ወይነይ፥ እንታይ፥ እዩ፥ ብልኻትካ
አሪጉ፥ክብሉኻ፥ ትህድሽ፥ ሃይልካ
ሞይቱ፥ ኢሎሙኻስ፥ ከም፥ ጎይታ፥ ተንሲእኻ
ወይን፥ ዶ፥ ክብለካ፥ ወይስ፥ ወይኒ፥
እናሃደርካ፥ ትጅግን፥ እናፀናህኻ፥ ትውስኽ፥ ጣእሚ
ብርሃን፥ ንፀልማት፥ ረቲኧዎ፥
ትግራይ፥ ታኧዋታ፥ እስቲ፥ ርኧይዎ
ብርሃን፥ በሪሁ፥ አብቲ፥ ጎቦ
አለም፥ ኩሉ፥ ዝሪኦ
-
- Senior Member
- Posts: 10186
- Joined: 23 Feb 2013, 20:08
-
- Senior Member
- Posts: 13645
- Joined: 27 Jan 2020, 23:15
Re: ወይን! ዶ፥ ኽብለካ፥ ወይኒ!
I agree the future movers, shakers and leaders of Tigray and the Horn of Africa , with global impact, shall be born from TDF after tested with fire!
-
- Senior Member
- Posts: 13645
- Joined: 27 Jan 2020, 23:15
-
- Member+
- Posts: 5947
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55
Re: ወይን! ዶ፥ ኽብለካ፥ ወይኒ!
መን ኣሎ ከምወያነ፡ ሞት ዝሃርፉ
ዓይኖም ብኽፉቱ፡ ኣብ ገደል ዝጸድፉ
ኣማእታት ኣሽሓት፡ መንእሰያቶም ዘሰልፉ
ብሰብኣዊ ማዕበል፡ ከም ቆጽሊ ዝረግፉ።
ኵናት ባህላዊ ጸወታና፡ ኢሎም ዝፍክሩ
ትሕቲ ሰብ ምዃኖም፡ ባዕሎም ዝምስክሩ
ኣማእታት ኣሽሓት፡ ዝድርበዩ ከይተቐብሩ
ኢኒሀልኩም ትግራዋይ፡ ካብ ከልቢ ሓሲሩ።
ዓይኖም ብኽፉቱ፡ ኣብ ገደል ዝጸድፉ
ኣማእታት ኣሽሓት፡ መንእሰያቶም ዘሰልፉ
ብሰብኣዊ ማዕበል፡ ከም ቆጽሊ ዝረግፉ።
ኵናት ባህላዊ ጸወታና፡ ኢሎም ዝፍክሩ
ትሕቲ ሰብ ምዃኖም፡ ባዕሎም ዝምስክሩ
ኣማእታት ኣሽሓት፡ ዝድርበዩ ከይተቐብሩ
ኢኒሀልኩም ትግራዋይ፡ ካብ ከልቢ ሓሲሩ።