ነቶም ሕጂ እንታይ ይካየድ ኣሎ ዘይተረድኣኩም ዘሎ:-
ካብ ቃል ናይ ቮድካቸዉ ረዳ ተረድእዎ ኢኹም፣ ኣብ ጉዳይ ዘተ ንሰላም ተስፋ ቆሪጸ ይብለኩም ኣሎ።
እሞሲ:-
ኩነታት ትግራይ፣ ፈጺሙ ብዘተ-ሰላም ዝፍታሕ ኣይኮነን። ኩነታት ትግራይ ንዝመጽእ ነዊሕ ዓመታት ምናልባት እዉን ክሳብ ምጽኣተ-ኣለም ክቕጽል እዩ።
መከራ፣ ፍዳን ሕሰምን ህዝቢ ትግራይ ድማ ማዕረ ማዕረኡ ብዝሓየለ መልክዕ ክቕጽል እዩ።
ኣብ መወዳእታኡ ድማ ክልል ትግራይ ክትባድም እያ!
-
- Senior Member
- Posts: 13619
- Joined: 27 Jan 2020, 23:15
Re: ትግራይ ክትባድም እያ!
Ascari syndrome sickness!
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ትግራይ ክትባድም እያ!
ባድመ ኽንብል ባዲምና ቀሪና። አርውዓ ዓመት ልተቓለስናዮ ልብላሽ። 900,000 ሽሕ አው ጦርነት ለህለቕናዮም መናእሰይ ትግራይ ልኸንቱ መይቶም። አታዮ ማይ ዓሚኽና ቀሪና። ጆባይደን ኡኡኡኡኡ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