Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12680
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: "ፕረዝደንት ኢሳያስ ንኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ንቁማርተኛታት ጸላእቱ ኣሕልፉ ክህብ ኢዩ ኢለ ኣይሓስብን"- Vodkachew

Post by Fiyameta » 30 Aug 2022, 11:24

I like the following HIGH IQ comments in response to Vodkachew's two-pronged remarks.... :P

Done on purpose. Give small concession so that the other message he wants to pass sounds believable .
It is Like Hollywood action movies where they show a humongous villain 1st, to make a tiny Tom Cruise look Superman.

The main aim is to create a rift between #Eritrea & #Ethiopia. The core message is “@AbiyAhmedAli
threw #Eritrea under the bus”

To make the above points, he created a bait (for #Eritrea/ns) - threw in a piece of truth he thinks will make us happy

That way his message sails

sarcasm
Senior Member
Posts: 10186
Joined: 23 Feb 2013, 20:08

Re: "ፕረዝደንት ኢሳያስ ንኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ንቁማርተኛታት ጸላእቱ ኣሕልፉ ክህብ ኢዩ ኢለ ኣይሓስብን"- Vodkachew

Post by sarcasm » 30 Aug 2022, 12:20

መልእኽቲ መንግስቲ ትግራይ ናብ ህዝቢ ኤርትራ

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ

ፋሽስታዊ ስርዓት ኣዲስ ኣበባን ውልቀ መላኺ ኢሳያሳን ነቲ ቅድሚ ሕዚ ጀሚሮም ዘይወደኡዎ ምፅናት ዘርኢ ህዝቢ ትግራይ ንምቕፃል ብሙሉእ ዓቕሞም እናሰርሑ እዮም። ናይዚ ኣካል ድማ ፋሽስታዊ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ካብ 18 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ብኣንፈት ደቡብ ትግራይ ሰፊሕ ወራር እናካየደ እንትኾን እቲ ተሃንዲዱ ዝኣተወ ሓይሊ ፀላኢ ብሓየት ሰራዊት ትግራይ ብዝግባእ እናተመከተን ከከም ኣመፃፅኣኡ ድማ ዋግኡ ክረክብ እናተገበረን ይርከብ። በዚ ግንባር ዝኣተወ ወራሪ ሓይሊ ዝሓሰቦ ክሰምረሉ ስለዘይክኣለ ግን ኣብ ምዕራብ ትግራይ ነቁጡ ዝነበረ ካልእ ሓይሊ ኢትዮጵያ ናብ ወገን ኤርትራ ኣስጊሩዎ ኣሎ። እዚ ድማ ምስ ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኮይኑ ብኣንፈት ኤርትራ ካልእ ናይ ወራር ግንባር ንምኽፋት ከምዝኾነ ግልፂ እዩ።

መንግስቲ ኢሳያስ ናይ ዝሓለፈ ገበንን ክሕደትን ከይኣኽሎ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ካልእ ተወሳኺ ጥፍኣት ንምፍፃም ዝገብሮ ዘሎ ምሽብሻብ ዘርኢ እዩ። ዕድመ ስልጣን ኢሳያስ ንምንዋሕ ክብሃል ብኩሉ መዐቀኒ ኣሕዋት ዝኾኑ ህዝብታት ናብ ዘይዛሪ ቂምን በቀልን ንክኣትዉ ህዝቢ ኤርትራ ክፈቅድ ኣይግባእን። እዚ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ምሕላይን ፅቡቕ ካብ ምምናይን ጥራሕ ዘይኮነስ ካብ ዘላቒ ረብሓ ህዝቢ ኤርትራ ኣንፃር እውን ክምዘን ዘለዎ ውራይ እዩ።

ስለዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ብኣብይ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወርቅን ዝቐርበልካ ዘሎ ናይ ጥፍኣት ድግስ ኣደብ ክተትሕዞን ብትረት ክትቃለሶን ይግባእ። መእንተ ረብሓኹምን ዘላቒ ህልውናኹም ኢልኩም ነዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ታሪኻዊ ገበን ጠጠው ክተብልዎ፡ እንተዘይክኢልኩም ድማ ፍፁም ተሓባበርቲ ክትኾኑ ኣይግባእን። ሰራዊት ኤርትራ እውን ንባዕልካን ንመሰረታዊ ረብሓታት ህዝብኻን ክትብል ነዚ ጥፍኣት ብትሪ ክትቃወሞ ዘለካ እዩ። ዕድመ ስልጣን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንምንዋሕ ክብሃል ብዝኾነ መንገዲ ኣብ ዘይረብሐካ ኩናትን ውግእን እናኣተውካ ህይወትካን መፃኢ ዕድልካን ናብ ከቢድ ሓደጋ ክተእቱ የብልካን።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዓለም ኣብ ስደት ዘለኻ ኤርትራዊ እውን ክሳብ ሐዚ እትገብሮ ዝነበርካ ምንቅስቓስ ዝያዳ ኣሐይልካ ክትቃለስን ኣንፃር ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኩናት ብትሪ ክትቃወሞን ይግባእ። ናይ ኢሳያስ ፃምእ ቂምን በቀልን ንምርዋይ ተባሂሉ ክልቲኡ ህዝቢ ናብ ዘይዛሪ ምድማይ ንክኣቱ ፍፁም ክትቕበሎን ክትዕገሶን ኣይግባእን።

ንሕና ኣንፃር እቲ ካብ ገፅ መሬት ክጥፍኣና ምስ ኣሃዳውያን ልፍንቲ ፈጢሩ ኣብ ልዕሌና ጀኖሳይድ ዝኣወጀልና ስርዓት እምበር ኣንፃር መሰልን ረብሓን ህዝቢ ኤርትራ ዘቕንዐ ድልየትን ዕላማን የብልናን። እዚ ድማ ናይ ሎሚ እዋናዊ መርገፅና ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ዝሓለፉ ልዕሊ 40 ዓመታት ብተግባር እናረጋገፅናዮ ዝመፃእናን በዚ ምኽንያት እውን ብዙሕ ዋጋ ዝኸፈልናሉን ዘይናውፅ ህዝባዊ መትከልና እዩ።
Please wait, video is loading...

Weyane.is.dead
Member+
Posts: 6796
Joined: 19 Oct 2017, 11:19

Re: "ፕረዝደንት ኢሳያስ ንኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ንቁማርተኛታት ጸላእቱ ኣሕልፉ ክህብ ኢዩ ኢለ ኣይሓስብን"- Vodkachew

Post by Weyane.is.dead » 30 Aug 2022, 12:45

Lowp iq garbage. Nezi ketgeta do trehxa. Dumb weyanes are created for our entertainment :lol: :lol: :lol: :lol: :lol:
sarcasm wrote:
30 Aug 2022, 12:20

Post Reply