Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!

Post by Abe Abraham » 29 Nov 2022, 18:37

ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!

Post by Abe Abraham » 29 Nov 2022, 19:01

  • ሓንቲ - ከም ዘይተጸበናዮ - ዝሕል ዝበለት ናይ ኣሜሪካ ፊልም ኣብ ሲነማ እንዳ ረአና እንከለና ሓደ ብዙሕ ዘይተመሰጠ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣብታ ፊልም ሰባት ብቡኛታት ክጓሳጡ እንከለዉ ምስ ረኣየ ንምዕዛር ሕጂ እያ እታ ምችእቲ ግዜ ብምባል ነታ ኣጋጣሚ ከይምለጠቶ እንከላ ዓው ኢሉ " በሉ ቦሊስ ክንጽውዕ ክንከይድ!! " ድሕሪ ምባል ተፋንዩና ንደገ ገጹ ምስ ኣምረሐ እዛ ኩላ ኣብ እቲ ስፍራ ምርኢት ዝነበረት ሰብ ነታ ፊልም ገዲፋ በዛ ሰሓቕ ከብዳ ቆሲላ !!

-

tarik
Senior Member+
Posts: 33103
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!

Post by tarik » 29 Nov 2022, 19:18

Abe Abraham wrote:
29 Nov 2022, 18:37
ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!
ክላአ ኣነ ክሳብ ሕጂ ኣሜሪካ ከመይ ገይራ ን ኢራን ከም ዝሰዓረታ ገሪሙኒ ኣሎ ኣቢ-ኣብርሃም፣ ንስኻ ድማ ኣርኪብካ። ያ ሱዳኒ ዋሒድ :lol: :lol: :mrgreen:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!

Post by Abe Abraham » 29 Nov 2022, 21:41

tarik wrote:
29 Nov 2022, 19:18
Abe Abraham wrote:
29 Nov 2022, 18:37
ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!
ክላአ ኣነ ክሳብ ሕጂ ኣሜሪካ ከመይ ገይራ ን ኢራን ከም ዝሰዓረታ ገሪሙኒ ኣሎ ኣቢ-ኣብርሃም፣ ንስኻ ድማ ኣርኪብካ። ያ ሱዳኒ ዋሒድ :lol: :lol: :mrgreen:
ኢራን ጎል ንከእትዉ እኹል ዕድላት ፈጢሮም ግን ኣይመዓልቶምን ግዲ ኮይና ኣይሰለጦምን ። ቅሩብ ዝሕዘነኒ እታ ዝኣተወቶም ጎል ኣዝያ ቀላል ብምንባራ እዩ ። ዋላ ኣብ'ታ ዘይተቖጽረት ጎል እውን ብመጠኑ ዝሕታለ ኔርዎም ። ኣብ መጻኢ ዓወት ንምነየሎም።

-

tarik
Senior Member+
Posts: 33103
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!

Post by tarik » 29 Nov 2022, 22:13

Abe Abraham wrote:
29 Nov 2022, 21:41
tarik wrote:
29 Nov 2022, 19:18
Abe Abraham wrote:
29 Nov 2022, 18:37
ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!
ክላአ ኣነ ክሳብ ሕጂ ኣሜሪካ ከመይ ገይራ ን ኢራን ከም ዝሰዓረታ ገሪሙኒ ኣሎ ኣቢ-ኣብርሃም፣ ንስኻ ድማ ኣርኪብካ። ያ ሱዳኒ ዋሒድ :lol: :lol: :mrgreen:
ኢራን ጎል ንከእትዉ እኹል ዕድላት ፈጢሮም ግን ኣይመዓልቶምን ግዲ ኮይና ኣይሰለጦምን ። ቅሩብ ዝሕዘነኒ እታ ዝኣተወቶም ጎል ኣዝያ ቀላል ብምንባራ እዩ ። ዋላ ኣብ'ታ ዘይተቖጽረት ጎል እውን ብመጠኑ ዝሕታለ ኔርዎም ። ኣብ መጻኢ ዓወት ንምነየሎም።

