Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

ትግራዋይ ማለት ተመን!

Post by pushkin » 25 Jan 2022, 05:14

ጎራዙት ተጋሩ፣ ኣብ መቐለ፣ ኣብ ጎድኒ ፌዴራል ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይነን ዝተሳእለኦ ስእሊ እዩ። ናይ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ስእሊ ምዃኑ እዩ።

ትግራዋይ ማለት ከም'ዚአን ጎራዙ እዩ።

ረብሓይ ኢሉ ኣብ ዝኣመነሉ፣ ኣብ ጎድንኻ ኮይኑ ይሰኣል፣ ግልብጥ ኢሉ ድማ ኣብ ዝደቀስካሉ ይሓርደካ። ሓሪዱካ ከብቅዕ፣ ሓሪድካኒ ኢሉ ተጠሊዑ የእዊ።

ትግራዋይ ማለት ተመን እዩ! ትግራዋይን ክሕደትን ፍላይ ማንታ እየን።

"ሽሕ እንተመሰለ ሕያዋይ፣ ኣይትእመን ትግራዋይ" ዲዮሞ ዝበሉ ለባማት ወለድና?

ልዕሊ ወለድና፣ ብዛዕባ ኣትማን ተጋሩ፣ ሓድሽ ብህሎን ምስላን የብልናን።

እሞሲ:-

ንትግራዋይ'ሲ ቀቢርካ ደኣ!

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ትግራዋይ ማለት ተመን!

Post by Meleket » 25 Jan 2022, 08:51

ብረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ሞንጎ 'ሰብ ፍሉይ ረብሓ' ማለት ሰብ ጸቢብ ጕጅለን ህዝቢ ትግራይን ዛሎ ፍልልዪ ከምዡይ ገሊጮሞ ኢዮም። ንመዘኻከሪ ኢዩ ኣብዡ ዛምጻናዮ። :mrgreen:

Meleket wrote:
13 Jan 2022, 11:38
ክቡር ፕረዚደንት፡ ወያነን ኣሸቀልቱን ዝወልዕዎ ኩናት ዝያዳ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋ ኣኽፊልዎ። ኣብ ርእስኡ ጃንዳ ወያነ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ዝፈጸሞ ግፍዕን ዕንወትን ህዝቢ ትግራይ ተጸላኢ ገይርዎ ኢዩ። እዚ ኩነታት እዚ ተሰጊሩ፡ ከም ደቂ ሓንቲ ሃገር ብሓባር ንምንባር ብወገን ህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ እንታይ ክግበር ኣለዎ ትብል? ህዝቢ ትግራይከ ምስ ጎረባብቲ ህዝቢ ኤርትራ ብዓቢኡ ብስኒትን ሰላምን ክነብር ስለዝግባእ ከተመሓላልፎ እትደሊ መልእኽቲ?

ብረዚደንት፦ ብምሉኡ እቲ ኤትኒካዊ ምክፍፋላት ዝፈጠሮ ሃዋህው፡ እዚ ሓድሽ ደርቢ፡ ሓድሽ ናይ ቁጠባ ጉጅለ ዝተፈጥረ፡ ኣብ ነንበይኖም ክልላት ዝነበሩ ነጋዶ ወይ ኣውፈርቲ ወይ ሰብ-ዋኒን መብዛሕትኦም ሰብፍሉይ ረብሓ እዮም። ካብ ጸቢብ ጉጅለ ናብ ተራ ሰረቕቲ ናቶም ሰዓብቲ እናፈጠሩ፡ ናይ ገዛእ ርእሶም ሃብቲ፡ ውልቃዊ ናይ ስድርኦም ናይ ካልእ ማልእ ሃብቲ እናኣጥረዩ ከይዶም። ኣብ መወዳእታ ኩሉ እቲ ካልእ ብሄራት ዘዕዘምዝመሉን ዝኸስሰሉን ዝነበረ ኩነታት ተፈጢሩ። ኣብዚ መስርሕ’ዚ እቲ ባህሊ እናተዀስኮሰ መጺኡ። ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ጽልኣት ክፈጥር ጀሚሩ። ክሳብ ክንደይ እዩ፡ ብኸመይ መንገዲ’ዩ ዝረኣ ነይሩ? እንድሕር ኢልካ ወያነ ብዝፈጠሮ ጸገም፡ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተጸላኢ ገይሩዎ። ናይ ኢትዮጵያ ጥራይ ኣይኮነን፡ ኣንጻር ሻዕቢያ . . . ሻዕብያ እናበልካ ኣንጻር ኤርትራ ዝተፈጥረ ስምዒት እውን ክሳብ እዚ ትማሊ ዝረኣናዮ፡ ናታቶም ሓድጊ ናይ ጽልኢ ምዅስኳስ እዩ። ጽላኢ ምምሕዳር እዩ። ማክሮ ማነጅመንት ናይ ጽልኢ’ዩ እዚ ኩሉ ዝፈጠረ። ሰዓብቲ ኣለዎም፡ የብሎምን መን ይስዕቦም መን ኣይስዕቦምን ኣይኮነን፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓድግን ኣመዓባብላኡን ግን ኣብ መወዳእታ፡ ንህዝቢ ትግራይ ተጸላኢ ገይሩዎ። ነዚ ከኣ፡ እዚ ጸቢብ ጉጅለ ናይ ወያነ ከም ረብሓ’ዩ ርእዩዎ። ጅሆ’ዩ ሒዙዎ ንህዝቢ ትግራይ ተጠቒሙሉ እዩ። ናብኡ ገጹ’ዩ ማዕቢሉ። ካብ ‘ንነዓቕ ኢና’ ናብ ‘ንዕብልል ኢና’ . . ንሕና ንበልጽ ዝዓይነቱ ኣተሓሳስባ እዩ ከይዱ።

ብኸምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ብኸምዚ ዓይነት ሓድጊ፡ ኣብ መወዳእታ መን ተሃስዩ ወይ ተበዲሉ እንድሕር ተባሂሉ፡ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ክሳብ እዚ ናይ ትማሊ ሓንሳብ ኣንጻር ኣምሓራ፡ ሓንሳብ ኣንጻር ፕሮስፔሪቲ፡ ሓንሳብ ኣንጻር ሻዕብያ፡ እናተባህለ፡ ነቲ ህዝቢ ቀጻሊ ናብ ጽልኢ ገጹ ናብ ስጋኣት ገጹ ከምዝሓስብ ምግባር፡ ንዕኡ ማኔጅ ምግባር እዩ። መን ከሲሩ ኣብ ውሽጢ እዚ 30 ዓመታት ዋላ ኣብ ውሽጢ’ዚ 50 ዓመታት እንድሕር ኢልና፡ ንገዛእ ርእሱ እቲ ስም ናይ ወያነ ዝበሃል፡ ወያነ ናይ መኸተ ታሪኽ እዩ ኢልካ እንድሕር ክትዛረብ ኮይንካ ናይ ብሓቂ ምሽ ወያነ ናይ’ዚ ሕጂ ጉጅለ ስም ዝወረሰ ዘይኮነ፡ እቲ ወያነ’ዚ ኣንጻር ዕብለላ ዝተኻየደ ቃልሲ ዝገልጽ ኩነታት እዩ ነይሩ። ምስዚ ሕጂ ዘሎ ጸቢብ ናይ ወያነ ጉጅለ ዝተዛመደ ነገር የብሉን። ግን ብዝተፈላለየ ጥበባት ከተዛምዶ ትኽእል ኢኻ። ኣብ መወዳእታ መን ከሲሩ እንተደኣ ተባሂሉ፡ እዚ ሕጂ ‘ደቅኻ ኣምጽእ፡ ዕጠቕ፡ ከምዚ ግበር’ እናተባህለ ብሓይሊ ኣብ ዘየድልዮ ጉዳይ፡ መመሊሱ ኣብ ጸገም ዝኣቱ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ እዩ። . . .

እቲ ሓድጊ ካብ ፈለማኡ ከመይ ጌሩ ማዕቢሉ ኣበየናይ ጥርዚ በጺሑ፡ ሕጂ ፈጢሩዎ ዘሎ ኩነታትከ፡ እንታይ እዩ? ኣምሓራ ኣሎ፡ ኦሮሞ ኣሎ፡ ዓፋር፡ሶማል በንሻንጉል ኣሎ ጉምዝ ኣሎ ድላይካ በል - ቅድሚ ኩሉ ዝተሃሰየ ህዝቢ፡ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ናይ ፖለቲካ ጸወታ ናይ ሓደ ጸቢብ ጉጅለ ግዳይ ዝኾነ፡ ብቐጻሊ ንምምሕዳር ምእንቲ፡ ንዕኡ ማኒዩፒለይት ንምግባር ብደገ ዘለዉ፡ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ፍላስፋታት ኢና ዝብሉ፡ ነዚ ጉዳይ’ዚ እናመዝመዙ ክጥቅመሉ ዝደልዩ ዘልዉ እንታይ ረኺቡ ህዝቢ ትግራይ እንተ ኢልካ፡ ካብኡ ዝረኸቦ የለን። ካብ ኵናት ናብ ኩናት፡ ካብ ረጽሚ ናብ ረጽሚ፡ ምስ ካልኦት ህዝብታት ብሰላም ከይነብር ምእንቲ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ መዋጥር ኣብ ከምዚ ኣመሰለ ዓዘቕቲ ዘውደቖ ሓደ ጸቢብ ጉጅለ እዩ። ብናቱ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ካብ’ዚ ናይ ጆሆነት ኣተሓሕዛ ኵወጽእ ክኽእል ኣለዎ። እቲ ካልእ ህዝብታት’ዉን ብስምዒት ዘጥርዮ ዘሎ ጽልኢ መስመሩ ዝሓዘ ኣይኮነን።

ንስኻ ንሓደ ጸቢብ ጉጅለ ጠንቂ ናይ ጸገምና’ዩ ጠንቂ ናይ ሽግርና’ዩ ኢልካ ክትሓምዮ ትኽእል ትኸውን፡ ንህዝቢ ብምልኡ ግን ከምኡ ገርካ ክትሓምዮ ዝከኣል ኣይኮነን። እዚ ሕጂ ሓደ ካብቶም ክራይተርያ እንብሎም እዩ። ፍወሳ ዘድልዮ ሓድጊ እዚ ኣሉታዊ ባህሊ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት ዝማዕበለ ናይ 30 ዓመታት ሓደጋ ክፍወስ ምእንቲ፡ ቅድም ቀዳድም ናይ’ቲ ህዝብታት ንቕሓት ክህሉ ክኽእል ኣለዎ። ሰብ ጸቢብ ረብሓ፡ ጸቢብ ጉጅለታት ዝፈጥርዎ ጸገም ብምኽንያቶም ንኻልኦት ህዝብታት ዘጽልእ ምኽንያት የብልካን። ስለ’ዚ ናብኡ ገጽካ ክትከይድ የብልካን። ነዚ እናኣጐሃሃርካዮ፡ መመሊስካ ነቲ ምትፍናና እናኣረሓሓቕካዮ ክትከይድ ናበይ’ዩ ዝኸይድ ኣብ መወዳእታኡ፡ ናብ ዕንወት እዩ ዘምርሕ።

