ክሳብ ሰለስተ ሰባት ክትመርጹ ትኽእሉ።
ጽቡቕ ዕድል ወየንቲ!
ቀዳማይ ዝወጸ፡ ኩንታል ቁዕንቲ፡ ፍርያት ቆላ ተምቤን ክሽለምዩ።
-
- Member
- Posts: 3206
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
-
- Member
- Posts: 3206
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: መንዩ ንትግራይ ስጡሕ ቡቅሊ ጌሩ፡ ኣደዳ ዕንደራ ህግደፍ፡ ፌደራል፡ ፋኖን ዓፋርን ክትከውን መገዲ ዝኸፈተ?
መንዩ ካብ ታሕቲ ቦጥቊሉ ንቶማስ ሓሶት መሪጽዎ?
ታሪክ ዲኻ ወይስ ኣባሓጎይ ዝመሰሎ?
ታሪክ ዲኻ ወይስ ኣባሓጎይ ዝመሰሎ?
-
- Member
- Posts: 2303
- Joined: 16 Feb 2013, 01:19
Re: መንዩ ንትግራይ ስጡሕ ቡቅሊ ጌሩ፡ ኣደዳ ዕንደራ ህግደፍ፡ ፌደራል፡ ፋኖን ዓፋርን ክትከውን መገዲ ዝኸፈተ?
ካን እቲ ንሃገርካን ንህዝብኻን ምክልኻልሲ "ዕንደራ ህግደፍ" ኢልካዮ?!! ድርቅ ኢልካ ከኣ ኤርትራዊ እየ ምባልካ ይገድድ።
መቸም ልዓርስኩም ዘእመንክሞ ሓሶት ኤርትራ ናይ ህግደፋውያን ጥራሕ እያ።
ብኤርትራን ህዝባን እንተመጺእኩምሲ ኩልና ህግደፍ ኢና ኩልና እሱ ኢና።
እቲ ሎክታፍ ተብታባ ደብርጭ (ኣንጭዋ) ዉን ከይሓፈረ ከይሓፈረ ምሳና ኣሕዋትኩም ተጋሩ ኮንኩም ንህግደፍ ተዋገእዎ ኢሉ ልመንኡ ኣቅሪቡ።
ትግራይ ትግዕር ህግደፍ ይሰርር።
መቸም ልዓርስኩም ዘእመንክሞ ሓሶት ኤርትራ ናይ ህግደፋውያን ጥራሕ እያ።
ብኤርትራን ህዝባን እንተመጺእኩምሲ ኩልና ህግደፍ ኢና ኩልና እሱ ኢና።
እቲ ሎክታፍ ተብታባ ደብርጭ (ኣንጭዋ) ዉን ከይሓፈረ ከይሓፈረ ምሳና ኣሕዋትኩም ተጋሩ ኮንኩም ንህግደፍ ተዋገእዎ ኢሉ ልመንኡ ኣቅሪቡ።
ትግራይ ትግዕር ህግደፍ ይሰርር።
-
- Member
- Posts: 3206
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
-
- Member
- Posts: 3206
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: መንዩ ንትግራይ ስጡሕ ቡቅሊ ጌሩ፡ ኣደዳ ዕንደራ ህግደፍ፡ ፌደራል፡ ፋኖን ዓፋርን ክትከውን መገዲ ዝኸፈተ?
Dedebit Lady
Stop talking non-sense and start voting here even for yourself.
Stop talking non-sense and start voting here even for yourself.
AbyssiniaLady wrote: ↑30 May 2022, 12:07Saudi Arabia hasn't invited Eritrea to take part in the exercise off the Saudi Red Sea coast of Jeddah because Eritrea’s strained relations with Ethiopia.
In 2018, Ethiopia and Eritrea signed a peace agreement at a summit in Saudi Arabia, Saudi King Salman hosted the signing ceremony which was also attended by his son, Crown Prince Mohammed bin Salman, and UN Secretary-General Antonio Guterres..Ethiopia has good relations with Saudi Arabia.
Isaias Afwerki and Abiy Ahmed wasted Saudis time.