-
- Member
- Posts: 3206
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
ኣባ ቀሺ ኤዛና፡ ከምዚኣ ለሚድኩም ኢኹም ገዳም እንዳባ ጉና ዝገደፍኩማ
ፈለስቲ ሓሺሽ ብምልማዶም ጥርሑ ዝተረፈ ገዳም
***************
ኣብ ሓደ ንእሽተይ ገዳም ተኸተልቲ እምነት ቡድሃ፡ እቶም ፈለስቲ መርመራ ሓሺሽ ምስ ተገበረሎም፡ ሓሺሽ ከምዝወስዱ ስለዝተረጋገጸ፡ እቲ ገዳም ጥርሑ ከምዝተረፈ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ኣፍሊጦም።
ኣብቲ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ዞባ ፔታቹቡን ዝርከብ ገዳም፡ ኣብ ገዳም ዝርከቦም ኣርባዕተ ፈለስቲ መርመራ ምስ ተገበረሎም ኣብ ደሞም ሜታፎታሚን ዝበሃል ዓይነት ሓሺሽ ከምዝተረኸቦም ሰብ መዚ እቲ ዞባ ሓቢሮም።
እቶም ፈለስቲ ካብቲ ወልፊ ንኽገላገሉ ሕክምናዊ ሓገዝ ንኽግበረሎም ናብ ፍሉይ ሕክምና ተወሲዶም ከምዘለዉ’ውን ተገሊጹ።
https://bbc.in/3AYrzlD
-
- Member
- Posts: 3206
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: ኣባ ቀሺ ኤዛና፡ ከምዚኣ ለሚድኩም ኢኹም ገዳም እንዳባ ጉና ዝገደፍኩማ
Eripoblikan wrote: ↑30 Nov 2022, 06:36

- Senior Member
- Posts: 13597
- Joined: 27 Jan 2020, 23:15
Re: ኣባ ቀሺ ኤዛና፡ ከምዚኣ ለሚድኩም ኢኹም ገዳም እንዳባ ጉና ዝገደፍኩማ
I can guess you are an addicted Isaias die hard slave!
-
- Member
- Posts: 3206
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49