Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

C beyond
Member
Posts: 1853
Joined: 31 May 2013, 21:30

Re: በረኸት መንግስተአብ አነ ጭዋ ዓደይ ጸዓዘጋ ሓማሴናይ እየ ኢሉ ዝጀሃር ጸቢብ ትምክሕተኛ ሓማሴናይ እዩ

Post by C beyond » 04 Jul 2022, 01:05

That is blatantly racist. :mrgreen: :mrgreen:




Justice Seeker wrote:
04 Jul 2022, 00:42
በዓል ኣበበ'ን ተሻገር'ን እዮም ከፊኦሞ ነዚ ህዝቢ :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:




Digital Weyane
Member+
Posts: 8405
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: በረኸት መንግስተአብ አነ ጭዋ ዓደይ ጸዓዘጋ ሓማሴናይ እየ ኢሉ ዝጀሃር ጸቢብ ትምክሕተኛ ሓማሴናይ እዩ

Post by Digital Weyane » 04 Jul 2022, 01:22

ንሕና ተጋሩ አው ላይ ፈረንጂ ጦርነት ብውክልና ተዃሺሕና ንመውት፣ ዘርእና ይፀንት፣ ኤርትራውያን ጎሮቤትና እግዝአቢሄር ፀግኡ ስለዘብዘሐሎም ጉይሓት ጉይሓት መመሊሶም ይስስኑ፣ ይለምዑ፣ ይማሃሩ፣ ይህፍትሙ፣ ይምዕርጉ፣ ይፅብቑ። ንሕና መርገም ስንቅና ወየንቲ ላይ ፈረንጂ ባራዩ ክንከውን ልተፈጠርና እይና። ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ :cry: :cry: :cry: :cry:


Post Reply