Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

sarcasm
Senior Member
Posts: 10186
Joined: 23 Feb 2013, 20:08

Re: ንዓዱ ስደድዎ ከይጠለመኩም አብ ኢድኩም KKKKKKKKKKKKKKK

Post by sarcasm » 28 May 2022, 20:15

ኣረክብዎ ናብ ደቂ ሓወቦታቱ፤ ምስ ኣቦሓጎታቱን እነሓጎታቱን ክቅበር። ኤርትራውያን ኣብ ባእሲ ናይ ደቂ ሓወቦታት ኢድኩም የእቲኹም፤ ዘየድልይ ዋጋ ኽትከፍሉ እንተደሊኹም ድማ፤ ዝኽልክለኩም የለን። ትረኽብዎ ረብሓ ረብሓ ግን የለን፣ obviously.

Post Reply