ህወሃት ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ሰላም ጌራን ዶክተር ኣቢ ድማ ስልማት ኖበል ረኺቡ ምስ ሰምዐት ብቅንኣትን ሕስድናን ዕብድ-ብድ ኣትይዋ ናብ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ምድፋር ኣምሪሓ!
ውጽኢት ናይ እቲ ዕብድ-ብድ ፥
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
- Senior Member+
- Posts: 20615
- Joined: 15 Apr 2009, 10:50
Re: ህወሃት ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ሰላም ጌራን ዶክተር ኣቢ ድማ ስልማት ኖበል ረኺቡ ምስ ሰምዐት ብቅንኣትን ሕስድናን ዕብድ-ብድ ኣትይዋ ናብ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ምድፋር ኣምሪሓ!
And the rest is HISTORY!!
The question is how these idiot so-called leaders of agamewoch go to bed and wake up acting as if nothing happened.

They are evil by nature. ቀናኣትን ሓሳዳትን ክንብል እንከለና እቲ ቅንኦም ኣብ መጎት/ሎጂክ ዝተመሰረተ መዓስ ኮይኑ ። It is pure evil. ሰላም ጌሮም ኢልካስ ሸርኢ ! " ተደሚሮም " ኢልካስ ውጸኣት ! ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ክማላለሱ እዮም ኢልካስ ተቕማጥ !
ኢትዮጵያን ኤርትራን ይቃራረባ ኣለዋ እሞ ንሕና ነቲ ምቅርራብ ክነጓናድቦን ክንዕንቅፎን ኣሎና ኢላ ጁንታ ብክፍኣት ትሰርሐሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ኣኽላባታ " ንሕና ንናጽነት ኤርትራ ከም ዝኸብር ጌርና " ክብሉ ይስምዑ ኔሮም ። ንኹሉ ነገራት ዲስራፕት ክንገብር ብዙሕ ደም ኣፍሲስና ፈሺልና ኣብ ክንዲ ምባሎም እኳ'ዩ !!!!
Please wait, video is loading...
-
- Senior Member+
- Posts: 20615
- Joined: 15 Apr 2009, 10:50
Re: ህወሃት ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ሰላም ጌራን ዶክተር ኣቢ ድማ ስልማት ኖበል ረኺቡ ምስ ሰምዐት ብቅንኣትን ሕስድናን ዕብድ-ብድ ኣትይዋ ናብ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ምድፋር ኣምሪሓ!
Thanks Abe,Abe Abraham wrote: ↑27 Nov 2022, 15:41
They are evil by nature. ቀናኣትን ሓሳዳትን ክንብል እንከለና እቲ ቅንኦም ኣብ መጎት/ሎጂክ ዝተመሰረተ መዓስ ኮይኑ ። It is pure evil. ሰላም ጌሮም ኢልካስ ሸርኢ ! " ተደሚሮም " ኢልካስ ውጸኣት ! ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ክማላለሱ እዮም ኢልካስ ተቕማጥ !
ኢትዮጵያን ኤርትራን ይቃራረባ ኣለዋ እሞ ንሕና ነቲ ምቅርራብ ክነጓናድቦን ክንዕንቅፎን ኣሎና ኢላ ጁንታ ብክፍኣት ትሰርሐሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ኣኽላባታ " ንሕና ንናጽነት ኤርትራ ከም ዝኸብር ጌርና " ክብሉ ይስምዑ ኔሮም ። ንኹሉ ነገራት ዲስራፕት ክንገብር ብዙሕ ደም ኣፍሲስና ፈሺልና ኣብ ክንዲ ምባሎም እኳ'ዩ !!!!
Please wait, video is loading...
ውግእ ዘይተርፍ እንተኾይኑ (ይመስልን ካኣ) ክግበር ዘለዎ ነቶም መራሕቲ ኢና ዝብሉ ሓሳዳትን ደናቁርን ክካረጁ እለዎም:: ድሕሪኡ ኻኣ ህዝቢ አጋመ ሓራ ክወጽ'ዩ::