Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
sesame
- Member+
- Posts: 5937
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55
Post
by sesame » 04 Jul 2022, 23:31
I think an ode to Shaebia's whip should be written by Eritrean poets. I cannot pretend to be one but I will give it a shot.
እታ ዘይትምሕር፡ ሓለንጊ ሻዕብያ
ባህላዊ ጸወታ፡ ንዝመስሎም ውግያ
ተህድሞም ካብ ሑመራ፡ ንተምቤን ብጉያ
ለብሊባ ሸዊጣ፡ ጆ ባይደን ኣብክያ
ተንከባልሎም፡ ኣብ ፈቐዶ ጽርግያ
ኣማእታት ኣሽሓት፡ ዘይብሎም ማእለያ
ኮብኪባ ትዅስትሮም፡ ብዘይ ሓንቲ ንሕስያ
ብግብሪ እትዛረብ፡ ኣይንሳ'ንድያ
ንወያነ ዝደርበየት፡ ከም ጕሓፍ ፋንድያ
ንጸማም ከተምህር፡ ወትሩ ኣብ ተዳሎያ
ኣይሰምዕን ዝብል'ተሎ፡ ኣብኣ የግንያ።