Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

ዘየለ ጎንጺ ምፍጣር እንታይ ኣምጽኦ

Post by justo » 05 Jul 2022, 16:18

እንታዩ ጸገም ናይዞም ሰባት። መን ከብዶም ምስ ጠወቖምዮኸ ኣንጻር ምዕባለ ዘረባ። እንታይ ኣምጽኦ ኣብ ወግሬት ትቕመጥ ዘይነብ ምስ ኣብ ኣስመራ ትቕመጥ ለታይ ናትኪባ ናትኪ ይቕድም ኢልካ ዘየለ ጎንጺ ትፈጥር። እንታይ ዝገበረዩኸ ናይ ኣስመራ በዓል ግሮሰሪ ዝናሾ። ኣየናይ ኤርትራዊዩኸ ብልጭልጭ ዝሓልም። ኣየናይ ኤርትራዊ እዩ ሃካይ ስራሕ ዘይፈቱ። እዚ ካባኹም ዝልብም ህዝቢስ መናሸዊኹም። ወይ ሰብ ደቀይ!