Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Thomas H
Senior Member
Posts: 12606
Joined: 27 Jan 2007, 16:30
Location: Kaliti
Contact:

አሥመራ እንተዘይአተና አይተጋሩን ኢና (አሥመራ ካልገባን ተጋሩ አይደለንም )

Post by Thomas H » 24 Sep 2022, 09:51

Hadgu Araya
5h
·
"#ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይን 'የ"
ክብል ዝኸኣለ፣ ዝኾነ ትግራዋይ፣ ኣስመራ ናይ ምውናን ሕልሚ ኮነ ድሌት ኔርዎ ኣይኮነን፤ ኔርዎ 'ውን ኣይፈልጥን።
ሕልሚ ሕድ ሕድ ትግራዋይ፣ ምስ ሓዉ ህዝቢ ኤርትራ ተሳንዩን ሓዊ እንዳ ተወሃሃበን እምበር፣ ብሓዊ እንዳ ተለባለበ ምንባር ኣይነበረን፤ ኣይኮነን 'ውን።
"ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ" ክብል ዝተገደደሉ፣ ኣብ ኣስመራ ዘሎ መንግስቲ መሰል ውልቀ መላኺ፣
1) ትግራዋይ ኣብ ቤት መረበቱ፣ ኣብ ርስቲ ዓዲ ኣብኡ ከይነብር ስለ ዝገበሮ እዩ።
2) እርኑባት ኣሓቱ ብ10 ብ20 ክዕመፃ ስለ ዝገበረሉ እዩ
3) ድናግል ቤተ ክርስትያናት፣ ኣዴታቱ ወዘተ ስለ ዝተጋሰስሉ እዩ
4) ህፅናት ብዘይ ዝኾነ ምሕረት ከም እንስሳ ክሕረዱ ስለ ዝገበረ እዩ
5) ቤተ እምነታቱ ስለ ዝዐነውሉ እዩ
6) ትካላት ጥዕንኡ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ጌሮም ብቐሊል ሕማም ክመውት ስለ ዝፈረደሉ እዩ
7) ቤት ትምህርትታቱ ኣፍሪሱ፣ ዩኒቨርሲታቱ ኣፍሪሱ ናብ ናሃቱ ብርኪ ስለ ዘውረደሉ እዩ
😎 ጥሪቱ ብዘይ ዋጋ ዕዳጋ ሓሪዱ ስለ ዘብልዓሉ እዩ
9) ስምዒቶም ብዘይ ንቡር ኣርዌም፣ ኣብ ማህፀን እታ ዝዓመፅዋ ሓፂን መፂን ከቐምጡ ስለ ዝገበረ እዩ
10) ብሓፈሻ "ተፈጥራኣዊ ናይ ምንባር መሰል የብልካን፤ ንሓሳብን ንመወዳእታን ካብ ገፅ መሬት ክትጠፍእ ኣለካ" ኢሉ ብዘይ መጋባእያ ስለ ዝበየነሉ እዩ።
ስለዚ "ኣስመራ ክኣቱ እየ" ዝብል ዘሎ፣ እዞም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሑ ግፍዕታት ኩሎም ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ክፍፅምን ሕነ ክፈድን ዘይኮነሲ፣ ነቲ እዚ ኩሉ በደል ዘብፀሐሉ ስርዓት ክኣሊ ጥራሕን ጥራሕን እዩ። ሰራዊት ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘባእስ ዋላ ሓንቲ የብሉን፤ እኳ ዳስ ህዝቢ ኤርትራ ደጀኑ ከም ዝኸውን ይኣምን።
ሙሉእ ዓወት ንሰራዊት ትግራይ!!
T.................D..................F.
ዓወት ይሓፍስ ኣሎ።

Follower
Member
Posts: 2303
Joined: 16 Feb 2013, 01:19

Re: አሥመራ እንተዘይአተና አይተጋሩን ኢና (አሥመራ ካልገባን ተጋሩ አይደለንም )

Post by Follower » 24 Sep 2022, 11:47

ሃየ ፡ኣርባዕተቭእግሪ እንተሊዩክስ ጽባሕ ንርእየኪ በለ ሰብኣይ፡መዓንጣ እንተሃልዩክን ጽባሕ ንርአክን ከኣ ንብለኩም መልሓሰኛታት ዓጋመ።
ትግራይ ትግዕር ሻዕውያ ይሰርር።

euroland
Member+
Posts: 7935
Joined: 08 Jun 2018, 12:42

Re: አሥመራ እንተዘይአተና አይተጋሩን ኢና (አሥመራ ካልገባን ተጋሩ አይደለንም )

