- R.I.P ሓርበኛ እኩድ ሓምድ እኩድ ። ንስድራ-ቤቱን ኣዝማዱን ብርሑቕን ብቐረባን ዝፈልጥዎ ሰባትን መቓልስቱን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም።
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
R.I.P ሓርበኛ እኩድ ሓምድ እኩድ
-
- Senior Member+
- Posts: 33274
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: R.I.P ሓርበኛ እኩድ ሓምድ እኩድ
ሙናድል ከቢር ሓምድ አኩድ ወድ አኩድ ዲብ ኤርትራያ ዓዱ ምን ሰብዒናት ተሰለፋ፣ ወክምስል ኩሉ ኤርትራዊ ሙናድል ዓዱ ሓረራ። ዎ ዲብ ኢስትቅላል በዓድ ዲብ ዓዱ አስክ ኢሽትሽሃዱ ዋጅቡ አስክ አሽትሽሃዱ ዮም በፍኽር ሰርሓ። ክርም ረሒብ ግብል ኤርትራያ!!!
-
- Member
- Posts: 4477
- Joined: 16 Nov 2013, 13:15
Re: R.I.P ሓርበኛ እኩድ ሓምድ እኩድ
Where is fendadaw when you need him? Good news for him, a shiritam is gone for good. BebiHade seb weHade.Abe Abraham wrote: ↑30 Nov 2022, 00:31
- R.I.P ሓርበኛ እኩድ ሓምድ እኩድ ። ንስድራ-ቤቱን ኣዝማዱን ብርሑቕን ብቐረባን ዝፈልጥዎ ሰባትን መቓልስቱን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም።
Hey fendadaw, I love to hear from you or from your pronents who tacitly approve the term SHIRITAM and as such one can deduce out that they condone it.
The dual forumers "asmara" or "eritrea" or perhaps could be the same character come to mind.
My question to you, what is your take on the term "shiritam"? Do not run around the bush. Reply in two or three lines.
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: R.I.P ሓርበኛ እኩድ ሓምድ እኩድ
በቲ ስድራይ ዘዘንተውለይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ እኩድ ሓምድ እኩድ በቲ ሽዑ ምቅርራብ ዝነበረ ንሱን ካልኦት ሓፋሽ ዉዱባት ዘለዎም ከም በዓል መስመር ዝተባህሉ ደቂ ናቕፋ ኣብ ሓደ ብጨንፈር ባህሊ ህዝባዊ ወያነ ዝተዳለወ ምሽት - ሓደ ሓውና ወዲ ከረን ተማሃራይ ትግርኛን ዓረብን እንዳ ገበረ መራሕ መድረኽ ኮይኑ ዝሓገዞም - ኣምስዮም ምስ ተመልሱ ገለ ደቂ ዓድና ናይ ሻዕቢያ እንዳ ፈለጡ ትማሊ ደኣ ኣበይ ኬድኩም ኔርኩም እንተ በልዎም መስመር '' ትማሊ ናብ እንዳ ወይኣነ ትግራይ ኬድና " ምስ በሎም እዛ ኩላ ሰብ ብሰሓቕ ሞይታ ።
ነቲ ዝረኣይዎ ምርኢት ሓደ ፍልዩን ዘደንጹን ነገር ኔርዎ ንሱ ድማ ፡ ናየናይ ቦታ ናይ ትግራይ ይኹን ፡ ኢድካ ኣብ ቱሽቱሽካ ኣእቲኻ ንኣካላትካ ከም ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ተጠቂምካ ምጽዋት ዝምልከት እዩ ኔሩ ።
-
ነቲ ዝረኣይዎ ምርኢት ሓደ ፍልዩን ዘደንጹን ነገር ኔርዎ ንሱ ድማ ፡ ናየናይ ቦታ ናይ ትግራይ ይኹን ፡ ኢድካ ኣብ ቱሽቱሽካ ኣእቲኻ ንኣካላትካ ከም ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ተጠቂምካ ምጽዋት ዝምልከት እዩ ኔሩ ።
-
-
- Member
- Posts: 2803
- Joined: 25 May 2007, 13:45
Re: R.I.P ሓርበኛ እኩድ ሓምድ እኩድ
Seriously Kerenite are you on your periods lately? You are not any more making any sense. First of all, I am the one and only Eritrea in this forum and I have no other nicknames. That often is TPLF folks traits.
Giving added names to heroes is just a sign of sickness more than any thing else. And arguing with sick people is also a waste of valuable times. If possible giving treatment would be a better choice but that will also require approval from the concerned patient.