም” የሚልም ኣይደለም፤ ትክክለኛው እስልምና የሰላም እምነት መሆኑን ማንም ዜጋ ኣያጣውምና።

ቁምነገሩ ያለው በፎቶሾፕ የአዅሱም ከንቲባ ለመሆን ኣምሯትስ፤ ውቅሮ ላይ ያለውን የአልነጃሽ መስጅድ በመድፍ ሲመታ ዝም ብላ ስታበቃ፡ ኣዅሱም ላይ መንትያውን ከሓውልቱ ኣጠገብ ማስፈሯ ላዪ ነው ወዳጄ። ነገሩ ኢትዮጵያውያንና የትግራይን ህዝብ የሚመለከት ጉዳይ ነው። እኛ እንደ ኤርትራውያን የመሃልና የመስመር ዳኞች መጠን ደግሞ ነጻ እዪታችንን ኣጋርተናል። ውቅሮ ሌላ ኣዅሱም ሌላ ውቕሮማራይ ሌላ መሆኑን ግን እናውቃለን። የፎቶሾፗ የኣዅሱም ከንቲባ እኮ ያሉት "The Al Nejash Mosque of Axum" እንጂ "The Al Nejash Mosque of WuQro" ኣይደለም። :lol:

ኣሁን እስቲ ራስህ ታዘበው፡ ቢዘን ተራራ ላይ የአልነጃሽ ነው ወይስ የአልሙሳ ወይ ኣልዓሊ ወይ ኣልአወል መስጅድ ይሰራ ብሎ አንዱ ወፈፌ በፎቶሾፕ ቢለጥፍ፡ የኛዎቹ ወጠጤ ካድሬዎች መልስ ምን ሊሆን እንደሚችል ገምት። ኣካፋማ ኣካፋ ዶማም ዶማ መባል ኣለበት። :mrgreen:

ታሸም ተበጠበጠም ያለንበት ዘመን፤ እንደ አወል ሰዒድ የመሳሰሉ ግልብ ኤርትራውያን አርቲስቶች ሳይቀሩ “የ9/11 ፍጻሜን የ'ታጋዮች' ስራ እንደሆነ አድርገው ህዝብን ለማወናበድ እየተፍጨረጨሩ ያለበት ግዜ ነው፤ በመሆኑም አሸባሪን አሸባሪ፡ ታጋይን ደግሞ ታጋይ ማለት ኅሊና ያላቸው ሰዎች ስራ ነው በመሆኑ፤ እኛ ኤርትራውያን የመሃልና የመስመር ዳኞችም ይህንን ነው ያደረግነው።
:mrgreen:

Post Reply