Post by euroland » 24 Sep 2022, 13:03

ወዲ ሐደምቲ ጁንታ
ላዓማ መጀመሪያ ከተማታትካ አምልስ :lol:

Thomas H wrote:
24 Sep 2022, 09:51
Hadgu Araya
5h
·
"#ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይን 'የ"
ክብል ዝኸኣለ፣ ዝኾነ ትግራዋይ፣ ኣስመራ ናይ ምውናን ሕልሚ ኮነ ድሌት ኔርዎ ኣይኮነን፤ ኔርዎ 'ውን ኣይፈልጥን።
ሕልሚ ሕድ ሕድ ትግራዋይ፣ ምስ ሓዉ ህዝቢ ኤርትራ ተሳንዩን ሓዊ እንዳ ተወሃሃበን እምበር፣ ብሓዊ እንዳ ተለባለበ ምንባር ኣይነበረን፤ ኣይኮነን 'ውን።
"ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ" ክብል ዝተገደደሉ፣ ኣብ ኣስመራ ዘሎ መንግስቲ መሰል ውልቀ መላኺ፣
1) ትግራዋይ ኣብ ቤት መረበቱ፣ ኣብ ርስቲ ዓዲ ኣብኡ ከይነብር ስለ ዝገበሮ እዩ።
2) እርኑባት ኣሓቱ ብ10 ብ20 ክዕመፃ ስለ ዝገበረሉ እዩ
3) ድናግል ቤተ ክርስትያናት፣ ኣዴታቱ ወዘተ ስለ ዝተጋሰስሉ እዩ
4) ህፅናት ብዘይ ዝኾነ ምሕረት ከም እንስሳ ክሕረዱ ስለ ዝገበረ እዩ
5) ቤተ እምነታቱ ስለ ዝዐነውሉ እዩ
6) ትካላት ጥዕንኡ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ጌሮም ብቐሊል ሕማም ክመውት ስለ ዝፈረደሉ እዩ
7) ቤት ትምህርትታቱ ኣፍሪሱ፣ ዩኒቨርሲታቱ ኣፍሪሱ ናብ ናሃቱ ብርኪ ስለ ዘውረደሉ እዩ
😎 ጥሪቱ ብዘይ ዋጋ ዕዳጋ ሓሪዱ ስለ ዘብልዓሉ እዩ
9) ስምዒቶም ብዘይ ንቡር ኣርዌም፣ ኣብ ማህፀን እታ ዝዓመፅዋ ሓፂን መፂን ከቐምጡ ስለ ዝገበረ እዩ
10) ብሓፈሻ "ተፈጥራኣዊ ናይ ምንባር መሰል የብልካን፤ ንሓሳብን ንመወዳእታን ካብ ገፅ መሬት ክትጠፍእ ኣለካ" ኢሉ ብዘይ መጋባእያ ስለ ዝበየነሉ እዩ።
ስለዚ "ኣስመራ ክኣቱ እየ" ዝብል ዘሎ፣ እዞም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሑ ግፍዕታት ኩሎም ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ክፍፅምን ሕነ ክፈድን ዘይኮነሲ፣ ነቲ እዚ ኩሉ በደል ዘብፀሐሉ ስርዓት ክኣሊ ጥራሕን ጥራሕን እዩ። ሰራዊት ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘባእስ ዋላ ሓንቲ የብሉን፤ እኳ ዳስ ህዝቢ ኤርትራ ደጀኑ ከም ዝኸውን ይኣምን።
ሙሉእ ዓወት ንሰራዊት ትግራይ!!
T.................D..................F.
ዓወት ይሓፍስ ኣሎ።

Thomas H
Senior Member
Posts: 12606
Joined: 27 Jan 2007, 16:30
Location: Kaliti
Contact:

Re: አሥመራ እንተዘይአተና አይተጋሩን ኢና (አሥመራ ካልገባን ተጋሩ አይደለንም )

Post by Thomas H » 24 Sep 2022, 23:40

euroland wrote:
24 Sep 2022, 13:03
ወዲ ሐደምቲ ጁንታ
ላዓማ መጀመሪያ ከተማታትካ አምልስ :lol:

euroland,
አታዮ ኣይትሕሱ ! ኩሉ ግዜ ሓቂ ፅወይ

Post Reply