Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

ኣብ ትግራይ ማንካን ፋርኬታን እንታይ ክትበልዑሉ ኢኹም ኣጥሪኹሞ!

Post by Hameddibewoyane » 28 Jan 2022, 06:34

ተጋሩ፣ ንሰሜን እዝ ኣዘንጊዖም ኣጥቂዖም ኩናት ምስወልዑ፣ ንመቕተሊ ኤርትራዉያን ተባሂሉ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ን20 ዓመታት ዝኣክል ተኸዚኑ ዝነበረ፣ ቢልዮናት ዶላር ዝዋጋኡ፣ እልቢ ዘይብሉ ተመራሒ ሚሳይላት፣ ወንጨፍቲ ሮኬታት፣ BM 21፣ 154 MM፣ 130 MM፣ 122 MM መዳፍዓት፣ ታንክታት፣ ድሩዓት መኻይን፣ ማእከላይን ፎኮስቲን ብረታት ምስናይ ብሚልዮናት ዝቑጸር ተተኮስቱ፣ ብምዑት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ምስ ተማረኸ፣ "ኤርትራዉያን፣ ድስቲ፣ ማንካን ፋርኬታን ሰሪቖምና" ዝብል መስሓቕ ጸለመ እዮም ጀሚሮም።

ተጋሩ፣ ነዚ ኩሉ ኣጽዋር፣ ምእንቲ ድሕነት ህዝቡን ሃገሩን፣ ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ምስ መንጠሎም፣ ብሰራዊት ሻዕቢያ ተመንጢልና ምባል ስለዘሕፈሮም፣ "ድስቲ፣ ማንካን ፋርኬታን" ብዝብል ኮዳት እዮም ክጽዉዕዎ ጀሚሮም።

ኣብ ትግራይ፣ ሮኬት፣ ሚሳይል፣ መድፍዕ፣ ታንኪ፣ ብሬን ብስሙ ኣይጽዋዕን እዩ። "ጡፍ በልዎ" እዩ ዝበሃል።

ሚሳይል ድስቲ እዩ ልበሃል፣ መድፍዕ ማንካ እዩ ልበሃል፣ ታንኪ ፋርኬታ እዩ ልበሃል፣ BM ድማ ጀሪካን እዩ ልበሃል።

ኣጽዋር፣ ብስሙ ኣይጽዋዕን እዩ ብሱሩ። ሽሙ ኣይትጸዉዕዎ እዩ ዝበሃል፣ ዓቢ ነዉሪ እዩ! ብሱሩ ባህሊ ተጋሩ ኣይፈቅድይ!

"ጅንናር" ኣበበ ተክለሃይማኖት፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ፣ " ሸዓቢያ፣ ብዙሕ ጋዕ-ገልጠም ወሲዱልና እዩ" ክብል፣ ነቲ ሮኬት፣ ሚሳይላት፣ መዳፍዓትን ታንክታትን ብጋዕ-ገልጠም እዩ ገሊጽዎ። ጋዕ-ገልጠም!

ሰይ ኮቲ ጋዕ-ገልጠም! :lol: :lol: :lol: :lol: :lol:

pushkin
Member+
Posts: 9527
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣብ ትግራይ ማንካን ፋርኬታን እንታይ ክትበልዑሉ ኢኹም ኣጥሪኹሞ!

Post by pushkin » 28 Jan 2022, 10:29

:lol: :lol: :lol: :lol:
Hameddibewoyane wrote:
28 Jan 2022, 06:34

Post Reply