Page 1 of 1

ነታ ወርሒ ሰነ እዉን ወሲዶማ!

Posted: 23 Jun 2022, 05:21
by Hameddibewoyane
:lol: :lol: :lol: :lol: :lol: :lol:
ዘገርም እዩ!
ኣብ ደንበ ዕስለ ኣንበጣ ተጋሩ፣ ሎሚ መዓልቲ ማለት በግእዝ ዕለት 15 ሰነ መዓልቲ ስዉኣት ትግራይ እዩ ኢሎም የኽብርዎ ኣለዉ።
ተጋሩዋኒ እስቲ ክጥይቐኩም:-
ክንደይ ከ ተሰዊኦምና ትብሉ?
-65,000!
ወይ ጉድ!
ንስድራቤቶም ከ መርድእ ነጊርኩም ዶ!?
- አረ በጭራሽ!
መዝገብ ስዉኣት ከ እኒኤኩም ዶ?
- አረ በጭራሽ!
ምስክር ወረቐት ስዉኣት ከ ንስድራቤቶም ዓዲልኩም ዶ!?
- ብሱሩ የለይ!
መቓብር ስዉኣት ከ እኒኤኩም ዶ!?
- የብልናይ!
65,000 ስዉኣት ዝብል ቁጽሪ ደኣ ካበይ ረኺብኩሞ?
- ካብ ናይ ሻዕዉያ መዝገብ ቀዲሕናዮ (ኮሪጅናዮ)፣ ካሊእ እንተቐረየና፣ ቢያንስ እንካብ ሻዕዉያ ቁጽሪ ለይዉሕድይ ብምባል ኢና።
ብግምት ዝወሰድኩሞ ቁጽሪ እዩ ማለት ድዩ!?
- ዙሮ ዙሮ ያዉ እዩ፣ ችግር የብሉይ!
ወርሒ ከምዝተሳእነ ድማ ንወርሒ ሰነ መሪጽኩማ፣ ስለምንታይ ኮን እዩ!?
- ሀም ላይ ሻዕዉያ 20 ሰነ ክኾነልና።
ብግእዝ 15 ሰነ ደኣ ስለምንታይ መሪጽኩማ!?
ሓዉዜን ልተደብደበትሉ ስለልኾነ! ላብ ናይ ሻዕዉያ 20 ሰነ እዉን ልቐረበት ስለልኾነት!
ክንደይ ከ ሰንኪሎም!?
- 100,000
እንዴ......!!
መዓልቲ ናፅነት ትግራይ ከ 23 ግንቦት ዲዩ ክኾን!?
- ያዉ፣ ዙሮ ዙሮ እንካብ ወርሒ ጉንበት ኣይሓልፍይ!

ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ

Re: ነታ ወርሒ ሰነ እዉን ወሲዶማ!

Posted: 23 Jun 2022, 06:06
by Fiyameta
:lol: :lol: :lol: :lol: :lol: :mrgreen:

Re: ነታ ወርሒ ሰነ እዉን ወሲዶማ!

Posted: 23 Jun 2022, 06:44
by Weyni
:lol: :lol: :lol: :lol: :lol: :mrgreen:

Re: ነታ ወርሒ ሰነ እዉን ወሲዶማ!

Posted: 23 Jun 2022, 10:33
by Zmeselo

Re: ነታ ወርሒ ሰነ እዉን ወሲዶማ!

Posted: 24 Jun 2022, 00:57
by Fiyameta
Remember this? :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:
Please wait, video is loading...
https://www.facebook.com/Amiche-1480071 ... 116874528/