-
- Senior Member
- Posts: 13517
- Joined: 27 Jan 2020, 23:15
TPLF የብልጽግና፥ የጦስ፥ ደሮ(scapegoat)
ገዳዩ፥የኦሮሞ፥ ነፃ፥ አውጪ፥ ጦር፥ ነው፥ ብሎ፥ ደፍሮ፥የማይናገረው፥ ብልፅግና፥ ወያኔን፥ ያለአበሳው፥ ሲወነጅል፥ ይኸው፥ አራት፥ አመት፥ አለፈው። ሸኔ፥ የሚባል፥ ድርጅት፥ ያለመኖሩን፥ እያወቀ፥ ወንጀሉን፥የሰራው፥ በወያኔ፥ የሚዘወረው፥ ሸኔ፥ነው፥ ይለናል። ይችን፥ ድብብቆሽ፥ ትቶ፥ እውነቱን፥ ወደ፥ ብርሃን፥ ያውጣ።
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
-
- Senior Member
- Posts: 13517
- Joined: 27 Jan 2020, 23:15
Re: TPLF የብልጽግና፥ የጦስ፥ ደሮ(scapegoat)
ደብተራ፤
ትግረዋይ፥ ጎይታኻ፥ ኢሳያስ፥ ከይጥርዘካ፥ ሀለውለው፥ አይትበል።
ትግረዋይ፥ ጎይታኻ፥ ኢሳያስ፥ ከይጥርዘካ፥ ሀለውለው፥ አይትበል።
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: TPLF የብልጽግና፥ የጦስ፥ ደሮ(scapegoat)
ሊቀ-ሊቃዉንቲ ኣዅሱማዉያን ወዬንቲ፡ ሓዉና Axumezana ጸብደል (ጠብ-ደል) ወደል ካድር ወያነ ትግራይ እንታይ ኢኻ ትብሎ ዛሎኻ?
“ንኣሳያስ ደኣ ከይንጥርዞ’ስ፡ ነቶም ዓዋናት ወዬንቲ ትግራይ ጽቡቕ ገቢሩ እንዶ የካውነኵም እንሄ! ሕዝቢ ኤርትራ ብሓባር፡ ‘ኣይዞኻ ናይና’ ኢና ንብሎ ዛሎና፤ እቱይ ምንታይ ጽቡቕ ጌሩ የጥርጠኹም ስለዛሎ። ካብኣ ሸተት እንተደኣ ኢሉ ግና . . . ወነንቲ ባሕረ-ኤርትራ ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ናይ ዋዛ ከይንመስለካ፡ ንኣኡ ጠሪዝና ንኣኻትኹም ድማ ንመሬትን ባሕርን ኤርትራና ዳግማይ ኣብ ሕልምዅም እኳ ከምዘይትርእዩ ገቢርና፡ ዝያዳ ዓሰርተ ዕጽፊ ከነላህየኩምን ከነጻሕጽሓዅም ኢና።” ቢልና ከንስሕቐኻ ዲኻ ደሊኻ!
“ዓሻ ደሓን ኣሎ፡ ዘመድ ዓሻ ከፊእዎ’ሎ” ኢዩ እቱይ ጉዳይ!
"Axumezana ከመይ ኣሎ? Axumezana ደሓን ኣሎ፡ ትግራይ-ኵሕሎ ከፊእዋ’ሎ" ኢዩ እቱይ ምስላ ኣብ ዘመንና ብኤርትራዊ ጭዉነት ኪሽረፍ እንከሎ።