ዝሓለፈ ኩናት ናይ 14 ኣዋርሕ እንተርኢናዮ ዕንወት እዩ፡ መግለጺ’ውን ክትረኽበሉ ኣይትኽእልን። ክንደይ ሰብ ጠፊኡ፡ ክንደይ ሰብ ሃሊቑ፡ ክንደይ ሰብ ተጎዲኡ ኣሎ፡ ክንደይ ሰብ ተመዛቢሉ ኣሎ ኢልካ እንተጸብጺብካ መግለጺ’ውን ክትረኽበሉ ኣይትኽእልን። ዝበቅዕ ምኽንያታት እውን የብሉን። ስለዚ፡ ነዚ ባህሊ’ዚ ክንፍውሶ እንተኾይንና፡ እንተላይ እዚ ጉዳይ’ዚ ብግቡእ ክንኣልዮ ክንኽእል ኣለና። ምስ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ዘጻልእ ኣለዎ? ምስ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ዘጻልእ እንታይ ኣለዎ? ካብ ጸበብቲ ብስምዒት ዝካየዱ ጐስጓሳት ወጻኢ፡ ናብ ገፊሕ ዝረሓበ ኣጠማምታ ክኸይድ ክኽእል ኣለዎ። ብናትና ገምጋም፡ ብናይ ሻዕብያ ገምጋም፡ ካብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ዝበሃሉ ወይ ኤትኒካት ወይ ዝተፈላለዩ ካልኦት - ኣብዚ 30 ዓመታት ዝኸሰበ መሲልዎ ዝዓበየ ክሳራ ዝኸሰረ ህዝቢ ትግራይ ስለዝዀነ፡ ህዝቢ ትግራይ ክጽላእ የብሉን። ህዝቢ ትግራይ ብዝተፈላለየ መገዲ ዝተፈላለየ ጥበባት እናተጠቐምካ ጅሆ ክተሓዝ የብሉን። ከምኡ ዝሓሸ ኣረኣእያ ኣለኒ ዝብል እንተሎ ይምጻእ የርእየና።

ካብ ዝሓለፈ ተመኵሮና ናትና ኣጠማምታ ጥራይ ዘይኰነ ባህርያዊ ጕዳይ ናይዚ ሓድጊ’ዚ መኣረሚ፡ እዛ ሕርያ እዚኣ ጥራይ እያ። ተሰሪቱ ዝጸንሐ እምነታት ወይ ዝንቡዕ ኣተሓሳስባታት ከመይ ገይርካ ትሓጽቦ? ከመይ ገርካ ናብ ሃናጺ ዝዀነ ኣጠማምታ ትቕይሮ? ከኣ ስራሕ እዩ ዘድልዮ። ትራንዚሽን ወይ ናይ መሰጋገሪ እዋን እንድሕሪ ክህሉ ኰይኑ፡ እቲ ናይ ምስግጋር እዋን፡ ብመጠን ዝወጹ ውጥናትን ናታቶም ትግባረን፡ ናታቶም ኣብ ባይታ ዝመጽእ ለውጢን እናተመዘነ ክኸይድ ክኽእል ኣለዎ። ፖለቲካዊ ለውጢ፡ ባህላዊ ለውጢ፡ ሓባራዊ ለውጢታት ኣብ ኢትዮጵያ ክመጽእ እንተደኣ ኰይኑ ከኣ፡ ሓደ ክልተ ሰለስተ መለኽዒታት፡ እዚኣቶም እዮም፡ ሓደ ካብኦም ከኣ እዚ ክእረም ዘለዎ ሓድጊ ስለዝኹነ ጐሲኻዮ ክሕለፍ ዝከኣል ኣይኰነን።

[ካብ ብ 8 ጥሪ 2022 ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ዝተገብረ ቃለ-መሕትት ምስ ብረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ]

ኣይዞኻ ሕዝቢ ትግራይ!
:mrgreen:

Digital Weyane
Member+
Posts: 8473
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ትግራዋይ ማለት ተመን!

Post by Digital Weyane » 25 Jan 2022, 13:25

አውዙይ እኒኤካ አው መርየት ለይነጥብ ፅዋ!! ኡዞም ሰብአይ ልቦናን ፅንዓትን ዓቕልን ጀግንነትን ፈጣሪ ኡዩ ዓዲሉዎም።

ኡዛ <<ህዝቢ ትግራይ ብኻልኦት ህዝብታት ኡንተተፀሊኡ ባዓል Sarcasm, Aba Awash, Thomas, yaballo, dawwit, ወዘተ... ኡዮም ዝጥቀሙ>> ልበሉዋ ነገር ጠመተኦም ርሑቕን ለባምን ሙኻኑ ኡዩ ቆልጭ አቢሉ ዘርእየካ።

ኡዙይ ናይ ነዊሕ ጠመተኦም ንሕልናን መንፈስን ንውሽጢ ዝምርምር ኡዩ። ንሕና ተጋሩ ኻምዚኦም ልበሉ መራሒ ኡንተነግንይ ኔርና ኩሉ ሽግራትና ኻም ሽጉርቲ ምተቐረፈ ነይሩ ባሃላይ ኡየ። ግን ታይማግበር አይተዓደልናን። አትማን ዝኾኑ መራሕቲ እይና ተዓዲልና። :roll: :roll: :roll:

Meleket wrote:
25 Jan 2022, 08:51
ብረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ሞንጎ 'ሰብ ፍሉይ ረብሓ' ማለት ሰብ ጸቢብ ጕጅለን ህዝቢ ትግራይን ዛሎ ፍልልዪ ከምዡይ ገሊጮሞ ኢዮም። ንመዘኻከሪ ኢዩ ኣብዡ ዛምጻናዮ። :mrgreen:

Meleket wrote:
13 Jan 2022, 11:38
ክቡር ፕረዚደንት፡ ወያነን ኣሸቀልቱን ዝወልዕዎ ኩናት ዝያዳ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋ ኣኽፊልዎ። ኣብ ርእስኡ ጃንዳ ወያነ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ዝፈጸሞ ግፍዕን ዕንወትን ህዝቢ ትግራይ ተጸላኢ ገይርዎ ኢዩ። እዚ ኩነታት እዚ ተሰጊሩ፡ ከም ደቂ ሓንቲ ሃገር ብሓባር ንምንባር ብወገን ህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ እንታይ ክግበር ኣለዎ ትብል? ህዝቢ ትግራይከ ምስ ጎረባብቲ ህዝቢ ኤርትራ ብዓቢኡ ብስኒትን ሰላምን ክነብር ስለዝግባእ ከተመሓላልፎ እትደሊ መልእኽቲ?

