Please wait, video is loading...
እዋናዊ ፖለቲካ ትግራይ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ይኸይድ ምህላዉ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅታት የአንፍቱ። ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ'ቲ መሪሕነት ህ/ወ/ሓ/ት ዝፈጸሞ ታክቲካዉን ስትራተጂካዉን ጌጋታት፡ ልዕሊ ማንም እዋን ኣብ ፍጹም ተነጽሎ ከም ዝኹደም ጌሩዎ ይርከብ። ብስም መኸተ ዝተሃንደሰ ሓድሽ ኣሰላልፋ ሰራዊትን ኣመራርሓን ክልል ትግራይ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣገባሪ ተግባራት ኣብ ምፍጻም ይርከብ። እዚ በብእዋኑ ቕርጺ እንዳሓዘ ክኸይድ ጸኒሑ ዘሎ ጨፍላቒ ኣሰላልፋ፡ ድሕሪ ኩናት ሩስያ-ዩክሬን ቱኽረት ማሕበረሰብ ዓለም ምስ ምጥምዛዙ፡ ብኣዝዩ ዘገርም ፍጥነት ጨካን ኣተሓሕዝኡ እንዳ ደመቐ ክኸይድ ጀሚሩ ይርከብ። ብዙሕ ግርጭት ዘየድልዮ ሓቅነት እንተሃልዩ፡ መሪሕነት ጃንዳ ማለሊት ኣብ ክልተ ደምበ ተገሚዑ ናይ ራእን ተግባርን ፍልልይ ኣማዕቢሉ ኣሎ። ድሮ ብግልጺ ኣስተብሂልናዮ ከም ዘሎና ዉን፡ ምስ'ቲ ሓድሽ ኣሰላልፋ ሓይልታት ተኣሳሲሩ፡ ቲዮሮቲካዊ ትንተና "ዕጽዋን ክባን"፡ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ናይ መግዛእቲ ዝመስል ምሕደራ ተተኣታትዩ ይርከብ። 1- ካብ 45 ንላዕሊ ዝዕድሚኡ ሰብ ኣብ ክተት ክኣቱ። እዚ ምስ ዘይገብር ድማ ወለዲ ናይ'ቲ ተሓታቲ ከም ትሕጃ ኣብ ቤት ማሕፉዝ ክኣቱ። ካብ'ዚ ሓሊፉ ዉን እቲ ዝሕተት ሰብ ምስ ዘይርከብ፡ እቶም ወለዲ ብገንዘብ ክቕጽዑ ይብል።
2- ደሃይ ስዉኣት ደቆም ንምሕታት ንዝመጹ ስድራ ብዝምልከት--- ደቆም ደሃይ ምስ ዘይገብሩ ከም ስዉኣት ክቑጸሩን ካብ'ዚ ሓሊፉ ንዝግበር ሕቶታት ብሕጊ ክሕተት ይብል።
3- ህዝቢ ቐለብ ሰራዊት ክሽፍን ኣብ ዝብል--- ማንም ቤተ ሰብ ንሰራዊት ትግራይ ዝኸዉን ቐለብ ከተዋጽእን እዚ ምስ ዘይማላእ መንግስቲ ብኣስገዳድ ካብ ህዝቢ መግቢ ክዘርፍን ይብል።
ሓላፊ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ጃንዳ ማለሊት ኣቶ ኣለም ገብረዋሒድ ምስ ዶ/ ደብረጼን ገ/ ሚካኤል ኣብ ዞባ ማእከል ትግራይ ነዚ ሓበሬታ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን፡ ህዝቢ ከቢድ ተቓዉሞ ከም ዘስመዐን ማለሊት ነቲ ቐዲማ ንፕሮፖጋንዳ ብምባል ዘርጊሓቶ ዝነበረት ተንቀሳቓሲ ስእሊ ምሉእ ብምሉእ ንኽትስሕቦ ከም ዝወሰነትን ንምልከት። ንምሉእ ትሕዝቶ ናይ'ቲ ዝርርብ----
Translation in English
1. Everyone older than 45 years old must join Terrorist TDF
2. Parents should not ask z where abouts of their dead or Mia kids or they will be jailed if they ask.
3. Cursed-Land-Tigray ppl r forced 2 cover all z food of Terrorist TDF
Conclusion: Cursed-Land-Tigray ppl r living in hell under Terrorist-Tplf. But they deserve it.