-
- Member
- Posts: 3198
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
ንኹሎም ወየንቲ! እንቋዕ ናብ መበል 31 ዝኽሪ ናብ ኣዲሳባ ኣብ ሕቆ ሻዕብያ ተሓንጊርኩም ዝኣቶኹምላ መዓልቲ ከተኽብሩ ተዓደልኩም!
ሻዕብያ እንተዘይሓንጊርካ፡ 300 ሽሕ መንእሰይ ከፊልካ፡ ካብ ኣፍደገ ኣዲሳባ ብድሮን እንዳተኸትከትካ፡ ጥራሕ ኢድካ ናብ ትግራይ ምምላስ እያ።
-
- Member
- Posts: 3198
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: ንኹሎም ወየንቲ! እንቋዕ ናብ መበል 31 ዝኽሪ ናብ ኣዲሳባ ኣብ ሕቆ ሻዕብያ ተሓንጊርኩም ዝኣቶኹምላ መዓልቲ ከተኽብሩ ተዓደልኩም!
ኣይተስተዋሕድዎ፡ ነዚኣ መዓልቲ ዘይረኣዩ ኣለዉ። እኒ መለስዋይ፡ ሓየሎም፡ ኣዋሽ