ብረዚደንት፦ ብምሉኡ እቲ ኤትኒካዊ ምክፍፋላት ዝፈጠሮ ሃዋህው፡ እዚ ሓድሽ ደርቢ፡ ሓድሽ ናይ ቁጠባ ጉጅለ ዝተፈጥረ፡ ኣብ ነንበይኖም ክልላት ዝነበሩ ነጋዶ ወይ ኣውፈርቲ ወይ ሰብ-ዋኒን መብዛሕትኦም ሰብፍሉይ ረብሓ እዮም። ካብ ጸቢብ ጉጅለ ናብ ተራ ሰረቕቲ ናቶም ሰዓብቲ እናፈጠሩ፡ ናይ ገዛእ ርእሶም ሃብቲ፡ ውልቃዊ ናይ ስድርኦም ናይ ካልእ ማልእ ሃብቲ እናኣጥረዩ ከይዶም። ኣብ መወዳእታ ኩሉ እቲ ካልእ ብሄራት ዘዕዘምዝመሉን ዝኸስሰሉን ዝነበረ ኩነታት ተፈጢሩ። ኣብዚ መስርሕ’ዚ እቲ ባህሊ እናተዀስኮሰ መጺኡ። ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ጽልኣት ክፈጥር ጀሚሩ። ክሳብ ክንደይ እዩ፡ ብኸመይ መንገዲ’ዩ ዝረኣ ነይሩ? እንድሕር ኢልካ ወያነ ብዝፈጠሮ ጸገም፡ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተጸላኢ ገይሩዎ። ናይ ኢትዮጵያ ጥራይ ኣይኮነን፡ ኣንጻር ሻዕቢያ . . . ሻዕብያ እናበልካ ኣንጻር ኤርትራ ዝተፈጥረ ስምዒት እውን ክሳብ እዚ ትማሊ ዝረኣናዮ፡ ናታቶም ሓድጊ ናይ ጽልኢ ምዅስኳስ እዩ። ጽላኢ ምምሕዳር እዩ። ማክሮ ማነጅመንት ናይ ጽልኢ’ዩ እዚ ኩሉ ዝፈጠረ። ሰዓብቲ ኣለዎም፡ የብሎምን መን ይስዕቦም መን ኣይስዕቦምን ኣይኮነን፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓድግን ኣመዓባብላኡን ግን ኣብ መወዳእታ፡ ንህዝቢ ትግራይ ተጸላኢ ገይሩዎ። ነዚ ከኣ፡ እዚ ጸቢብ ጉጅለ ናይ ወያነ ከም ረብሓ’ዩ ርእዩዎ። ጅሆ’ዩ ሒዙዎ ንህዝቢ ትግራይ ተጠቒሙሉ እዩ። ናብኡ ገጹ’ዩ ማዕቢሉ። ካብ ‘ንነዓቕ ኢና’ ናብ ‘ንዕብልል ኢና’ . . ንሕና ንበልጽ ዝዓይነቱ ኣተሓሳስባ እዩ ከይዱ።

ብኸምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ብኸምዚ ዓይነት ሓድጊ፡ ኣብ መወዳእታ መን ተሃስዩ ወይ ተበዲሉ እንድሕር ተባሂሉ፡ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ክሳብ እዚ ናይ ትማሊ ሓንሳብ ኣንጻር ኣምሓራ፡ ሓንሳብ ኣንጻር ፕሮስፔሪቲ፡ ሓንሳብ ኣንጻር ሻዕብያ፡ እናተባህለ፡ ነቲ ህዝቢ ቀጻሊ ናብ ጽልኢ ገጹ ናብ ስጋኣት ገጹ ከምዝሓስብ ምግባር፡ ንዕኡ ማኔጅ ምግባር እዩ። መን ከሲሩ ኣብ ውሽጢ እዚ 30 ዓመታት ዋላ ኣብ ውሽጢ’ዚ 50 ዓመታት እንድሕር ኢልና፡ ንገዛእ ርእሱ እቲ ስም ናይ ወያነ ዝበሃል፡ ወያነ ናይ መኸተ ታሪኽ እዩ ኢልካ እንድሕር ክትዛረብ ኮይንካ ናይ ብሓቂ ምሽ ወያነ ናይ’ዚ ሕጂ ጉጅለ ስም ዝወረሰ ዘይኮነ፡ እቲ ወያነ’ዚ ኣንጻር ዕብለላ ዝተኻየደ ቃልሲ ዝገልጽ ኩነታት እዩ ነይሩ። ምስዚ ሕጂ ዘሎ ጸቢብ ናይ ወያነ ጉጅለ ዝተዛመደ ነገር የብሉን። ግን ብዝተፈላለየ ጥበባት ከተዛምዶ ትኽእል ኢኻ። ኣብ መወዳእታ መን ከሲሩ እንተደኣ ተባሂሉ፡ እዚ ሕጂ ‘ደቅኻ ኣምጽእ፡ ዕጠቕ፡ ከምዚ ግበር’ እናተባህለ ብሓይሊ ኣብ ዘየድልዮ ጉዳይ፡ መመሊሱ ኣብ ጸገም ዝኣቱ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ እዩ። . . .

