Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

ሞንጆሪኖ፣ ቅድሚ 34 ዓመት፣ (30/12/1980 ግእዝ) ናብ ኣባይ ፀሃየ ዝጸሓፈቶ ደብዳቤ!!!!

Post by Hameddibewoyane » 24 Jan 2022, 17:31

ኣባይ ፀሃየ፣ ኣብ ግዜ ቃልሲ በዓልቲ ቤቱ እዛ ሕጂ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘላ ፈትለወርቅ (ሞንጆሪኖ) እያ ኔራ። ካብ ሞንጆሪኖ ድማ "ሓየት" ዝበሃል ሓደ ቆልዓ ወሊዱ ኔሩ።

ሞንጆሪኖ፣ ቅድሚ 34 ዓመት፣ (30/12/1980 ግእዝ) ናብ ኣባይ ፀሃየ ዝጸሓፈቶ ደብዳቤ ኣተሓሒዘ post ኢለዮ ኣለኹ።

እቲ ካብ ኩሉ ትኹረተይ ዝሰሓበ ግን፣ ሞንጆሪኖ ብዝተሰረቀ ናይ ኢትዮጵያ ትካል መብራህቲ ሓይሊ headed paper እያ ነቲ ደብዳቤ ጽሒፋቶ ኔራ።

እዚ ስእሊ፣ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተዉ ዝተሳእልዎ እዩ።

ብድሕሪ ቁሩብ ዓመታት ግን ኣባይ ፀሃይ ንፈትለወርቅ ፈቲሑ ሓንቲ ንንግዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዱባይ ትመላለስ ቆንጆ መንእሰይ ኣምሓረይቲ ተመርዕዩ ኔሩ። ካብ'ታ ቆንጆ ኣምሓረይቲ ቆልዓ ኣይወለደን።

እታ ብልዒ ዝበላ ኣምሓረይቲ ሳላ ኣይተ ኣባይ ፀሃየ ብገንዘብ ቢቕ ቢቕ ኢላ "እኔ ምንም የማውቀው ነገር የለም" እንዳበለት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጽቡቕ ትነብር ኣላ።

ሓየተይ ሓርበኛ ድማ ኣብ ኣመሪካ ኮይኑ፣ "ትግራይ ትስዕር" ክብል ይዉዕል ኣሎ።

ፈትለወርቅ፣ ናይ እንዳ ሽሮ ታኒካ መሲላ ኣብ ክልል ትግራይ ኣላ :lol: :lol: :lol: :lol:

ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ

pushkin
Member+
Posts: 9527
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ሞንጆሪኖ፣ ቅድሚ 34 ዓመት፣ (30/12/1980 ግእዝ) ናብ ኣባይ ፀሃየ ዝጸሓፈቶ ደብዳቤ!!!!

Post by pushkin » 24 Jan 2022, 21:20

:lol: :lol: :lol: :lol:
Hameddibewoyane wrote:
24 Jan 2022, 17:31
ኣባይ ፀሃየ፣ ኣብ ግዜ ቃልሲ በዓልቲ ቤቱ እዛ ሕጂ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘላ ፈትለወርቅ (ሞንጆሪኖ) እያ ኔራ። ካብ ሞንጆሪኖ ድማ "ሓየት" ዝበሃል ሓደ ቆልዓ ወሊዱ ኔሩ።

ሞንጆሪኖ፣ ቅድሚ 34 ዓመት፣ (30/12/1980 ግእዝ) ናብ ኣባይ ፀሃየ ዝጸሓፈቶ ደብዳቤ ኣተሓሒዘ post ኢለዮ ኣለኹ።

እቲ ካብ ኩሉ ትኹረተይ ዝሰሓበ ግን፣ ሞንጆሪኖ ብዝተሰረቀ ናይ ኢትዮጵያ ትካል መብራህቲ ሓይሊ headed paper እያ ነቲ ደብዳቤ ጽሒፋቶ ኔራ።

እዚ ስእሊ፣ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተዉ ዝተሳእልዎ እዩ።

ብድሕሪ ቁሩብ ዓመታት ግን ኣባይ ፀሃይ ንፈትለወርቅ ፈቲሑ ሓንቲ ንንግዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዱባይ ትመላለስ ቆንጆ መንእሰይ ኣምሓረይቲ ተመርዕዩ ኔሩ። ካብ'ታ ቆንጆ ኣምሓረይቲ ቆልዓ ኣይወለደን።

እታ ብልዒ ዝበላ ኣምሓረይቲ ሳላ ኣይተ ኣባይ ፀሃየ ብገንዘብ ቢቕ ቢቕ ኢላ "እኔ ምንም የማውቀው ነገር የለም" እንዳበለት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጽቡቕ ትነብር ኣላ።

ሓየተይ ሓርበኛ ድማ ኣብ ኣመሪካ ኮይኑ፣ "ትግራይ ትስዕር" ክብል ይዉዕል ኣሎ።

ፈትለወርቅ፣ ናይ እንዳ ሽሮ ታኒካ መሲላ ኣብ ክልል ትግራይ ኣላ :lol: :lol: :lol: :lol:

ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12331
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: ሞንጆሪኖ፣ ቅድሚ 34 ዓመት፣ (30/12/1980 ግእዝ) ናብ ኣባይ ፀሃየ ዝጸሓፈቶ ደብዳቤ!!!!

Post by Fiyameta » 24 Jan 2022, 22:07

It is very hard for us Eritreans to understand the agame language in written form because it has poor sentence comprehension and lacks syntactic structure. Can you imagine if the TPLF manifesto was written in agame Tigrigna? LOL :lol: :lol: :lol:
Please wait, video is loading...

Post Reply