-
አወ ንሱስ ንሱ አንዲዩ ግን፣ ፈቲና ጸሊአና አዚ ጉዳይ ስፖርት ኣይነበርን አቲ ጸወታ ናይ ፖሎቲካ አዩ ነይሩ ብወገነይ። ተጻወቲ ኣመሪካ-cia ዝያዳ ንኽዕወቱ ጽዒሮም አቲ ጎል ዘአተዋ ድማ ዳርጋ ንሂወቱ አዩ ተበጅዩ ጎል የአቲይዋ። ተጻወቲ ጋንታ ኢራን ግን ብፍላይ ድማ ኣብ ቀዳማይ ሸቶ ብዙሕ ኣይመሰጡኒን፣ንክስዕሩ ውን ባህጊ ወይ ድልየት ዝነበሮም ውን ኣይመስሉን ነይሮም፣ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ኢራን ኣመሪካን፣ኢስራኤልን፣አንግሊዝን፣ጀርመንን ናይ መፈንቅሎ መንግስቲ ዘካይድዎ ዝለው ነቶም ተጻወቲ ኢራን ውን ብገንዘብ ወይ ካልአ ፖሎቲካዊ ተስፋታት ዝሃብዎም ኮይኑ ተሰሚዑኒ ንዓይ።ብዝኾነ ኣብ ዝመጽአ 4 ዓመታት ጽቡቅ ንምነየሎም ንጋንታ ኢራን አንተ ሃሊያ'ስ ከም መንግስቲ አዩ?

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!

Post by Abe Abraham » 30 Nov 2022, 00:53

tarik wrote:
29 Nov 2022, 22:13
Abe Abraham wrote:
29 Nov 2022, 21:41
tarik wrote:
29 Nov 2022, 19:18
Abe Abraham wrote:
29 Nov 2022, 18:37
ታሪኽ ዓዲ እከለ ንዓዲ እከለ ብኩዕሶ ቀጥቂጣታ እንዳበለ ናይ ግጥም ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ ከቕርብ እንከሎ ንሓደ መስሓቕ ወዲ ደቡብ ሱዳን ኣዘኪሩኒ!!
ክላአ ኣነ ክሳብ ሕጂ ኣሜሪካ ከመይ ገይራ ን ኢራን ከም ዝሰዓረታ ገሪሙኒ ኣሎ ኣቢ-ኣብርሃም፣ ንስኻ ድማ ኣርኪብካ። ያ ሱዳኒ ዋሒድ :lol: :lol: :mrgreen:
ኢራን ጎል ንከእትዉ እኹል ዕድላት ፈጢሮም ግን ኣይመዓልቶምን ግዲ ኮይና ኣይሰለጦምን ። ቅሩብ ዝሕዘነኒ እታ ዝኣተወቶም ጎል ኣዝያ ቀላል ብምንባራ እዩ ። ዋላ ኣብ'ታ ዘይተቖጽረት ጎል እውን ብመጠኑ ዝሕታለ ኔርዎም ። ኣብ መጻኢ ዓወት ንምነየሎም።

-
አወ ንሱስ ንሱ አንዲዩ ግን፣ ፈቲና ጸሊአና አዚ ጉዳይ ስፖርት ኣይነበርን አቲ ጸወታ ናይ ፖሎቲካ አዩ ነይሩ ብወገነይ። ተጻወቲ ኣመሪካ-cia ዝያዳ ንኽዕወቱ ጽዒሮም አቲ ጎል ዘአተዋ ድማ ዳርጋ ንሂወቱ አዩ ተበጅዩ ጎል የአቲይዋ። ተጻወቲ ጋንታ ኢራን ግን ብፍላይ ድማ ኣብ ቀዳማይ ሸቶ ብዙሕ ኣይመሰጡኒን፣ንክስዕሩ ውን ባህጊ ወይ ድልየት ዝነበሮም ውን ኣይመስሉን ነይሮም፣ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ኢራን ኣመሪካን፣ኢስራኤልን፣አንግሊዝን፣ጀርመንን ናይ መፈንቅሎ መንግስቲ ዘካይድዎ ዝለው ነቶም ተጻወቲ ኢራን ውን ብገንዘብ ወይ ካልአ ፖሎቲካዊ ተስፋታት ዝሃብዎም ኮይኑ ተሰሚዑኒ ንዓይ።ብዝኾነ ኣብ ዝመጽአ 4 ዓመታት ጽቡቅ ንምነየሎም ንጋንታ ኢራን አንተ ሃሊያ'ስ ከም መንግስቲ አዩ?
  • ትዕዝብትኻ ዘይሻራዊን ቅኑዕን እዩ ። እቲ ዕድላት ዝፈጠርዎ ብቓልስን ህልኽን ኒሕን ሓቦን ዘይኮነ ብጸዎታ (ከምዚ ኩዕሶ ክትመጽኣካ እንከላ ትቐልዓ) ጥራሕ እዩ ኔሩ ። ከምቲ ንስኻ ዘስተብሃልካሎም እቶም ተጻወትቲ ሰለሎ ዝኣተዎምን ዝፈርሁን ይመስሉ ኔሮም ። እዚ ጥርጣሬታትካ ኣብ ቦትኡ ከም ዘሎ ይድግፍ ።

Post Reply