እቲ ሓድጊ ካብ ፈለማኡ ከመይ ጌሩ ማዕቢሉ ኣበየናይ ጥርዚ በጺሑ፡ ሕጂ ፈጢሩዎ ዘሎ ኩነታትከ፡ እንታይ እዩ? ኣምሓራ ኣሎ፡ ኦሮሞ ኣሎ፡ ዓፋር፡ሶማል በንሻንጉል ኣሎ ጉምዝ ኣሎ ድላይካ በል - ቅድሚ ኩሉ ዝተሃሰየ ህዝቢ፡ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ናይ ፖለቲካ ጸወታ ናይ ሓደ ጸቢብ ጉጅለ ግዳይ ዝኾነ፡ ብቐጻሊ ንምምሕዳር ምእንቲ፡ ንዕኡ ማኒዩፒለይት ንምግባር ብደገ ዘለዉ፡ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ፍላስፋታት ኢና ዝብሉ፡ ነዚ ጉዳይ’ዚ እናመዝመዙ ክጥቅመሉ ዝደልዩ ዘልዉ እንታይ ረኺቡ ህዝቢ ትግራይ እንተ ኢልካ፡ ካብኡ ዝረኸቦ የለን። ካብ ኵናት ናብ ኩናት፡ ካብ ረጽሚ ናብ ረጽሚ፡ ምስ ካልኦት ህዝብታት ብሰላም ከይነብር ምእንቲ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ መዋጥር ኣብ ከምዚ ኣመሰለ ዓዘቕቲ ዘውደቖ ሓደ ጸቢብ ጉጅለ እዩ። ብናቱ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ካብ’ዚ ናይ ጆሆነት ኣተሓሕዛ ኵወጽእ ክኽእል ኣለዎ። እቲ ካልእ ህዝብታት’ዉን ብስምዒት ዘጥርዮ ዘሎ ጽልኢ መስመሩ ዝሓዘ ኣይኮነን።

ንስኻ ንሓደ ጸቢብ ጉጅለ ጠንቂ ናይ ጸገምና’ዩ ጠንቂ ናይ ሽግርና’ዩ ኢልካ ክትሓምዮ ትኽእል ትኸውን፡ ንህዝቢ ብምልኡ ግን ከምኡ ገርካ ክትሓምዮ ዝከኣል ኣይኮነን። እዚ ሕጂ ሓደ ካብቶም ክራይተርያ እንብሎም እዩ። ፍወሳ ዘድልዮ ሓድጊ እዚ ኣሉታዊ ባህሊ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት ዝማዕበለ ናይ 30 ዓመታት ሓደጋ ክፍወስ ምእንቲ፡ ቅድም ቀዳድም ናይ’ቲ ህዝብታት ንቕሓት ክህሉ ክኽእል ኣለዎ። ሰብ ጸቢብ ረብሓ፡ ጸቢብ ጉጅለታት ዝፈጥርዎ ጸገም ብምኽንያቶም ንኻልኦት ህዝብታት ዘጽልእ ምኽንያት የብልካን። ስለ’ዚ ናብኡ ገጽካ ክትከይድ የብልካን። ነዚ እናኣጐሃሃርካዮ፡ መመሊስካ ነቲ ምትፍናና እናኣረሓሓቕካዮ ክትከይድ ናበይ’ዩ ዝኸይድ ኣብ መወዳእታኡ፡ ናብ ዕንወት እዩ ዘምርሕ።

ዝሓለፈ ኩናት ናይ 14 ኣዋርሕ እንተርኢናዮ ዕንወት እዩ፡ መግለጺ’ውን ክትረኽበሉ ኣይትኽእልን። ክንደይ ሰብ ጠፊኡ፡ ክንደይ ሰብ ሃሊቑ፡ ክንደይ ሰብ ተጎዲኡ ኣሎ፡ ክንደይ ሰብ ተመዛቢሉ ኣሎ ኢልካ እንተጸብጺብካ መግለጺ’ውን ክትረኽበሉ ኣይትኽእልን። ዝበቅዕ ምኽንያታት እውን የብሉን። ስለዚ፡ ነዚ ባህሊ’ዚ ክንፍውሶ እንተኾይንና፡ እንተላይ እዚ ጉዳይ’ዚ ብግቡእ ክንኣልዮ ክንኽእል ኣለና። ምስ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ዘጻልእ ኣለዎ? ምስ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ዘጻልእ እንታይ ኣለዎ? ካብ ጸበብቲ ብስምዒት ዝካየዱ ጐስጓሳት ወጻኢ፡ ናብ ገፊሕ ዝረሓበ ኣጠማምታ ክኸይድ ክኽእል ኣለዎ። ብናትና ገምጋም፡ ብናይ ሻዕብያ ገምጋም፡ ካብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ዝበሃሉ ወይ ኤትኒካት ወይ ዝተፈላለዩ ካልኦት - ኣብዚ 30 ዓመታት ዝኸሰበ መሲልዎ ዝዓበየ ክሳራ ዝኸሰረ ህዝቢ ትግራይ ስለዝዀነ፡ ህዝቢ ትግራይ ክጽላእ የብሉን። ህዝቢ ትግራይ ብዝተፈላለየ መገዲ ዝተፈላለየ ጥበባት እናተጠቐምካ ጅሆ ክተሓዝ የብሉን። ከምኡ ዝሓሸ ኣረኣእያ ኣለኒ ዝብል እንተሎ ይምጻእ የርእየና።

