Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

ድሕር ደጊም ተንከስ ኢሉ ንልሙዕ መሬት ወልቃይት ዝረግጽ ዕስለ ኣንበጣ ትግራይ የለን!

Post by Hameddibewoyane » 02 Jul 2022, 01:35

እዚ ንርእዮ ዘለና ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብ ቢንቶ ሩባ ተከዘ (ሩባ ሰቲት) እዩ።

እቲ ስግር ዘሎ ልሙዕ መሬት፣ መሬት ኤርትራ እዩ።

እቲ ክፋል ናይ ሓጺንን ቢንቶ ናይ ኤርትራ ክኸዉን ከሎ፣ እቲ ክፋል ኮንክሪት ቢንቶ ድማ ናይ ኢትዮጵያ እዩ። ንኦምሓጀር ናይ ጋሽ ባርካን ንሑሞራ ናይ ጎንደርን ዘራኽብ ቢንቶ እዩ።

ብዞባታት እንተርኢና ድማ ንዞባ ጋሽ ባርካ ናይ ኤርትራን ንወልቃይት ጠገዴ ናይ ክልል ኣምሓራን ዘዳዉብ እዩ።

ሩባ ተከዘ ካብ ከባቢ ሰቆጣ ማእከል ወሎ እዩ ዝብገስ። ንክልል ትግራይን ክልል ኣምሓራን እንዳፈለየ ንሰሜን ገጹ ይጓዓዝ፣ ኣብ ዶብ ኤርትራ ምስ በጽሐ ድማ ሰቲት ዝብል ስም ሒዙ

ንኢትዮጵያን ኤርትራን እንዳዳወበ መሬት ሱዳን ምስ ኣተወ ኣትባራ ዝብል ስም ይወሃቦ።

ኣማኢት ኪሎሜትራት ተጓዒዙ፣ ሰሜን ካብ ከተማ ካርቱም፣ ኣብ ኣትባራ ዝተባህለት ከተማ ናይ ሱዳን ምስ'ቲ ዓቢ ፈለግ ኒል (ናይል) ይጽንበር።

ዓጋመ ረሳሓት ስግር ተከዘ ኰንክን ንመሬት ወልቃይት እንዳረኣኽን ክትልዚያ ክትነብራ ኢኽን። ረድኤት ስንዳይኩም ብልዑታ :lol: :lol: :lol: :lol:

Digital Weyane
Member+
Posts: 8408
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ድሕር ደጊም ተንከስ ኢሉ ንልሙዕ መሬት ወልቃይት ዝረግጽ ዕስለ ኣንበጣ ትግራይ የለን!

Post by Digital Weyane » 04 Jul 2022, 01:45

ጁንታ ወገናተይ ወልቃይት ብምስአኖም ተናዲዶም አዋጊዕ ትግራይ አስገዲዶም ይደፍሩ አለዉ። ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ :cry: :cry: :cry: :cry: :cry:

Post Reply