Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

ትግራይ ክትባድም እያ!

Post by Hameddibewoyane » 02 Jul 2022, 01:59

ነቶም ሕጂ እንታይ ይካየድ ኣሎ ዘይተረድኣኩም ዘሎ:-

ካብ ቃል ናይ ቮድካቸዉ ረዳ ተረድእዎ ኢኹም፣ ኣብ ጉዳይ ዘተ ንሰላም ተስፋ ቆሪጸ ይብለኩም ኣሎ።

እሞሲ:-

ኩነታት ትግራይ፣ ፈጺሙ ብዘተ-ሰላም ዝፍታሕ ኣይኮነን። ኩነታት ትግራይ ንዝመጽእ ነዊሕ ዓመታት ምናልባት እዉን ክሳብ ምጽኣተ-ኣለም ክቕጽል እዩ።

መከራ፣ ፍዳን ሕሰምን ህዝቢ ትግራይ ድማ ማዕረ ማዕረኡ ብዝሓየለ መልክዕ ክቕጽል እዩ።

ኣብ መወዳእታኡ ድማ ክልል ትግራይ ክትባድም እያ!


Axumezana
Senior Member
Posts: 13452
Joined: 27 Jan 2020, 23:15

Re: ትግራይ ክትባድም እያ!

Post by Axumezana » 02 Jul 2022, 05:12

Ascari syndrome sickness!

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12602
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: ትግራይ ክትባድም እያ!

Post by Fiyameta » 04 Jul 2022, 01:58

:lol: :lol: :lol: :lol: :lol:

Digital Weyane
Member+
Posts: 8474
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ትግራይ ክትባድም እያ!

Post by Digital Weyane » 04 Jul 2022, 02:02

ባድመ ኽንብል ባዲምና ቀሪና። አርውዓ ዓመት ልተቓለስናዮ ልብላሽ። 900,000 ሽሕ አው ጦርነት ለህለቕናዮም መናእሰይ ትግራይ ልኸንቱ መይቶም። አታዮ ማይ ዓሚኽና ቀሪና። ጆባይደን ኡኡኡኡኡ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ :cry: :cry: :cry: :cry: :cry:

Post Reply