ካብ ዝሓለፈ ተመኵሮና ናትና ኣጠማምታ ጥራይ ዘይኰነ ባህርያዊ ጕዳይ ናይዚ ሓድጊ’ዚ መኣረሚ፡ እዛ ሕርያ እዚኣ ጥራይ እያ። ተሰሪቱ ዝጸንሐ እምነታት ወይ ዝንቡዕ ኣተሓሳስባታት ከመይ ገይርካ ትሓጽቦ? ከመይ ገርካ ናብ ሃናጺ ዝዀነ ኣጠማምታ ትቕይሮ? ከኣ ስራሕ እዩ ዘድልዮ። ትራንዚሽን ወይ ናይ መሰጋገሪ እዋን እንድሕሪ ክህሉ ኰይኑ፡ እቲ ናይ ምስግጋር እዋን፡ ብመጠን ዝወጹ ውጥናትን ናታቶም ትግባረን፡ ናታቶም ኣብ ባይታ ዝመጽእ ለውጢን እናተመዘነ ክኸይድ ክኽእል ኣለዎ። ፖለቲካዊ ለውጢ፡ ባህላዊ ለውጢ፡ ሓባራዊ ለውጢታት ኣብ ኢትዮጵያ ክመጽእ እንተደኣ ኰይኑ ከኣ፡ ሓደ ክልተ ሰለስተ መለኽዒታት፡ እዚኣቶም እዮም፡ ሓደ ካብኦም ከኣ እዚ ክእረም ዘለዎ ሓድጊ ስለዝኹነ ጐሲኻዮ ክሕለፍ ዝከኣል ኣይኰነን።

[ካብ ብ 8 ጥሪ 2022 ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ዝተገብረ ቃለ-መሕትት ምስ ብረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ]

ኣይዞኻ ሕዝቢ ትግራይ!
:mrgreen:

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ትግራዋይ ማለት ተመን!

Post by Zmeselo » 25 Jan 2022, 15:41

ድሕሪ ኹሉ ብጽሞና ምምባበይ፡ እታ ሓንቲ ዘይተመለሰትለይ ሕቶ፡ ኣበይ ኣለዉ ተቓወምቲ ተጋሩ ብጀካ ኣርኣያ ተ/ማርያም ኣብ ኢትዮጵያን ሄርሜላ ኣብ ወጻእን? እስከ ካሊእ ሽም ጥቐሱለይ? ሐራይ፡ ኣብ ዉሽጢ ዘለዉስ ከይዛረቡ ፈሪሖም ንበል፡፡ እቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ፡ ሚእትታት ኣሻሓትከ? ኩሎም፡ ሰብ ፍሉይ ረብሓ ምኳኖም'ድዩ?

ሄርሜላ ከም ምሳሌ እንተወሲድና፡ ብጀካ ኤርትራዉያንን ኣምሓሩን፡ "ኣንቲ ጀግና፡ ኣብ ጎንኺለና" ኢሉ ዘተባብዓ ሓደ ትግራዋይ ኣይትረክብን፡፡ በይናን ፍልይትን ስለዝኾነት ድማ ኢዩ፡ ናይ ንግስቲ ኣቀባብላ ዝተገብረላ፡፡

ብነብሰይ፡ ተጋሩ፡ ክዉዕየካ ብማንካ ክዝሕለካ ብኢድካ ኮይኖም ረኺበዮም፡፡ ልዕሊ ኹሉ ግን፡ identity crises ኣለዎም፡፡ ኢትዮጵያዉያን ድዮም ክኾኑ ዝደልዩ ዋላ ንበይኖም፡ ቀልጢፎም መልሲ ክረኽቡሉ ዘለዎም ጉዳይ ኢዩ፡፡

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12600
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: ትግራዋይ ማለት ተመን!

Post by Fiyameta » 25 Jan 2022, 16:14

Zmeselo wrote:
25 Jan 2022, 15:41
ድሕሪ ኹሉ ብጽሞና ምምባበይ፡ እታ ሓንቲ ዘይተመለሰትለይ ሕቶ፡ ኣበይ ኣለዉ ተቓወምቲ ተጋሩ ብጀካ ኣርኣያ ተ/ማርያም ኣብ ኢትዮጵያን ሄርሜላ ኣብ ወጻእን? እስከ ካሊእ ሽም ጥቐሱለይ? ሐራይ፡ ኣብ ዉሽጢ ዘለዉስ ከይዛረቡ ፈሪሖም ንበል፡፡ እቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ፡ ሚእትታት ኣሻሓትከ? ኩሎም፡ ሰብ ፍሉይ ረብሓ ምኳኖም'ድዩ?

ሄርሜላ ከም ምሳሌ እንተወሲድና፡ ብጀካ ኤርትራዉያንን ኣምሓሩን፡ "ኣንቲ ጀግና፡ ኣብ ጎንኺለና" ኢሉ ዘተባብዓ ሓደ ትግራዋይ ኣይትረክብን፡፡ በይናን ፍልይትን ስለዝኾነት ድማ ኢዩ፡ ናይ ንግስቲ ኣቀባብላ ዝተገብረላ፡፡

ብነብሰይ፡ ተጋሩ፡ ክዉዕየካ ብማንካ ክዝሕለካ ብኢድካ ኮይኖም ረኺበዮም፡፡ ልዕሊ ኹሉ ግን፡ identity crises ኣለዎም፡፡ ኢትዮጵያዉያን ድዮም ክኾኑ ዝደልዩ ዋላ ንበይኖም፡ ቀልጢፎም መልሲ ክረኽቡሉ ዘለዎም ጉዳይ ኢዩ፡፡
"...ኣብዚ 30 ዓመታት ዝኸሰበ መሲልዎ ዝዓበየ ክሳራ ዝኸሰረ ህዝቢ ትግራይ...." (PIA)
30 years of TPLF's unrelenting propaganda has drowned the people of Tigray in their delusional ignorance without knowing that their current suffering is of their own creation. Having massive inferiority complex has also worsened their plight as well. I guess we will just have to wait another 30 years for them to come back down to Earth, but I'm afraid by that time it may be too late for them for redemption.

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ትግራዋይ ማለት ተመን!

