እዚ ኣረጊት ወኻርያ ዓዲ-ሃሎ
ብጽኑዕ ሓሚሙ ይውረሎ
እስከ ደሃይ ሃብ ተሎ
-
- Member+
- Posts: 5768
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55
Re: Question for Granpa Zeymeselo Dzareb
ቲ ሕቶ
ንምንታይዮም ተጋሩ
ኤሱ ኤሱ ዝግዕሩ
ዝበኽዩ ዘንገርግሩ
ዝጻረፉ ዘንጸርጽሩ
ዝሕስዉ ዝፍክሩ?
ቲ መልሲ
ኤሱ ሕቖኦም ሴርዎ
ኣእጋሮም ኣሲርዎ
ሕልምታቶም ኣፍሺልዎ
ፈኸርኦም ዘፍ ኣቢልዎ::
ንምንታይዮም ተጋሩ
ኤሱ ኤሱ ዝግዕሩ
ዝበኽዩ ዘንገርግሩ
ዝጻረፉ ዘንጸርጽሩ
ዝሕስዉ ዝፍክሩ?
ቲ መልሲ
ኤሱ ሕቖኦም ሴርዎ
ኣእጋሮም ኣሲርዎ
ሕልምታቶም ኣፍሺልዎ
ፈኸርኦም ዘፍ ኣቢልዎ::