- ቶሚ ሓጎስ ፥ ኣብ ትግራይ ኣድኻኖም ልበሃል ሰብ ብጥራሽ የለይ ። መምህር ገብረ-ኪዳን ኣብ መቓብሮም ይግልበጡ ኣለዉ። ብቅዱስ ፊደላት ኣበዋት ጸዎታ የለይ። ኣድኻኖም ዓማርኛ ዋይ ዋይ !!!
-----
- ኣነ " ሓማስ " ተበልኩስ ንሳ ( ኣይሁዳዊት ) ተቐቢላ " ኻማስ " ትብል ። ታሪኽ ወዲ ኤረ ኣይስማዕ!! ወይ ጉድ!!!
- ኣይሁዶች " ሓ " ( ሃመሩ ሓ ) የሚባል ፊደል ስላጠፉት " ሓማስ " የሚባለውን የቓዛ የእስላማውያን እንቅስቃሴ ስም በሚገባ ለማድመጽ ስለሚያዳግታቸው በ " ኻማስ " ( የትግርኛና የኣረብኛ "ኽ") ሲተኩት ኣረቦች ይሱቁባቸዋል ።