Before he joined TDF, below video is him, this is what Tigrayawinet unlike the Diqalu???
-
- Senior Member+
- Posts: 45729
- Joined: 30 May 2010, 23:04
ተጋዳላይ ልፍዓተይ ተስፋ: True nationalist Tigrayan Raesi Alula 2.0 from his home, before joined TDF below his video narration
Last edited by Halafi Mengedi on 24 Jan 2022, 12:59, edited 1 time in total.
-
- Member+
- Posts: 6698
- Joined: 14 Feb 2020, 22:23
- Location: Ras Mesobawian
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋዳላይ ልፍዓተይ ተስፋ: True nationalist Tigrayan Raesi Alula 2.0 from his home, before joined TDF below his video narrati
- ብትግርኛ ለፍዐ ንቆርበት ይበሃል ። ንሰብ ድማ ኣልፍዕ ኣቢሎሞ ክበሃል እንከሎ ቅጥቅጥ ኣቢሎም ሓመዱ ኣስሒኖሞ የስምዕ ። ሕጂ ኣቦይ ተስፋ ንወዶም ስለምንታይ ልፍዓተይ ኢሎም ከም ዝሰየምዎ ናይ ኖበል ስልማት ሕቶ ይኸውን ማለት እዩ ። ልፍዓተይ ክብሉ እንከለዉ መን ከም ዘልፈዖም ከፍልጡና ኣለዎም ። ሱቕ ኢልካ ስም ሂብካ ምህዳም ዓገብ ስለ ዝኾነ።
ኣብ ትግራይ ንፉዕ ( ሴማዊ ዝመበቆሉ ቃል ) ዝበሃል ቃል ልክዕ ከም " ምዝካር " ን " ምስማዕ " ን ጓና ኮይኑ ስለ ዝስመዖም " ልፉዕ " ኢሎም ናይ ምድማጽ ልምዲ ኣሎ ። እሞ ምስጢር ናይ " ልፍዓተይ " ኣብኡ ዶ ኾን ተሓቢኡ ይርከብ ?