Post by Abe Abraham » 25 Jan 2022, 16:42

Zmeselo wrote:
25 Jan 2022, 15:41
ድሕሪ ኹሉ ብጽሞና ምምባበይ፡ እታ ሓንቲ ዘይተመለሰትለይ ሕቶ፡ ኣበይ ኣለዉ ተቓወምቲ ተጋሩ ብጀካ ኣርኣያ ተ/ማርያም ኣብ ኢትዮጵያን ሄርሜላ ኣብ ወጻእን? እስከ ካሊእ ሽም ጥቐሱለይ? ሐራይ፡ ኣብ ዉሽጢ ዘለዉስ ከይዛረቡ ፈሪሖም ንበል፡፡ እቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ፡ ሚእትታት ኣሻሓትከ? ኩሎም፡ ሰብ ፍሉይ ረብሓ ምኳኖም'ድዩ?

ሄርሜላ ከም ምሳሌ እንተወሲድና፡ ብጀካ ኤርትራዉያንን ኣምሓሩን፡ "ኣንቲ ጀግና፡ ኣብ ጎንኺለና" ኢሉ ዘተባብዓ ሓደ ትግራዋይ ኣይትረክብን፡፡ በይናን ፍልይትን ስለዝኾነት ድማ ኢዩ፡ ናይ ንግስቲ ኣቀባብላ ዝተገብረላ፡፡

ብነብሰይ፡ ተጋሩ፡ ክዉዕየካ ብማንካ ክዝሕለካ ብኢድካ ኮይኖም ረኺበዮም፡፡ ልዕሊ ኹሉ ግን፡ identity crises ኣለዎም፡፡ ኢትዮጵያዉያን ድዮም ክኾኑ ዝደልዩ ዋላ ንበይኖም፡ ቀልጢፎም መልሲ ክረኽቡሉ ዘለዎም ጉዳይ ኢዩ፡፡
This is a title of an Arabic article that I read some time ago :

"My brother and I are against my cousin and I and my cousin are against the stranger.. Is this Arab Bedouin logic almost uttered on the lips of the South Koreans towards their strange ally America? " ( ኣነን ሓወይን ኣንጻር ወዲ ሓወቦይ ፡ ኣነን ወዲ ሓወቦይን ድማ ኣንጻር ጓና ። ባእሲ ወይ ጎንጺ እንተ ተረኺቡ ማለት እዩ ። )

The Tigrayans follow the " Arab Bedouin logic " and it works for them. Actually it is working for their leaders. እቲ ሕቶ ፡ ስጋዕ መዓስ ?

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ትግራዋይ ማለት ተመን!

Post by Meleket » 26 Jan 2022, 10:27

ሰብ ፍሉይ ረብሓ ኪበሃል ከሎ ንተጋሩ ጥራይ ዚምልከት ኣይዀነን። ሄ ሄ ኣብ ኤርትራናውን ሰብ ፍሉይ ረብሓ ይህልዉ ኢዮም፡ ጽልኢ ዘሳውሩ፡ ኣብ ክንዲ ሰላማዊ ጐደና ጐነጻዊ ጐደና ጥራይ ኪጐሓሓር ዚዋጥዩ፡ ንጐረቤትካ ህዝቢ "ክቀብረካየ፡ ተመን ኢኻ፡ ከዳዕ ኢኻ" ቢልካ ብኣልማማ ምጕብዕባዕ፡ ከምቲ ብረዚደንተ ዝበሎ "ነቲ ህዝቢ ቀጻሊ ናብ ጽልኢ ገጹ ናብ ስግኣት ገጹ ከምዝሓስብ ምግባር፡ ንዕኡ ማኔጅ ምግባር" በዙይ ኣካይዳ "እዚ ጸቢብ ጉጅለ ናይ ወያነ ከም ረብሓ'ዩ ርእዩዎ።" ቢሉና። ሄሄ እቶም ናትና ሰብ ፍሉይ ረብሓ እዉን ከም ረብሓ ኢዮም ዚርእይዎ ግዲ የብልኩምን፡ ጸቢብ ሰብ ፍሉይ ረብሓ ኣባናዉን ኣለዉ፡ ጽልኢ ዘሳዉሩ።

ትማል ደምሒት ኣብ ምድሪ ኤርትራ ከምድላዩ ኪዕንድር ኣፍካ ለጕምካ ትም ኢልካ፡ ሎሚ ትግራዋይ ማለት ተመን ማለት ኢዩ፡ ተጋሩ ተመን ኢዮም እንተበልካ ዚኣምነካ ሰብ የሎን። ኣብዚ መዋእልና ዓሻ ኤርትራዊ የሎን። ኤርትራዊ ብመትከል ይኣምን፡ ንዝዀነ ይኹን ህዝቢ ብኣልማማ ኣይጸርፍን ኣይኵንንዉን።

ንህዝቢ ኤርትራ ጐረባብቱ ሄርሜላ ኮነት አርኣያ ተስፋማርያም ዝበሃሉ ውልቀ ሰባት ጥራይ ኣይዀኑን፡ እንታይ ደኣ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ እምበር። ህዝቢ ትግራይ ብኹሉ ሸነኻት ጽልኢ እናተሰብኸን በትሪ እናተወጣወጦን ኣብ ኣርዑት ጸቢብ ጉጅለ ተቆሪኑ ይርከብ፡ እቱይ ኣርዑት ድማ ዝተሰርሐ በቶም ኣብ ዲያስፖራ ዚርከቡ ሰብ ፍሉይ ረብሓ ተጋሩ ኢዩ። ናትና ሰብ ፍሉይ ረብሓዉን ነዙይ ኣርዑት የኽብዱሉ ኣለዉ። ህዝቢ ትግራይ ነዙይ ኣርዑት ኪሰብር ሓገዝ ህዝቢ ኤርትራ የድልዮ እምበር ጸርፊ ካብ ኤርትራዉያን ዚዓብሰሉ ነገር የብሉን። ንኤርትራናዉን ዚዓብሰላ የብሉን።

