Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

ኣግኣዚት ናይ ለይቲ ፈታዊትና ...ናይ ቀትሪ ...

Post by justo » 14 Aug 2022, 18:24

ኣግኣዚት ሓፍተይ ለይቲ ምሳኺ ስለ ዝሓደርና ቀትሪ ንፈትወኪ ... ለይቲ ሰንከልከል ስለዝበልና ... ቀትሪ ኣትኪልና ዘይንረግጽ ከይመስለኪ

ድሕር ሕጂ ለይቲ አምበር ቀትሪ ምስ ኤርትራዉያን ክትዳፈሪ ከይሰምዓኪ ...d'accordo ኣግኣዚት ሓፍተይ?