Page 1 of 1

አጽሊልዎም ጀግና ወዲ ኤረይ:):):) ጌና ክሰረክንን ኢዩ

Posted: 16 Aug 2022, 20:03
by Fed_Up
:P :lol: :lol:

እምባኣረይ መረሕቲ እንዳ አጋመ እባ ካብ ቀደሞም ኮንቱሮ ምሮ ዬም ኔሮም :: ኣነ ኻኣ እቶም ክሓድሙን ኣብትሕቲ ቀሚሽ ኣጋመተይቲ ክሕቡእን ተጎቲቶም ዝሞቱ ክሳዶም ተሓኒቆም ቤት መእሰርቲ ዝተዳጎኑን እንዳ ህወሃት ይመስሉኒ ኔሮም:: :oops:

Thanks ወዲ አናብስ ኣወል ሰኢድ 8)

I know that Alula was ሓዳሚ but I didn’t know him in this scale. ውርደት እንዳ ኡጉምሽ መወዳእታ የብሉን:: nothing to show of….


Re: አጽሊልዎም ጀግና ወዲ ኤረይ:):):) ጌና ክሰረክንን ኢዩ

Posted: 16 Aug 2022, 20:15
by Fed_Up
:P :lol:
"ኣፍሪቃ ትባሓል እንዳስዋ እንተሊያ እንዲኢ.." :lol: :lol:

ሓደምቲ!!

Re: አጽሊልዎም ጀግና ወዲ ኤረይ:):):) ጌና ክሰረክንን ኢዩ

Posted: 16 Aug 2022, 20:15
by almaze
ከእጅ አይሻል ዶማ! ከማጠሩ መወጠሩ :lol: :lol: :lol: :lol:




Re: አጽሊልዎም ጀግና ወዲ ኤረይ:):):) ጌና ክሰረክንን ኢዩ

Posted: 16 Aug 2022, 20:21
by Fed_Up
"እዚ ሰብኣይ ምስ እዛ ነዲዲ ዝብልዋ ደንጎላ..." ሞይተ ሞይቴ.....
እዋይ ውርደት... :lol:

Re: አጽሊልዎም ጀግና ወዲ ኤረይ:):):) ጌና ክሰረክንን ኢዩ

Posted: 16 Aug 2022, 21:09
by Fiyameta
:lol: :lol: :lol: :lol: :mrgreen:

I love Awel! The great Eritrean!