Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Digital Weyane
Member+
Posts: 8473
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

ርሂፆም በላዓት ልኸተማ ዳላስ ላብ ደምበላስ ቀይሮሙዋ ቀንዮም።፣ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ

Post by Digital Weyane » 08 Aug 2022, 12:42

ብቅዱስ ቅንኢ ጡዋዕ እይለ ክመዉት ደልየ። ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ :cry: :cry: :cry:


Digital Weyane
Member+
Posts: 8473
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ርሂፆም በላዓት ልኸተማ ዳላስ ላብ ደምበላስ ቀይሮሙዋ ቀንዮም።፣ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ

Post by Digital Weyane » 08 Aug 2022, 13:10

ምስኪናይ ትግራዋይ ብጁንታ ወያኔ ተገዲዱ አው ላይ ፈረንጂ ጦርነት ብውክልና ይኳሻሕ፣ ይስንክል፣ ይመዉት። ብሓዘን ልቦም ዝተሰበረ ላይ መዋቲ ቤተሰብ ድማ ላይ እርዳታ ስንዳይ ኻው ፈረንጂ ብካሕሳ መልክዕ ይዋሃቦም። <<ስንዳይ እላበላዕኩም ደቅኹም ረስዕዎም>> ይባሃሉ። :cry: :cry:

ርሂፆም በላዓት ጎሮቤትና ድማ ኻው ውሽጣቶም ብዝፈልቕ ሃገራዊ ስምየት ዓዊዶም ይስዕስዑ፣ ይድሰቱ፣ ደቆም ከኣ ይሰራሰሩ። ሓድነቶም ብበመዓልቱ ይዕምብብ፣ ይግውድ፣ ይበዝሕ፣ ይጥንክር፣ እምበይ ኣይስኮንን።

<<ዛት ኢዝ ኖት ፈይር>> ይብሉ ፈረንጂ ጎይተትና ንዴቶም እንትገልፁ። :roll: :roll:

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20552
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ርሂፆም በላዓት ልኸተማ ዳላስ ላብ ደምበላስ ቀይሮሙዋ ቀንዮም።፣ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ

Post by Fed_Up » 08 Aug 2022, 14:28

Digital Weyane wrote:
08 Aug 2022, 12:42
ብቅዱስ ቅንኢ ጡዋዕ እይለ ክመዉት ደልየ። ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ :cry: :cry: :cry:

ሾከርተትትትትትትትት ኮይና ምድሪሪሪሪሪሪሪ!! ወረግ ጌና 8)


Post Reply