-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Re: "A picture is worth a thousand words"!!
ዉጽኢት፣ "ኲናት ባህላዊ ጸወታና እዩ"!
ንጉሰ ከበደ፣ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኮይኑ፣ ኲናት ባህላዊ ጸወታ ህዝቢ ትግራይ እዩ ክብል ተበዲዑ ምንባሩ፣ ኩልና ንዝክሮ ኢና።
እንሆለ ድማ፣ ጽርግያታት መቐለ፣ ኣእጋሮም ብዝተቖርጸ፣ ብምርኩስ ጠለይ ጠለይ ብዝብሉ መንእስያት ተጎቢኡ ኣሎ። ብዝሓለፍካዮ ጎደና ጠለይ ጠለይ እዩ ዘሎ።
ጸብጻባት ከምዝሕብርዎ፣ ብሰንኪ መራሕቲ ጃንዳ ማሌሊት ዝወልዕዎ ዉግእ፣ ልዕሊ 500,000 መንእስያት ትግራይ፣ ክቕተሉ እንከለዉ ካብኡ ዘይዉሕድ ቁጽሪ ድማ ሰንኪሎም እዮም።
ኣይተ ንጉሰ ከበደ ድማ ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ከመይ ዝበለት ቆንጆ ትግራወይቲ ብዓቢ ድግስን ዳንኬራን ተመርዕዩ ኣሎ።
እዋኣኻ ህዝቢ ትግራይ!

- Senior Member
- Posts: 12674
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59