ከምቱይ Digital Weyane ሓደ እዋን ዚበሎ ነዙይ ሓቂ ክንርዳእ ይግባእ
Digital Weyane wrote:
13 Jan 2022, 12:25
<<ላይ ውጪ ሃገር ጁንታ ጥዒሙዎ አሎ፣ አው ዓዲ ዘሎ ዘመድ ጁንታ ግን ሀም ቆፅሊ ይረግፍ አሎ>> ልባሃል አነጋግራ አሎ።

ንተጋሩ ብኣልማማ ምጽራፍን ኣትማን ምባልን፡ ንሄርሜላ ኮነ ንኣርኣያ ተስፋማርያም ኣየሓጕሶምን ኢዩ፡ ከምቲ ትማል ንወልደኣብ ወልደማርያም ዘጕሓዮም እዙይ ብሉይ ናይ ጽልኢ ዓሌታዊ ጸርፊ ንሰብ ጥዑይ ሕሊና የጕህዮም እምበር ኣየሓጕሶምን ንብል ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን። እቱይ ጥዑይ ኤርትራዊ ንጽልኢ ምስዋር ወጊድ ቢሉ ነዙይ ዝንቡዕ ኣተሓሳስባታት ኤርትራዉያን ኮነ ተጋሩ ከጽሪ ኪጋደል ይግባእ። ነባሪ ህዝቢ እምበር ነባሪ ስርዓት የሎን። ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን (እንተላይ ህዝቢ ኢትዮጵያዉን) ፈቲና ጸሊእና ንዘለዓለም ዚነብሩ ጐረባብትን ኣሕዋትን ህዝብታት ኢዮም።

ገለ ቃል ብረዚደንተ ነዊሕኩም ምርዳእ ዝኣበየኹም ደቂ ሃገረ-ኤርትራ እንተሊኹም ኣሕጽር ኣቢልና ቀሪብናልኩ ኣሎና፡ ንሕና ደያኑ ማእከልን መስመርን።
:mrgreen:
Meleket wrote:
13 Jan 2022, 11:38
ክቡር ፕረዚደንት፡ ወያነን ኣሸቀልቱን ዝወልዕዎ ኩናት ዝያዳ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋ ኣኽፊልዎ። ኣብ ርእስኡ ጃንዳ ወያነ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ዝፈጸሞ ግፍዕን ዕንወትን ህዝቢ ትግራይ ተጸላኢ ገይርዎ ኢዩ። እዚ ኩነታት እዚ ተሰጊሩ፡ ከም ደቂ ሓንቲ ሃገር ብሓባር ንምንባር ብወገን ህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ እንታይ ክግበር ኣለዎ ትብል? ህዝቢ ትግራይከ ምስ ጎረባብቲ ህዝቢ ኤርትራ ብዓቢኡ ብስኒትን ሰላምን ክነብር ስለዝግባእ ከተመሓላልፎ እትደሊ መልእኽቲ?

ብረዚደንት፦ . . . ናታቶም ሓድጊ ናይ ጽልኢ ምዅስኳስ እዩ። ጽላኢ ምምሕዳር እዩ። ማክሮ ማነጅመንት ናይ ጽልኢ’ዩ እዚ ኩሉ ዝፈጠረ። ሰዓብቲ ኣለዎም፡ የብሎምን መን ይስዕቦም መን ኣይስዕቦምን ኣይኮነን፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓድግን ኣመዓባብላኡን ግን ኣብ መወዳእታ፡ ንህዝቢ ትግራይ ተጸላኢ ገይሩዎ። ነዚ ከኣ፡ እዚ ጸቢብ ጉጅለ ናይ ወያነ ከም ረብሓ’ዩ ርእዩዎ። ጅሆ’ዩ ሒዙዎ ንህዝቢ ትግራይ ተጠቒሙሉ እዩ። . . .

. . . ብኸምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ብኸምዚ ዓይነት ሓድጊ፡ ኣብ መወዳእታ መን ተሃስዩ ወይ ተበዲሉ እንድሕር ተባሂሉ፡ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ክሳብ እዚ ናይ ትማሊ ሓንሳብ ኣንጻር ኣምሓራ፡ ሓንሳብ ኣንጻር ፕሮስፔሪቲ፡ ሓንሳብ ኣንጻር ሻዕብያ፡ እናተባህለ፡ ነቲ ህዝቢ ቀጻሊ ናብ ጽልኢ ገጹ ናብ ስጋኣት ገጹ ከምዝሓስብ ምግባር፡ ንዕኡ ማኔጅ ምግባር እዩ። . . .

. . . ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ናይ ፖለቲካ ጸወታ ናይ ሓደ ጸቢብ ጉጅለ ግዳይ ዝኾነ፡ ብቐጻሊ ንምምሕዳር ምእንቲ፡ ንዕኡ ማኒዩፒለይት ንምግባር ብደገ ዘለዉ፡ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ፍላስፋታት ኢና ዝብሉ፡ ነዚ ጉዳይ’ዚ እናመዝመዙ ክጥቅመሉ ዝደልዩ ዘልዉ እንታይ ረኺቡ ህዝቢ ትግራይ እንተ ኢልካ፡ ካብኡ ዝረኸቦ የለን። ካብ ኵናት ናብ ኩናት፡ ካብ ረጽሚ ናብ ረጽሚ፡ ምስ ካልኦት ህዝብታት ብሰላም ከይነብር ምእንቲ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ መዋጥር ኣብ ከምዚ ኣመሰለ ዓዘቕቲ ዘውደቖ ሓደ ጸቢብ ጉጅለ እዩ። ብናቱ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ካብ’ዚ ናይ ጆሆነት ኣተሓሕዛ ኵወጽእ ክኽእል ኣለዎ። እቲ ካልእ ህዝብታት’ዉን ብስምዒት ዘጥርዮ ዘሎ ጽልኢ መስመሩ ዝሓዘ ኣይኮነን።

Post Reply