Page 1 of 1

ተጋዳላይ ልፍዓተይ ተስፋ: True nationalist Tigrayan Raesi Alula 2.0 from his home, before joined TDF below his video narration

Posted: 24 Jan 2022, 02:27
by Halafi Mengedi



Before he joined TDF, below video is him, this is what Tigrayawinet unlike the Diqalu???



Re: ተጋዳላይ ልፍዓተይ ተስፋ: True nationalist Tigrayan Raesi Alula 2.0 from his home, before joined TDF below his video narrati

Posted: 24 Jan 2022, 02:43
by TesfaNews
Halafi Mengedi wrote:
24 Jan 2022, 02:27







Re: ተጋዳላይ ልፍዓተይ ተስፋ: True nationalist Tigrayan Raesi Alula 2.0 from his home, before joined TDF below his video narrati

Posted: 24 Jan 2022, 08:51
by Abe Abraham
  • ብትግርኛ ለፍዐ ንቆርበት ይበሃል ። ንሰብ ድማ ኣልፍዕ ኣቢሎሞ ክበሃል እንከሎ ቅጥቅጥ ኣቢሎም ሓመዱ ኣስሒኖሞ የስምዕ ። ሕጂ ኣቦይ ተስፋ ንወዶም ስለምንታይ ልፍዓተይ ኢሎም ከም ዝሰየምዎ ናይ ኖበል ስልማት ሕቶ ይኸውን ማለት እዩ ። ልፍዓተይ ክብሉ እንከለዉ መን ከም ዘልፈዖም ከፍልጡና ኣለዎም ። ሱቕ ኢልካ ስም ሂብካ ምህዳም ዓገብ ስለ ዝኾነ።

    ኣብ ትግራይ ንፉዕ ( ሴማዊ ዝመበቆሉ ቃል ) ዝበሃል ቃል ልክዕ ከም " ምዝካር " ን " ምስማዕ " ን ጓና ኮይኑ ስለ ዝስመዖም " ልፉዕ " ኢሎም ናይ ምድማጽ ልምዲ ኣሎ ። እሞ ምስጢር ናይ " ልፍዓተይ " ኣብኡ ዶ ኾን ተሓቢኡ ይርከብ ?