Page 1 of 1

ጽጋብ ትወልዳ ለእኪት!

Posted: 22 Jan 2022, 16:03
by pushkin
ጻዕዳ ጣፍ ናይ ኣምሓራ፣ ጮማ ስጋን ጠስሚን ናይ ኦሮሞ ምስ በላዕኻ ከም'ዚ ብጸጋም ዘሎ ምስሊ ትሕዝ።

ኣብ ትግራይ ኣቲኻ፣ ቆሎ ስርናይን እንጀራ ዛንገዳን ምስ በላዕኻ ድማ ነቲ ብየማን ዘሎ ትመስል።

ብሓቂ ተጋሩ ንምስሎም ጋግዮሞ ኔሮም