Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: ምስ ትግራይ ኣቲናዮ ዘለና መዓት ብኸመይ ኢና ክንወጾ፧ ብኤርትራዊ ፈላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት

Post by justo » 23 May 2022, 11:06

sarcasm wrote:
23 May 2022, 07:33
Do you live in a place where lies have no consequence?

The more you lie to us about us, the stronger the wall you erect becomes.
Lies have consequences, you cannot just lie to your heart's content and not expect to alienate yourself from the people you lie about.
My advice to you is: think about the long-term consequences of your lies.
Second advice: don't lie digitally, lest you wish your lies to live for ever

Asmara
Member
Posts: 1366
Joined: 24 May 2007, 05:09

Re: ምስ ትግራይ ኣቲናዮ ዘለና መዓት ብኸመይ ኢና ክንወጾ፧ ብኤርትራዊ ፈላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት

Post by Asmara » 23 May 2022, 12:34

sarcasm wrote:
23 May 2022, 07:33
Two Agazian brothers.

ጸውዕ ተበልክዎስ በዓል በለስ ይጽውዕ ድዮም ዝበልዎ።

ድሓን እቲ ምድንጋር ናይ ግዕዘያን ምስ ምድኻም ማለሊትን ዲጂታል ወያነን እናሃሰሰ ከይዱ'ዩ። ብዙሕ ሰብ ዝደናገር የለን።

ከም ቀደምኩም ይመስለኩም ውሕጅ ይወስደኩም ድማ ክንምልኣልካ።

ተስፋ ይገብር ትግርኛና ተረዲእካ ክኸውን?
ትግርኛ ንደብዳቤ ምጽሓፍ ወይውን ብጽሑፍ ንምርድዳእ ኣይከውን'ዩ ኢልኩም ኢኩም ትጸውዩ ሰሚዕና።

ZEMEN
Member
Posts: 2482
Joined: 27 Jun 2011, 14:37

Re: ምስ ትግራይ ኣቲናዮ ዘለና መዓት ብኸመይ ኢና ክንወጾ፧ ብኤርትራዊ ፈላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት

Post by ZEMEN » 23 May 2022, 12:39

sarcasm wrote:
23 May 2022, 07:33
you called him a philosopher " ፈላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት" can you tell us what his educational credentials?

Eripoblikan
Member
Posts: 3198
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

Re: ምስ ትግራይ ኣቲናዮ ዘለና መዓት ብኸመይ ኢና ክንወጾ፧ ብኤርትራዊ ፈላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት

Post by Eripoblikan » 23 May 2022, 12:46

sarcasm wrote:
23 May 2022, 07:33
ኣየ እዚኦም ሰነፋት!

ንዲክታቶር ባዕላቶም ኣብ ክንዲ ክኣልይዎ ዝጽዕቱ፡ ትግራይ ትዕወት እንዳበሉ ክግዕሩ ዓመትን መንፈቕን ሓሊፉ።

ሕጂ ወኻርያ ዓዲ ሃሎ፡ ንሓይልታት ኤርትራ፡ ፌደራል፡ ኣምሓራን ዓፋርን ኣኽቲቱ፡ ወያነ ኣይትብላዕ ኣይትስላዕ ምስ ገበራ፡ መዓትዶ ገለዶ ይብሉና።

Listen Bozos, Woyane is dead beyond repair. It's waiting for someone to bury it. ካብ ወያነ ዝመጽእ መዓት የለን!

sarcasm
Senior Member
Posts: 10186
Joined: 23 Feb 2013, 20:08

Re: ምስ ትግራይ ኣቲናዮ ዘለና መዓት ብኸመይ ኢና ክንወጾ፧ ብኤርትራዊ ፈላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት

Post by sarcasm » 05 Jun 2022, 13:44

Please wait, video is loading...

Sabur
Member
Posts: 1364
Joined: 11 Aug 2018, 07:41

Re: ምስ ትግራይ ኣቲናዮ ዘለና መዓት ብኸመይ ኢና ክንወጾ፧ ብኤርትራዊ ፈላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት

Post by Sabur » 05 Jun 2022, 22:33

Indeed "ጸውዕ ተበልክዎ'ስ በዓል በለስ"

A Bankrupt parking lot attendant is a great thinker for the Bankrupt Agame.

Asmara wrote:
23 May 2022, 12:34

Post Reply