Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum








Fiyameta
Senior Member
Posts: 12331
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️

Post by Fiyameta » 20 May 2022, 11:57

ሓያል ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነትን ድልዱል ሃገራዊ ርእሰ-ምትእምማንን ንምጥፋእ ብናይ ወትሩ ተጻባእቲ ሓያላን ሃገራት ዝካየድ ጻዕሪ ብሓያል ጥምረትን ቀጻሊ መኸተን ህዝቢ ኤርትራ ይስዓር አሎ። ሓደ ካብቲ ህዝባዊ ግንባር ሓይሉ ዓቂቡ ከምዝኸይድ ክገበርዎ ዝኽእሉ መደባት ድማ ምሕያል ንቕሓትን ውዳበን መንእሰያት እዩ። 💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿




Digital Weyane
Member+
Posts: 8405
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️ እ̾ል̾ል̾ል̾ል̾ል̾ ♥️

Post by Digital Weyane » 21 May 2022, 14:55

አታዮ ኻውዞም ጁንታውያን ደቀኖይ ዋላ ሓደ ብስክሌት ምዝዋር ዝኽእል ተሳኢኑ? ዋይ ዋይ፣ ኡቶም ፈረንጂ ጎይተትና ግን ዘይምህሩና? ልጦርነት ጥራይ ዲና ተጋሩ ተፈጢርና? የግርመልካ ኡኮ'ዩ። :roll: :roll:





Post Reply