Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
sesame
Member+
Posts: 5935
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

ዓጋመ፡ ካብ ኵናት ባሃላዊ ጸዋታና፡ ናብ ዓለም ረሲዓትና፡ ረድኤት ደንጕይና፡ ጆ ባይደን በጃኻ ርድኣና To See the Trashy Agames Reduced Is Very Satisfactory

Post by sesame » 13 May 2022, 21:46

ዓጋመ ሎቶሪያ በጺሓቶም ኔራ። ሻዕብያ ዝበሃል ዓርሞሞሽ ሓይሊ መታን ክፍርሙ፡ ተሰኪሙ ኣዲስ ኣእትዩ ስልጣን ኣረኪብዎም፡ 27 ዓመታት ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዘሚቶም ሰለስተ ግዜ ኣብ መዓልቲ ክበልዑ ምስጀመሩ፡ ጽጋብ ምኽኣሉ ስኢኖም ኣብ ገደል ጸዲፎም። ሎሚ ተኾርምዮም ረድኤት ዝጽበዩ ህዝቢ ኮይኖም ምርኣይ ኣዝዩ ዘዕግብ ተርእዮ ኢዩ። ጌና'ውን ኣደብ ኢንተዘይገሮም፡ ዝገደደምበር ዝሓሸ ከምዘይከውን መጻኢኦም ክመሃሩ ኢዮም።

ኣይሰምዕን ዝበለ፡ ጕንዲ እዝኑ ምሰተጨልገመ ይሰምዕ።