-
- Member
- Posts: 2974
- Joined: 10 Mar 2016, 11:47
ሓጻር መልአኽቲ ንህዝቢ ትግራይን ነቶም ሸፋቱ ማለሊት መራሕቶምን ብኤርትራውያን ኣቦሓጎታትና ዝተመስለት ምስላ፥"ኣናፍራ ቆቃሕ ዘይፈልጥ'ሲ ኣይሃዳናይን"።
ዎ ህዝቢ ትግራይን ሽፋቱ መራሕቶምን፣ን ህዝቢ ዓለምን ን ህዝቢ ኢትዮጵያን አንተየዐሾኹሙዎ፣ንዓና ንህዝቢ ኤርትራ ግን ኣይተዖሽውናን ኢኹም። አዚ "ዝብኢ ክሳብ ዝድልድል ይሕንክስ" ናይ ሕሶት ሰላም ግዘ ንኽትድልቡ ትገብርዎ ዘለኹም ናይ ሕሶት ሰላም አንዳበልኩም ግን ንኹናት ትዳለው ከምዝለኹም ህዝብን ሰራዊትን መንግስትን ኤርትራ ኣጸቢቁ'ዩ ዝፈልጦን ተዳልይሉን ዘሎ። ስለ'ዚ ድማ ሓንቲ ገጋ ጥየት ን መረት ወይ ኣየር ኤርትራ ዎስ ምስ ትብሉ ግን ኣብኣ ትደኹም። ኢድናን በትርናን ጥይትናን ድማ ጽቡቅ ገርኩም ኢኹም ትፈልጥዎ።